Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሣህለወርቅ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ታንዛንያ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ ነሃሴ 7፣2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሣህለወርቅ ዘውዴምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ታንዛንያ ሊቤራታ ሙላሙላን ተዛቲየን። ርክብ ክልቲአን ሃገራት ብዝበለፀ ኣብ ዝጥንክረሉ ጉዳይ ብምድሃብ ከልቲአን መራሕቲ መዝታየን ተገሊፁ። ብተወሳኺ ኣብ ክሊ ተሳትፎ ደቂ ኣኒስቲዮ ምልዛበን…

ፕሬዚዳንት ሣህለወርቅ ምስ ኣብ ኣሜሪካ ልኡኻን ሰላም ኢትዮጵያውያን ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣  7 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሣህለወርቅ ዘውዴ ምስ ኣብ ኣሜሪካ ልኡኻን ሰላም ኢትዮጵያውያን ተዛቲየን። ትሽዓተ ኣባላት ዘለዎን ካብ 13 ትካላት ስቪክ ዝተወከሉን ትውልድ ኢትዮጵያዊያን ዘካተተ እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ብምዝውዋር ተፈናቐልቲ…

ኣብ ከተማታት ድንገተኛን ፅኑዕን ሕሙማት ኣገለግሎት ሕክምናንምምሕያሽ ይስራሕ ከምዘሎ ሚኒስቴር ጥዕና ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማታት ድንገተኛን ፅኑዕን ሕሙማት ኣገለግሎት ሕክምናንምምሕያሽ ይስራሕ ከምዘሎ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። ኣብዚ ዘለናሉ እዋን ወረርሽን ኮረና፣ ሕማም ዓሶ፣ ሓደጋ ትራፊክ ሓዊሱ ካልኦት ሓደጋታትን ሕማማትን ኣብ ዓውዲ ጥዕና…

ኣብ ትግራይ ኣብ ዘለዋ ዩንቨርስቲታት ኣብ 2013 ዓ.ም ትምህርቶም ዝወድኡ ተምሃሮ ዝምረቕሉ ኩነታት ንምምዕርራይ ክስራሕ ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣  7 ነሓሰ፣2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ኣብ ዘለዋ ዩንቨርስቲታት ኣብ 2013 ዓ.ም ትምህርቶም ዝወድኡ ተምሃሮ ዝምረቕሉ ኩነታት ንምምዕርራይ ክስራሕ ኢዩ ከብል ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ኣፍሊጡ። እቲ ሚነስቴር ኣብ ተግራይ ካብ ዝርከቡ ዩንቨርስቲታት 10…

9 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዜጋታት ኣገልግሎት መስተ ማይን ሳኒቴሽንን ቀሪቡ- ሚኒስቴር ማይ መስኖን ኢነርጅን

ኣዲስ ኣበባ፣  7 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ በጀት ዓመት ብምኽኒያት ደርቂ፣ ውሕጅን ጉንፅን ካብ መረበቶም ነዝተመዛበሉ  9 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዜጋታት ኣገልግሎት መስተ ማይን ሳኒቴሽንን ከምዝቐረበ ሚኒስቴር ማይ መስኖን ኢነርጅን ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ሚኒስቴር ማይ መስኖን ኢነርጅን…

“ገ እናበሉኻ ዶ ትጋገ! ይብሉ ወለዲ”፤ እምቢታ ሰላም፣ ራህዋን ቅሳነትን መሰረት ውድቀት እዩ-ዶ/ር ኣብርሃም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)"ገ እናበሉኻ ዶ ትጋገ! ይብሉ ወለዲ"፤ እምቢታ ሰላም፣ ራህዋን ቅሳነትን መሰረት ውድቀት እዩ ክብሉ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ኣብረሃም በላይ ገሊፆም። እቶም ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኣብ ማሕበረታዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፆም…

ህዝቢ ኣሸባሪ ትህነግ እሾኽ ኮይኑ ይዋግኦ ኣሎ – ኣይተ ቀለምወርቅ ምህረቴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ህዝቢ ኣሸባሪ ትህነግ እሾኽ ኮይኑ ይዋግኦ ኣሎ  ከብሉ ዋና ኣመሓዳሪ ዞባ ደቡብ ጎንደር ኣይተ ቀለምወርቅ ምህረቴ ገሊፆም። ኣሸባሪ ትህነግ ወረራ ኣብ ዝፈፀመሎም ከባቢታት ናይ እምነት ቦታታት፣ ትካላትን ናይ ግለ ሰባት መንበሪ ቤታትን የውድም ኣሎ…

ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ደገፍ ንዝገብሩ ሰብ ሞያ ኪነ ጥበብ ስነ ሰርዓት ምፍናው ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣  7 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስራሕቲ ወፍሪን መሰልጠንቲ ትካላትን ንኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር በኪነጥበባዊ ስራሕቲ ደገፍ ንዝገብሩ ሰብ ሞያ ኪነ ጥበብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ማዛጋጃ ቤት ስነ ሰርዓት ምፍናው ተገይሩ። እቶም ሰብ ሞያ ኣብ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ካብ ዝርከቡ…

መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ ንተጎዳእቲ ክልል ዓፋር ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ ብኣሸባሪ ጉጅለ ጁንታ ኣብ ህዝቢ ዓፋር ብዝተኸፈተ ኲናት ነካብ መረበቶም ንዝተፈናቐሉ ዜካታት ናይ ምግብን መድሓኒትን ደገፍ ገይሩ። እቲ ደገፍ ኣብ ሰመራ ተረኺቦም ንርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኣወል አርባ ዘረከቡ ናይቲ…

ኢትዮጵያ ዓውደ ርእይ ሌዘርን ጉባኤ ቆርበት ዓለምን ንክተተኣናግድ ተሓሪያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ መበል 12 ዓውደ ርእይ ሌዘርን ጉባኤ ቆርበት ዓለምን ንክተተኣናግድ ተሓሪያ ተባሂሉ። ኣብ ንግዲን ኢንዱስትሪን ሚኒስቴር ዳይሬክተር ቆርበትን ጨርቃ መርቅን ኣይተ ዘሪሁን አበበ፥ ኣብ ዝሓለፉ 10 ዓመታት እቲ ሚኒስቴር ምስ መዳርግቲ ኣካላት…