Fana: At a Speed of Life!

ልዕሊ 50 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ናውቲታት ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ልዕሊ 50 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ናውቲታት ኮንትሮባንድ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ተታሒዞም። እቶም ናውቲታት ካብ ሃገር እንትወፁን ናብ ውሽጢ ዓዲ እንትኣትዉን ዝተትሓዙ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ካብ መንጎ እቶም ዝተትሓዙ ናይ ሃገራት ወፃኢ ገንዘብ፣ ወርቂ፣…

ገበንን ከጋጥሙ ዝኽእሉ ፀገማት ፀፅታን ንምክልኻል ትካላትን ውልቀ ሰባትን ማንነት ተኻረይቲ ንከረጋግፁ ፖሊስ ኣተሓሳሲቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሓምለ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ ) ገበንን ከጋጥሙ ዝኽእሉ ፀገማት ፀፅታን ንምክልኻል ኣገልግሎት መንበሪ ገዛን መደቀስን ዝህቡ ዝተፈላለዩ ትካላትን ውልቀ ሰባትን ማንነት ተኻረይቲ ንከረጋግፁ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣተሓሳሲቡ። ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኣዲስ ኣበባ ማንነቶም ሰዊሮም…

ሚኒስቴር ጥዕና ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ ዝሃበቶ 453 ሺሕን 600 ዶዝ ክታበት ኮቪድ 19 ተረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ  ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ ዝሃበቶ 453 ሺሕን 600 ዶዝ ክታበት ኮቪድ 19 ተረኪበን። እቲ ደገፍ፥ "ጆንሰን ኤንድ ጆንሰን" ዝተብሃለ ዓይነት ክታበት ኢዩ ተባሂሊ። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ነቲ ደገፍ ኣብ…

ኣብዚ ሐዚ እዋን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ናይዛ ሃገር ናይ መወዳእታ ድፋዕ እንበር ናይ ሓደ ፖለቲካዊ ውድብ ድፋዕ ኣይኮነን-ሌ/ ጄ ባጫ ደበሌ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሐዚ እዋን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ናይዛ ሃገር ናይ መወዳእታ ድፋዕ እንበር ናይ ሓደ ፖለቲካዊ ውድብ ድፋዕ ኣይኮነን ክብሉ ዋና መተሓባበሪ ስራሕቲ ህንፀት ሰራወት ምክልኻል ሃገር ሌተናል  ጄነራል ባጫ ደበሌ  ገሊፆም። ቅድሚ ኣርባዕተ ዓማውቲ…

ንሃገራዊ ፃውዒት ምላሽ ንመሃብ ዝንቀሳቐስ ፍሉይ ሓይሊ ክልል ሶማሌ ተሰኒዩ

አዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሃገራዊ ፃውዒት ምላሽ ንመሃብ ዝንቀሳቐስ ፍሉይ ሓይሊ ክልል ሶማሌ መርሃ ግብሪ ምፍናው ተገይሩሉ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ፣ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ክልል ሶማሌ ኢንጂነር መሓመድ ሻሌ፣ ዓበይቲ…

ጉጅለ ልኡኽ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ምስ ኣምባሳደር መለስ ኣለም ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ልኡኽ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ምስ በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኬንያ መለስ ኣለምን ኣብ ኬንያ ምስ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ኣቦታት ትካላት ሃይማኖትን ተዛቲዩ። ኣብቲ እዋን ዘተ ካብ ሃገር ወፃእ ካልኣይ ዝኾነ ጨንፈር እቲ…

ቤት ምኽ ክልል ሶማሌ ስሩዕ ኣኼቡኡ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽ ክልል ሶማሌ 5 ዓመት መበል 13 ስሩዕ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ጂግጂጋ ምክያድ ጀሚሩ። ኣብቲ ጉባኤ ኣብ መበል 12 ስሩዕ ቃለ ጉባኤ ከምኡ እውን ኣብ ካልኦት ዛዕባታት ተዛቲዩ ከፅድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ፡፡ እዋናዊ ሓበሬታ…

ኣብ ውድድር ትሕቲ 23 ዓመት ፅዋዕ ሴካፋ ኡጋንዳን ኮንጎን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድድር ትሕቲ 23 ዓመት ፅዋዕ ሴካፋ ሃገራውያን ጋንታታት ኡጋንዳን ኮንጎን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝገበረኦ ፀወታ 0 ን 0 ማዕረ ተፈላሊየን። ውድድር ትሕቲ 23 ዓመት ፅዋዕ ሴካፋ ትማሊ ኣብ ዓለም ለኸ ስታዲየም ባህርዳር ከምዝተጀመረ ይፍለጥ፡፡…

ኣብ ክልል ሃረሪ ንግድብ ህዳሰ ዝኸውን ልዕሊ 14 ሚሊየን ብር ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሃረሪ ንግድብ ህዳሰ ዝኸውን ልዕሊ 14 ሚሊየን ብር ኣብ ውሽጢ ሓሙሽተ ወርሒ ተኣኪቡ። ኣብቲ ክልል ካብ 27 ጥሪ 2013 ዓ.ም ጀሚሩ ንሓሙሽተ ኣዋርሕ ፅዋዕ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ፃንሒቱ ዛዚሙ ንምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ተረኪቡ።…

ተመለስቲ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምድምሳስ ድሉዋት ከምዝኾኑ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ተመለስቲ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ናብ ግምባር ብምዝማት ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምድምሳስ ድሉዋት ከምዝኾኑ ገሊፆም። ማሕበር ተመለስቲ ሰራዊት ምክልኻል ከተማ ባህርዳር ወፍሪ ህላወ ኣመልኪቱ ልዝብ ኣካይዱ። ተመለስቲ ኣባላት ሰራዊት ናብ…