ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነበር ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ዝድግፍ ንጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝኹን ሰልፊ ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ዝድግፍ ንጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝኹን ሰልፊ ኣብ ኣደባባይ መስቀል ኣካይዶም። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ሓዊሱ ዕድመ ዝተገበረሎም ኣጋይሽ ተረኺቦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ግምባር ወሎ ተረኺቦም ኣብቲ ቦታ ንዝርከብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣበረታቲዖም Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ግምባር ወሎ ወረዳ ኣምባሰል ከተማ ውጫሌ ንዝርከብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣበረታቲዖም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ከምዝገለፁዎ፥ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር እዛ ሃገር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባላት ሰራዊት ምብራቕ እዝ ኣብ ግምባር ዓፋር ኣሸባሪ ሓይሊ ብምድምሳስ ዘኹርዕ ተግባር ይፍፅም ኣሎ-ሜጀር ጀነራል በላይ ስዩም Gebremariam Weldegerima Aug 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ ነሐሴ 8 ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህወሓት በይናዊ ደው ምባል ተኹሲ ብዘይምቕባሉ ሰራዊት ምክልኻል ምስ ካልኦት ሓይሊታት ፀፅታ ብምትሕብባር ንሓንሳብን መወዳእታን ንክድምስሶ ኣንፈት ከምዝተውሃበ ዋና ኣዛዚ ምብራቕ እዚ ሜጀር ጀነራል በላይ ስዩም ኣፍሊጦም። ኣባላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝግበር ዘሎ ሃገር ናይ ምብታን ኣጀንዳ ድልየትን ምንቅስቓስን እቲ ጉጅለ ራዕዲ እምበር ንህዝብና ኣይገልፅን-ፓርቲ ብልፅግና ትግራይ Gebremariam Weldegerima Aug 14, 2021 0 አዲስ አበባ ፣ ነሐሴ 8 ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ትግራይ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ መግለፂ ሂቡ። እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ዝግበር ዘሎ ሃገር ናይ ምብታን ኣጀንዳ ድልየትን ምንቅስቓስን እቲ ጉጅለ ራዕዲ እምበር ንህዝብና ኣይገልፅን ኢሉ። ባህጊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተወለድቲ ትግራይን ፓርቲታት ፖለቲካን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደም ለጊሶም Gebremariam Weldegerima Aug 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ተወለድቲ ትግራይን ፓርቲታት ፖለቲካን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ደም ለጊሶም ኣብ ዝተፈላለዩ ግንባራት ዝዋደቕ ዘሎ ሰራዊት ምክልኻል ኣድላዪ ደገፍ ይገብሩ ከምዘሎዉ ተገሊፆም። ኣሸባሪ ህወሀት ኢትዮጵያ ንምፍራስ ኣብ ትርጉም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 1 ሚሊየን ብር ዝግመት መድሓኒት ደገፍ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Aug 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ነሓሰ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ክፍለ ከተማ ቦሌ ወረዳ 7 ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 1 ሚሊየን ብር ዝግመት መድሓኒት ደገፍ ገይሮም። እቲ ክፍለ ከተማ ልዕለ 80 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ ምንብሩ ይዝከር። ዝኾነ ይኹን ገንዘብን ናውቲን ህይወት ክገዝእ ኣይኽአልን፤…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝባዊ መጅሊስ ደሴ ብኣሸባሪው ህወሃት ንዝተፈናቀሉ ወገናት ድጋፍ ኣቕሪቡ ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝባዊ መጅሊስ ደሴ ብኣሸባሪው… Gebremariam Weldegerima Aug 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝባዊ መጅሊስ ደሴ ብኣሸባሪው ህወሃት ንዝተፈናቀሉ ኣብታ ከተማ ንዘለዉ ወገናት ልዕሊ 700 ሺሕ ብር ዝግመት ናይ ምግብን ናውቲን ድጋፍ ኣቕሪቡ። ናይቲ መጅሊስ ፕሬዝዳንት ሸህ እንድሪስ በሽር፥ ኣሸባሪው ህወሃት ብዝኸፈቶ ናይ ሽብር ጦርነት ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብጉጅለ ህወሓት ንዝተፈናቐሉ ዜጋታት ንምድጋፍ ፕሮግራም ምትእኽኻብ እቶት ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሽብርተኛ ብጉጅለ ህወሓት ንዝተፈናቐሉ ዜጋታት ንምድጋፍ ፕሮግራም ምትእኽኻብ እቶት ኣብ ከተማ ሰመራ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ በዓል ህዝቢ ብዓቕሙ በዓል 1000፣ 500ን 100 ብር ትኬታት ገዚኡ ንክኣቲ ብምግባር ኢዩ ንምትእኽካብ ተተሊሙ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርስቲ ወለጋ ተምሃሮ የመርቕ ኣሎ ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርስቲ ወለጋ 5 ሺሕን 903 ተምሃሮ የመርቕ ኣሎ። ኣብ ነቀምቴ… Gebremariam Weldegerima Aug 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርስቲ ወለጋ 5 ሺሕን 903 ተምሃሮ የመርቕ ኣሎ። ኣብ ነቀምቴ ካምፓስ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ናይ ምረቓ ስነስርዓት ናይ ገንዘብ ሚንስትር ዴኤታ ዶ/ር እዮብ ተካልኝ፣ ናይቲ ዮኒቨርስቲ ላዕለዎት ሓላፊቲታት፣ ናይ ሃገር ሽማግለታትን ናይ ተምሃሮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Aug 14, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ፍሉይ ሓይሊ ሶማሊን ዝድግፍ ህዝባዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ተኻይዱ። ኣብቲ ሰልፊ ናይ ሶማሊ ክልል ፕሬዝዳንት አቶ ሙስጠፋ ሙሁመድ፣ ም/ፕሬዝዳንት አቶ ኢብራሂም ኡስማን፣ ናይ ሶማሊ ብልፅግና ፅሕፈት ቤት ሓላፊ ኢ/ር…