ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኪነ ጥበብ ኩሉ ጊዘ ምስ ናይ ኢትዮጵያ ጀግንነት ኢያ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Aug 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኪነ ጥበብ ኩሉ ጊዘ ምስ ናይ ኢትዮጵያ ጀግንነት ኢያ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓሐፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ዝተፈላለዩ መሰጠኒ ማእኸላት ዝግጅቶም ንዘቕረቡ ሰብ ሞያታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ፍርቂ ሚሊየን ሓገዝ ክታበት ቫይረስ ኮሮና ረኺባ Gebremariam Weldegerima Aug 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)እንግሊዝ 500 ሺሕ ዶዝ ኣስታራዜኒካ ክታበት ቫይረስ ኮሮና ንኢትዮጵያ ለጊሳ። እቲ ስነ ስርዓት ርኽክብ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰን ኣምባሳደር እንግሊዝ ኣብ ኢትዮጵያ አሌክስ ካሜሮንን ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ፍሉይ ዘመቻታት ሓይሊ ማእኸል መሰልጠኒ ናይ መሰረታዊ ውትድርና ናይ ስልጠና መኽፈቲ ስነ ስርዓት ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Aug 17, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፍሉይ ዘመቻታት ሓይሊ ማእኸል መሰልጠኒ ናይ መሰረታዊ ውትድርና ናይ ስልጠና መኽፈቲ ስነ ስርዓት ተኻይዱ። ናይቲ ማእኸል ዋና አዛዚ ኮሎኔል ዋለልኝ ታደሰ÷ ብዓብዪ ሞራልን ወነን እምቢ ንሃገረይ ኢሎም ሃገሮም ብቅንዕናን ተኣማንነትን ንምጉልባት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ኢትዮጵያ ሉኣላዊነት ብጀግንነት ክነኽብር ኢና – ምልምል ወታደራት Gebremariam Weldegerima Aug 16, 2021 0 <span;>ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ናይ ህወሓት ኣሸባሪ ሓይሊ ብምጥፋእ ናይ ኢትዮጵያ ሉኣላዊነት ብጀግንነት ንምኽባር ከምዝተዘጋሠዉ ኣብ ጦላይ ማሰልጠኛ ማእኸል መሰረታዊ ውትድርና ዝሰልጥኑ ምልምል ወታደራት ገሊፆም። <span;>ካብ ብሄራዊ ቴኣትርን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህወሓት ይኹን ኦነግ ሸኔ ናይ ሃገር ሰላምን ደሕንነትን ኣብ ሓደጋ ንከየውድቑ ብቑርፀኝነት ንሰርሕ ኣለና-ኣይተ ደስታ ሌዳሞ Gebremariam Weldegerima Aug 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህወሓት ይኹን ኦነግ ሸኔ ናይ ሃገር ሰላምን ደሕንነትን ኣብ ሓደጋ ንከየውድቑ ብቑርፀኝነት ንሰርሕ ኣለና ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ገሊፀም። ኣይተ ደስታ ሎሚ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኢትዮጵያ ዝነበራ ሰላም ነብ ኢዳ ክሳብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒሴፍ ኣብ ደባርቅን ደሴን ንዝርከቡ ተፈናቐልቲ ድጋፍ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Aug 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ተራድኦ ህፃናት ሕቡራት መንግስታት (ዩኒሴፍ) ኣብ ደባርቅን ደሴን ንዝርከቡ 9 ሺሕን 130 ተፈናቐልቲ ድጋፍ ገይሩ። እቲ ሓገዝ ድጋፍ ምግቢ፣ ጥዕና፣ ንፁህ ማይ መስተን ንፅህና መሐለዉን ዘካተተ ኢዩ። ኣብ ቀፃሊ እውን እቲ ሓገዝ ተበፃሒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝቢን መንግስቲን ክልል ኦሮሚያ ኢትዮጵያ ካብ ዘንፀላለዋ ፈተና ንምውፃእ ብጭቡጥ ይትግብር ከምዘሎ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Aug 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢን መንግስቲን ክልል ኦሮሚያ ኢትዮጵያ ካብ ውሽጢንወፃኢን ዘንፀላለዋ ፈተና ንምውፃእ ሃገራዊ ፃውዒት ተቐቢሉ ብጭቡጥ ይትግብር ከምዘሎ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ኣፍሊጡ። እቲ ብሄራዊ ክልል ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ኣድሂቡ መግለፂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ መስቀል ኣደባባይ ናይ መኪና መቖሚ ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Aug 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ መስቀል ኣደባባይ ናይ መኪና መቖሚ 24 ሰዓታት ኣገልግሎት ምሃብ ከምዝጀመረ ትካል ማክኸል ኤግዚቢሽንን ልምዓት ዕዳጋን ኣፍሊጡ። እቲ ብልዕሊ 2 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ወፃኢ ዝተሃነፀ ኣደባባይ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሰነ ኢዩ ህንፀቱ ተዛዚሙ ንምረቓ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ገንዘብ ሚኒስቴር ኣመራርሓን ሰራተኛታትን ንመከላከያ ሰራዊት ደም ለጊሶም Gebremariam Weldegerima Aug 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ገንዘብ ሚኒስቴር ኣመራርሓን ሰራተኛታትን ንመከላከያ ሰራዊት ደም ለጊሶም። ኣብ ገንዘብ ሚኒስቴር ዝተኻየደ ናይ ደም ልገሳ "ደምና ንመከላከያ ሰራዊትና" ብዝብል መሪሕ ቃል ብብርኪ ሃገር ዝግበር ዘሎ ምንቕናቕ ኣካል ኢዩ ተባሂሉ። ስለዝኾነ…
ቢዝነስ ኤጀንሲ ምዝገባን ምርግገሳፅን ሰነዳት ምስ ቡና ኢንተርናሽናል ባንኪ ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዑ Gebremariam Weldegerima Aug 16, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤጀንሲ ምዝገባን ምርግገሳፅን ሰነዳት ፌዴራል ምስ ቡና ኢንተርናሽናል ባንኪ ብሓባር ንምስራሕ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ። እቲ ስምዕነት ዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ኣይተ ሙሉቀን ኣማረን ፕሬዚዳንት ቡና ኢንተርናሽናል ባንኪን ኣይተ ሙሉጌታ ኣለማየሁ…