Fana: At a Speed of Life!

ናይ ኢትዮጵያ ናይ ባሕሪ ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ኣገልግሎት ትካል ንመከላከያ ሰራዊት ልዕሊ 55 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ኢትዮጵያ ናይ ባሕሪ ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ኣገልግሎት ትካል ንመከላከያ ሰራዊት ልዕሊ 55 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሩ። ናይቲ ትካል ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ካብ ወርሒ ደመዎዞም 15 ነጥቢ 8 ሚሊየን ብር ድጋፍ ዝገበሩ እንትኾኑ፥ እቲ ትካል…

ሰራዊት ምክልኻልን ሓይታት ፀፅታ ክልል ኣምሓራን ኣብ ግምባር ማይ ፀብሪ ልዑል ዓወት የመዝግብ ኣሎ – ዋና ኣዛዚ ክፍለ ጦር መበል 54 ኮሎኔል…

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻልን ሓይታት ፀፅታ ክልል ኣምሓራን ኣብ ግምባር ማይ ፀብሪ ልዑል ዓወት የመዝግብ ከምዘሎ ተገሊፁ። ኣብ ግምባር ማይ ፀብሪ ዋና ኣዛዚ ክፍለ ጦር መበል 54 ኮሎኔል የሺበር ኣዳነ፥ ግብረ ራዕዲ ትህነግ ኣብ ልዑል ክሳራ ከምዝኣተወ…

ዩ ኤስ ኤይድ ኣብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ንዝተመዛበሉ 136 ሺሕ ዜጋታት ዝኸውን ሓገዝ ምግቢ ምልኣኽ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩ ኤስ ኤይድ ኣብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ንዝተመዛበሉ ልዕሊ 136 ሺሕ ዜጋታት ዝኸውን ሓገዝ ምግቢ ምልኣኽ ጀሚሩ። እቲ ትካል ኣብ ቀፃሊ ኣብ ክልቲአን ክልላት ንዝተመዛበሉ 340 ሺሕ ዜጋታት ሓገዝ ምግቢ ንምቕራብ እናሰርሐ ከምዝኾነ ካብ ኤምባሲ…

ካብ መላእ እዛ ሃገር ዝተውፃእፅኡ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ተዛቲዮም

ኣዲስ አበባ ፣  11 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ መላእ እዛ ሃገር ዝተውፃእፅኡ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ተዛቲዮም። እቲ መድረኽ ዘተ ኣሸባሪ ህወሓት ጉጅለ ኣብ ኢትዮጵያ ዝጀመሮ ኩለ መዳይ ጦርነትን ተመሳሰልቲ ዛዕባታትን ዘተኮረ ኢዩ። ኣብቲ መድረኽ ካብ…

ነበርቲ ዞባ ደቡብ ወሎ ክሳብ ግምባር ብምኻድ ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ዞባ ደቡብ ወሎ ክሳብ ግምባር ብምኻድ ንኣባላት ሰራዊት ምክልኻል፣ ፍሉይ ሓይሊ ሓይሊን ሚሊሻን ልዕሊ 780 ሺሕ ብር ወፃኢ ብምግባር 24 ሰንጋታትን 46 ኣባጊዕን ሓገዝ ገይሮም። ዋና ኣመሓዳሪ ዞባ ደቡብ ወሎ ኣይተ ሰይድ መሓመድ፥ ኣብቲ…

ሓለፍቲን ሰራሕተኛታትን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓለፍቲን ሰራሕተኛታትን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ልዕሊ ብር 3 ነጥቢ 6 ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሓገዝ ገይሮም። ካብዚ ብተወሳኺ ንሰራዊት ምክልኻል ዘለዎም ሓገዝ ንምግላፅ “ደምና ንሰራዊት ምክልኻልና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሎሚ መዓልቲ ደም ለጊሶም።…

መሳርሒ እኩይ ተግባር ሽርሐኛታት ንዘይምዃን ምጥንቃቕ ይግባእ – መንግስቲ ክልል ደቡብ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መሳርሒ እኩይ ተግባር ሽርሐኛታት ንዘይምዃን ምጥንቃቕ ከምዝግባእ መንግስቲ ክልል ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ክልል ደቡብ ኣተሓሳሲቡ። መንግስቲ እቲ ክልል ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ኣድሂቡ መግለፂ ሂቡ። ህዝቢን መንግስቲን ክልል ደቡብ…

ኣብ ደቡብ ክልል ካብ ዝርከቡ ዩንቨርስቲታት ዝተውፃእፅኡ ምሁራት ኣብ እዋናዊ ኩነታት ይዛተዩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ነሓሰ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ክልል ካብ ዝርከቡ ዩንቨርስቲታት ዝተውፃእፅኡ ምሁራት ኣብ ደቡብ ኦሞ ዞቦ ቱርሚ ከተማ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ይዛተዩ ኣለዉ። እቲ ሰለ  ጂንካ ዩኒቨርሲቲን ናይ ደቡብ ክልል መንግስትን ብሓባር ኢዮም ኣዳሊየምዎ። ሓላፊ ቢሮ ባህሊን…

ናይ ኣምሓራ ፖሊስ ኮሌጅ ዘሰልጠኖም ፍሉይ ሓይሊ ፖሊሳት የመርቕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣  11 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ኣምሓራ ፖሊስ ኮሌጅ ዘሰልጠኖም ፍሉይ ሓይሊ ፖሊሳት የመርቕ ኣሎ ክብል ናይ ኣምሓራ ፖሊስ ኮሚሽን ኣፍሊጡ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…

ኣብ ኢትዮጵያ ዘንፀላለወ ሓደጋ ንምምካት ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ከምዝስለፉ ነበርቲ ከተማ ድሬዳዋ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ካብ ዘንፀላለዋ ሓደጋ ንምድሓን ኣብ ጎኒ ጅግና ሰራዊት ምክልኻል ከምዝስለፉ ነበርቲ ከተማ ድሬዳዋ ገሊፆም። ኣብ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ኢትዮጵያ ንምድሓን ክንዲ ዘድሊ ርሕቐት ክንጓዓዝ ኢና፤ ዘድሊ መስዋትነት ክንከፍል ኢና ብዝብል መሪሕ…