ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምስ ትንበያ ዕብየት ኢኮኖሚ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝተቐራረበ ትንበያ ኣይ ኤም ኤፍ ምስ Gebremariam Weldegerima Oct 18, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ጥቅምቲ 8፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ኢኮኖሚ እታ ሃገር ኣብ በጀት ዓመት 2019 ብ10 ነጥቢ 2 ሚእታዊ ከም ዝዓቢ ዘቐመጦ ግምት ምስ ትንበያ ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይ ኤም ኤፍ) ኣዝዩ ዝተቐራረበ እዩ። ኣይ ኤም ኤፍ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2026 ዕላዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መደመር ካብ ጫፍ ኣባይ ክሳብ ኣቪዬሽን ከተማ Gebremariam Weldegerima Oct 18, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ታሪኽ ኩሉ ግዜ ብተረኽቲ ጥራሕ ኣይፅሓፍን፤ ሓደ ሓደ ግዘ ብዓበይቲ ማሽነሪታት፣ ብፅንዓት ኮንክሪትን ብሓባራዊ ረሃፅ ህዝቢን እውን ይትረኽ እዩ። ኣብዚ ሕዚ እዋን ኢትዮጵያ ናይታ ኣህጉር ካርታ ንግዲ፣ ጉልበትን ታራንስፖርትን ናይ ምቕያር ዓቕሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕያሽ ሜላ ኣነባብራ ምስ ምዕባይ መፍረያይነት ዘተኣሳስር ኣምር መደመር Gebremariam Weldegerima Oct 18, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ መደመር ዘፈር ሕርሻ ንምዝማን ብዝወሰዶ ስጉምቲ ጭቡጥ ውፅኢት ተመዝጊቡ ኣሎ። ኢትዮጵያ ለውጢ ክሊማ ንምፅዋርን ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅን ትገብሮ ዘላ ፃዕሪ ብምጥንኻር መፍረያይነት ሕርሻ ብዝለዓለ ደረጃ ወሲኹ እዩ። ኣብ ዓውዲ ሕርሻ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ባንኪ ዓለም ተወካሊት 22 ሃገራት ኣፍሪካ ብምዃን ተመሪፃ Gebremariam Weldegerima Oct 18, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ባንኪ ዓለም ን22 ሃገራት ኣፍሪካ ዝውክል ጉጅለ ኣፍሪካ ምድብ ሓደ፣ ምክትል ዳይሬክተር ፈፃሚት ስራሕ ብምዃን ተመሪፃ። ገዛእቲ ብሄራዊ ባንኪ ሃገራት እቲ ምድብ ኣይተ ሳንዶካን ደበበ ንኢትዮጵያን ነቲ ምድብን ወኪሎም ኣብቲ ቦታ…
ስፓርት ኢትዮ ኤሌክትሪክን ነገሌ ኣርሲን ማዕረ ተፈላሊየን Gebremariam Weldegerima Oct 16, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 2ይ ሰሙን ፀወታ ሲቢኢፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኢትዮ ኤሌክትሪክን ነገሌ ኣርሲን ብዘይ ሸቶ ማዕረ ተፈላሊየን። ሎሚ ቀትሪ ሰዓት 9፡00 ኣብ ስታድየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ፤ ክልቲአን ጋንታታት ሸቶ እንተየመዝገባ ፀወተአን ዛዚመን።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣዲስ ኣበባ ብልምዓት ከተማ ንኣፍሪካውያን ኣብነት እያ – ከንቲባ ኣክራ Gebremariam Weldegerima Oct 16, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣዲስ ኣበባ ብስራሕቲ ልምዓት ከተማ ንከተማታት ኣፍሪካ ኣብነት እያ ኢሎም ከንቲባ ከተማ ኣክራ ርእሰ ከተማ ጋና ማይክል ፓክፖ ኣሎቴ። ኣብ ፎረም ኢኒሼቲቭ ከንቲባ ከተማታት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝመፅኡ እቶም ከንቲባ፤ ኣብታ ከተማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቆራፅነት መንግስቲ ንሰላም ህዝቢ ትግራይ Gebremariam Weldegerima Oct 16, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ብዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ጎንፂ ዝፀንሐ ህዝቢ ትግራይ ብልዑል ፃዕሪ መንግስቲ ፌደራል ናብ ንቡር ሰላም እናተመለሰ ይርከብ። ሎሚ ማልቲ ድማ ኣብ ክልል ትግራይ በዓል ሓደራ ምምሕዳር መንግስቲ ፌደራል ተመስሪቱ ኣሎ። እዚ ተግባር ንህዝቢ ትግራይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንክልል ትግራይ ንዝቕፅሉ 6 ኣዋርሕ ዘመሓድር በዓል ሓደራ ተጣይሹ Gebremariam Weldegerima Oct 16, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ንክልል ትግራይ ንዝቕፅሉ 6 ኣዋርሕ ዘመሓድር በዓል ሓደራ ምምሕዳር መንግስቲ ፌደራል ተጣይሹ። እቲ በዓል ሓደራ ምምሕዳር ኣብ ዝፍፅሞም ተግባራት ሃገራዊ ረብሓታት ኢትዮጵያ፣ ግዝኣታዊ ሓድነት፣ መሰረታዊ ረብሓታት ህዝቢ ትግራይን መሰረት ብምግባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ዓፋር ብለውጢ ክሊማ ንዝተጎድኡ ወገናት ሰብኣዊ ሓገዝ ይከፋፈል ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 14, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ብሰንኪ ለውጢ ክሊማ ንዝተጎድኡ ወገናት ሰብኣዊ ሓገዝ ይከፋፈል ኣሎ። ካብ ማእኸላዊ መኽዘን እኽሊ ኣዳማ ብቀዳማይ ዙር ዝተፅዓነ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣብቲ ክልል ቀዳምነት ንዝወሃቦም ወገናት እናተኸፋፈለ ይርከብ። ሎሚ ኣብ ወረዳ ቢዱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ማርኮ ሩቢዮ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Oct 14, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ማርኮ ሩቢዮ ተዛቲዮም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤ ኣብ ክልተኣዊ፣ ዞባዊን በዓል ብዙሕ ወገንን ሓባራዊ…