ጨፌ ኦሮሚያ ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ዝቐረቡ ሓደሽቲ ኣባላት ካቢኔ ኣፅቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኮይኖም ዝተሸሙ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ፥ ምክትል ርእሰ ምምሕዳርን ኣባላት ካቢኔን ኮይኖም ንኸገልግሉ ዘቕረቡዎም ተሸወምቲ ጨፌ ኦሮሚያ ኣፅቑ፡፡
ብመሰረት እዚ፦
ኣይተ ኣወል ኣብዲ - ምክትል ርዕሰ ምምሕዳር ክልል…