Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ዓፋር ንዝተፈናቐሉ ዜጋታት ደገፍ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣  10 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ጁንታ ዘካየዶ መጥቃዕቲ ስዒቡን ብሓደጋ ውሑጅን ንዝተፈናቐሉ ዜጋታት ደገፍ ይግበር ኣሎ። ምክትል ሓላፊት ቤት ፅሕፈት ምትሕብባር ምግቢ ውሕስናን ምክልኻልን ሓደጋ እቲ ክልል ወይዘሮ ኩልሱማ ቡርሃባ ንፋና ሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…

ግድብ ህዳሰ ንሃገራት እቲ ከባቢ ዝተርፍ ረብሓ ኣለዎ – ሚኒሰስቴር ጉዳያት ወፃኢ ም/ሚ/ር

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ሱዳን ነቢል መህዲ ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ዓለም ለኸ ምትሕብባርን ደቡብ ሱዳን ዴንግ ዳው ኣብ እዋናዊን ክልተኣዊን ጉዳያት ኣድሂቦም ተዛቲዮም፡፡ ኣምባሰደር ነቢል ኣብቲ ዘተ፥ ከይዲ ድርድር ግድብ…

ዓወት ግንባር ዓፋር ኣብ ግንባር ምዕራብ እውን ተጠናኺሩ ቀፂሉ

ኣብ ኣምሓራ ክልል ኣብ ምዕራብ ግንባር ኣብ ዛሬማ፣ ጨው በርን በር ማሪያምን ዝተብሃሉ ከባቢታት ናይ ሃገር መከላከያ ሰራዊት ፤ ናይ ኣየር ሓይሊ ፣ ንሰራዊት ደጀን ዝኾነ ናይ ኣምሓራ  ህዝቢ፣ ናይቲ ክልል ፍሉይ ሓይሊን ዕጡቕን ብምውዳድ ኣብ ልዕሊ ሽብርተኛ ህወሃት ዕጡቕ ጉጅለ ብዝወሰድዎ ስጉምቲ እቲ…

ንኣትሌታትን ኣሰልጠንቲን  ሽልማት ተበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ደቡብ ክልል መንግስቲ ኣብ ቶኪዮ 2020 ኦሎምፒክ ሜዳልያ ንዘርከቡ ኣርባዕተ ኣትሌታትን ኣሰልጠንቲን  ሽልማት ተበርኪቱ። ንሰለሞን ባረጋ 500ሺህ ብር፣ 10  ሺሕ ካሬሜትር  ኣብ ወልቂጤ ከተማ  ንኢንቨስትመንት ቦታ ከምኡውን ናይ ማዕርግ…

ኣትሌት ኢንስፔክተር ሰለሞን ባረጋ ናይ ኮማንደርነት ማዕርግ ተዋሂቡዎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9  ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ናይ ደቡብ ፖሊስ ስፖርት ክለብ ኣባል ዝኾነ ኣትሌት ኢንስፔክተር ሰለሞን ባረጋ ናይ ኮማንደርነት ማዕርግ ተዋሂቡዎ። ኣብ ቶክዮ ኦሎምፒክ ዝተሳተፈ ጉጅለ ለኡኽ ኣብ ደቡብ ክልል ሀዋሳ ከተማ አቀባብላ ዝተገበረሉ እንትኸውን÷ ናይቲ ክልል ፖሊስ…

ጁንታ ንህፀናት ኣደንዛዚ እፅ ብምሃብ ንሞት ይዳርጎም ኣሎ-ኢዱ ንመከላከያ ዝሃበ ህፃን

ኣዲስ ኣበባ ፣  9  ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጁንታ ንህፀናት ብምግዳድ ናብ ጦርነት ድሕሪ ምውሳዱ  ኣደንዛዚ እፅ ብምሃብ ንሞት ይዳርጎም ከምዘሎ ኢዱ ንመከላከያ ዝሃበ ህፃን ኣረጋጊፃ። ናይ 13 ዓመት ህፃን ግርማይ ብሩ ኣብኡን እንኡን ምሟቶም ስዒቡ ኣብ ጎደና ዝነብር ዝነበረ ኢዩ። እቲ…

“ፀሓይ ሕሶት እንትትጠልቕ መፃወዲያ ሽርሐኛታት ክብጠስ ኢዩ!!”

ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝተውሃበ መግለፂ ኩሉ ግዘ ቅድሚ ምውግሑ ዓሚቕ ፀልማት ይኸውን። ኣብ ውሽጢ ስግግር ምሸትን ወጋሕታን ዘይሓለፈ ወለዶ የለን። ብርቱዕ ፀልማት ዋግዋጎ ወጋሕታ ዘብስር ስለዝኾነ፣ እቲ ምሸት መሲዩ እንተተረፈኸ? ወይ ድማ ወጋሕታ እንተዘይመፅአኸ?’ ኢልና…

ኣብ ሃይቲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ራዕዲ መሬት ብውሑዱ ህይወት 304 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃይቲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ራዕዲ መሬት ብውሑዱ ህይወት 304 ሰባት ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። ብሬክተር ስኬል 7 ነጥቢ 2 ዝተመዝገበ ራዕዲ መሬት ህይወቶም ካብ ሞንጎ ዝሓለፉ ሰባት ብተወሳኺ ልዕሊ 1 ሺሕን 800 ሰባት ቆሲሎም ተባሂሉ። ትማሊ ቀዳም…

ዩኒቨርሲቲ መደወላቡ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም ተምሃሮ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ መደወላቡ ቀፅሪ ሻሸመኔ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም 178 ተምሃሮ ኣመሪቑ። እቲ ዩኒቨርሲቲ ብቐዳማይን ካልኣይን ዲግሪ ዘፈር ትምህርቲ ቢዝነስ ዘሰልጠኖም ተምሃሮ ኢዩ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ ዘሎ፡፡ ኣብቲ ስነ-ስርዓት…

ጉጅለ ጥፍኣት ጁንታ ንመወዳእታ ግዘ ንምቕባር ተሓባቢርና ንስራሕ – ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ጥፍኣት ጁንታ ንመወዳእታ ግዘ ንምቕባር ተሓባቢርካ ምስራሕ ከምዝግባእ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ነበር ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝድግፍን ግብረ ራዕዲ ህወሓትን…