Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ሁርሶ መበል 3ይ ዙር ሰልጠንቲ ስልጠነኦም ብግቡእ እናተኸታተሉ ይርከቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)‹‹ሃገርን ንምድሓን ክዘምት ኢየ ኣበይ መዓዝ ብዝኾነ ይኹን›› ብዝብል መሪሕ ቃል ፀረ ሰላም ሓይሊታት ንምቅላስ ቆሪፆም ዝተለዓሉ መናእሰይ ኣብታ ሃገር ኣብ ዝርከቡ ማእኸላት ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ ውትድርና ብምእታው ስልጠና እናተኸታተሉ ይርከቡ።…

ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ ጉጅለ ህወሓት ብዝተወሰደ ስጉምቲ ጀብዲ ተፈፂሙ – መንግስቲ ክልል ኣምሓራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ዝወረሮም ከባቢታት ብዝተወሰደ ስጉምቲ ዓቢዪ ጀብዲ ከምዝተፈፀመ ዋና ዳይሬክተር ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ኣይተ ግዛው ሙሉነህ ገሊፆም። እቶም ዋና ዳይሬክተር ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ኣብ…

ጋሸና ናፃ ወፂኣ – ሓጋዚ ኮሚሽነር ቢሰጥ ጌታሁን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጁንታዉ ሸሊኹ ኣብ ዝኣተወሉ ከባቢ ጋሸና ስዕረት ተጎልቢቡ ከምዝተደምሰሰ ሓጋዚ ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊሰስ ክልል ኣምሓራ ቢሰጥ ጌታሁን አረጋጊፆም። ሰራዊት ምክልኻል እዚ ደቡብን ካልኦት ኣካላት ፀፅታን ብዝገበሩዎ ቅልጡፍ ኦፕሬሽን ዓወት ከምዝተረኸበ…

ኣብ ቀፃሊ ሰለስተ ዓመታት ተወዳዳሪን ዝሓሸ ኣገልግሎትን ንዓማዊሉ ከምዘቕርብ ኢትዮ ቴሌኮም ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀፃሊ ሰለስተ ዓመታት ተወዳዳሪን ዝሓሸ ኣገልግሎትን ንዓማዊሉ ንምቕራብ ምድላው ምግባሩ ኢትዮ ቴሌኮም ኣፍሊጡ። ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ 2014 ትልሙ፥ ንዓማዊሉ ንምቕራብ ኣብ ዝሃቀኖም ሓደሽቲን ዝተመሓየሹን ፍርያታትን ኣገልግሎታትን ዝምልከት መግለፂ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ቱርኪ ዝገበሩዎ ዑደት ዕዉት ነይሩ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ቱርኪ ዝገበሩዎ ዑደት ዕዉት ከምዝነበረ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ሳምንታዊ መግለፂ ሂቦም። ኣብ መግለፂኦም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ቱርኪ…

ኣርባዕተ ስምምዓት ኢትዮጵያን ቱርኪን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ቱርክን ኣርባዕተ ስምምዓት ተፈራሪመን። ክልተኣዊ ርክብ ኢትዮጵያን ቱርኪን 125 ዓመት ዝሓለፎ እንትኸውን፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ትማሊ ኣብ ዝገበሩዎ ዕላዊ ዑደት ኣርባዕተ ስምምዓት ብምፍርራም ተዛዚሙ። ንሳቶም እውን…

ኣብ ኢትዮጵያ ዝርገሐ ቫይረስ ኮረና ብዘደንግፅ ኩነታት ይስኽ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ብዘደንግፅ ኩነታት እናወሰኸ ከምዝኾነ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ኢንስቲትዩት፥ ‘‘መዓልታዊ ምልክታት መጠንቀቕታ እናመሓላለፍን እንተኾንና እውን ኣብ ሕብረተሰብ ዘሎ ምዝንጋዕን ዝርገሐ እቲ ለበዳ…

ግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዝኹንኑ ሰልፊታት ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ኦሮሚያ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ግብረ ራዕዳውያን ንምኹናን ዝወፅኡ ሰልፈኛታት ህወሓትን ሸኔን ዝገበሩዎ ጥምረት ተቐባልነት የብሉን ክብሉ ኮኒኖም። እቶም ነበርቲ ግብረ ራዕዳውያን ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዝገበሩዎ ስምምዕነት ዝኹንን ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ጨለንቆ…

ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝካየድ ውድድር ፋፃመ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ትፅቢት ይግበረሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኬንያ ናይሮቢ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ውድድር ጉያ መበል 18 ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና ትሕቲ 20 ዓመት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ካልኣይ መዓልቲ ውዕሉኡ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዝሳተፉሎም ናይ ፍፃመ ውድድራት ክካየዱ ኢዮም። ብመሰረት እዚ ብ500 ሜትሮ…