Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ፍሉይ ሉኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ተዛቲየም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ነሓሰ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መከነን ምስ ፍሉይ ሉኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ጄፍሪ ፊልትማን  ተዛቲየም። ኣብ ፃንሒቶም ርክብ ክልቲአን ሃገራት ተሪካዊ፣ ዝፀንሐ፣ ኣብ ናይ ሓባር ድልየትን ራእይን ዝተደረኸ…

ቤት ፍርዲ ዶክተር ደብረፂዮን ገብረሚካኤል ሓዊሱ ብግብረ ራዕዲ ዝተኸሰሱ 41 ተኸሰስቲ ፖሊስ ፌዴራል ናብ ሕጊ ንኸቕርብ ኣዚዙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፍርዲ ዶክተር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል፣ ኣይ ጌታቸው ኣሰፋን ኣይተ ጌታቸው ረዳን ሓዊሱ ብግብረ ራዕዲ ዝተኸሰሱ 41 ተኸሰስቲ ፖሊስ ፌዴራል ናብ ሕጊ ንኸቕርብ ትእዛዝ ኣመሓላሊፉ። ብገበን ግብረ ራዕዲ ክሲ ካብ ሞንጎ ዝተመስረተሎም 62 ተኸሰስቲ…

ኣመራርሓታትን ሰራሕተኛታትን ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ልዕሊ 15 ሚሊየን ብር ለጊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታት ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ንሰራዊት ምክልኻል ዝገብሩዎ ሓገዝ ኣጠናኺሮም ከምዝቕፅሉ ኣፍሊጦም። ኣባላት ማኔጅምንትን መላእ ሰራሕተኛታትን ሎሚ መዓል ኣብ ዘካየዱዎ ኣኼባ፥ ንጅግና ሰራዊት ምክልኻል ኣድላዪ ዘበለ ኹሉ ሓገዝ ከምዝገብሩ…

ተፀዋዕቲ ትካላት ሚኒስቴር ሳይንስ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ተፀዋዕቲ ትካላት ሚኒስቴር ሳይንስ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ገይሮም። እቶም ትካላት ነዚ ኣመልኪቶም ጋዜጣዊ መግለፂ ዝሃቡ እንትኾ፥ ሉኣላዊነት ሃገር እናሓለወ ንዝርከብ ሰራዊት ምክልኻል ዘለዎም ኣኽብሮትን ጅግንነትን…

32 ተለኣኣኽቲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጥፍኣት እቲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምፍፃም ናብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ እናኣአተዉ ዝነበሩ 32 ልኡኻት ጥፍኣት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ምውዓሉ ፖሊስ ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር ፖሊስ እቲ ክልል ኣብደልኣዚዝ መሓመድ ከምዝገለፁዎ፥ እቶም ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ክውዕሉ…

ጉጅለታት ግብረ ራዕዲ ጎንፂ ንምፍጣር ክጥቀሙሎም ይኽእሉ ኢዮም ተባሂሎም ኣብ ዝተፈለዩ ከባቢታት ብጥንኩር ውዳበ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራል ክልል ኣምሓራን ጎረባብቲ ዞባታት ዞባ ሰሜን ሽዋን ወረዳታትን ጉጅለታት ግብረ ራዕዲ ህወሓትን ሸኔን ንምቁፅፃር ዘኽእል ኣወዳድባ ይፈጥሩ ኣለዉ። ጥቡቕ ቁፅፅር ምግባር ዝከኣለሉ ኣሰራርሓ እናተዘርገሐ ዝርከብ ኣብ ክልል ኣምሓራ…

ልዕሊ 300 ቢሊየን ብር ዕድጊት ዲጂታል ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2013 .ም ልዕሊ 300 ቢሊየን ብር ዕድጊት ዲጂታል ከምዝተሳለጠ ተገሊፁ። ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣብ በጀት ዓመት 2014 ናይ መንግስቲ ኣገልግሎታት ናብ ዲጂታል ከምዝቕየሩ ኣፍሊጡ ኣሎ። ሚኒስትር ኢኖቬሽንን…

ሕብረተ ሰብ ምስ ሓይሊታት ፀፅታ ኮይኑ ይቃለስ ኣሎ – ፖሊስ ክልል ዓፋር

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረተሰብ ሓይሊ ጁንታ ንምድምሳስ ምስ ሓይሊታት ፀፅታ ፌዴራልን እቲ ክልልን ከምኡ እውን ፍሉይ ሓይሊ ክልል ኦሮሚያ ብምትሕብባር እናሰርሐ ከምዝርከብ ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ዓፋር ዓሊ ዳኒ ገሊፆም። እቲ ጉጅለ ኣብ ግዚያዊ መዕቖቢ ጋሊኮማ…

ኮሚሽነር ኮሚሽን ፕላንን ልምዓትን ምስ ተወከልቲ ዓለም ለኻዊ ጥምረት ንኢትዮጵያ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ፕላንን ልምዓትን ዶ/ር ፍጹም አሰፋ ኣብ ቀረባ ኣገለግሎት ቴሌኮም ንምርካብ ፍቓድ ምስ ዝረኸበ  ተወከልቲ ዓለም ለኻዊ ጥምረት ንኢትዮጵያ ተዛቲየን። ዶክተር ፍጹም፥ ኢትዮጵያ ኣብ ቀፃሊ ኣብ ዓውዲ ውልቀ ብዛዕባ ዝተለመቶ ናይ…

ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ህወሓት ትንኮሳ ዝገበረሎም ስትራቴጂክ ቦታታት ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ምስ ናይ ካልኦት ኣካላት ፀፅታ ብምዃን ኣልቂቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ህወሓት ትንኮሳ ዝገበረሎም ስትራቴጂክ ቦታታት ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ምስ ናይ ካልኦት ኣካላት ፀፅታ ብምዃን ኣልቂቑ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ህወሓት ከተማ ቆቦ ብምቁፅፃር ናብ ካልኦት ክፋላት እዛ ሃገር ብቐሊሉ ንምሕላፍ ብልምዲ …