Fana: At a Speed of Life!

ክልል ጋምቤላ ዝተፈላለዩ ሽመታት ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ጋምቤላ ዝተፈላለዩ ሽመታት ከምዝሃበ ኣፍሊጡ፡፡ ብመሰረት እዚ፦ ኣይተ ቻም ኡቦንግ - ሓላፊ ቢሮ ከባቢን ንብረት ኣየርን እቲ ክልል ኣይተ ኮንግ ጆክ - ዋና ኮሚሽነር ኮሚሽን ፕላን ከተማታት እቲ ክልል…

ኣዲስ ኣበባ ማእኸል ዲፕሎማሲ ምዃና ዘረጋግፁ ስራሕቲ ከምዝሰርሐት ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣዲስ ኣበባ ማእኸል ዲፕሎማሲ ምዃና ዘረጋግፁ ስራሕቲ ከምዝሰርሐት ተሳተፍቲ ጉባኤ መናእሰይ ኣመራርሓ ፓን ኣፍሪካ ገሊፆም፡፡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ መናእሰይ ኣመራርሓ ፓን ኣፍሪካ ዘፈር መናእሰይ ሚኒስትራት ተሳተፍቲ ዝኾኑ…

ባህር ዳር ከተማን ስሑል ሽረን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 23 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ባህር ዳር ከተማን ስሑል ሽረን ብዘይ ሸቶ ማዕረ ተፈላሊየን፡፡ እቲ ውፅኢት ስዒቡ ባህር ዳር ከተማ ብ34 ነጥቢ ኣብ 3ይ ደረጃ እንትትቅመጥ÷ ስሑል ሽረ ብ16 ነጥቢ ኣብ 17 ደረጃ ትርከብ፡፡…

ፖሊስ ፌዴራል ንግድብ ህዳሰ ልዕሊ 254 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ከምዘዋፀአ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ንዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዕድጊት ቦንድ ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ምትእኽኻባት እቶት ብምክያድ ልዕሊ 254 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ብምውፃእ ኣታዊ ምግባሩ ገሊፁ። ኣቐባሊ ቃል ፖሊስ ፌዴራል ረዳት ኮሚሽነር ሞገስ ቸኮል ኣመራርሓን ኣባላትን…

4ይ ሓራዊ ኣኼባ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮ-ኡጋንዳ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ይ ሓራዊ ኣኼባ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮ-ኡጋንዳ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ፡፡ እቲ ሓበራዊ ኣኼባ ኮሚሽን ሚኒስትራት÷ ክልተኣዊ ምትሕብባር ክልቲአን ሃገራት ንምጥንኻርን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ስምምዕ ንምፍፃምን ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ።…

ቻይና ፈላማይ ኣብራሪ ዘይብሉ ናይ ታክሲ ትራንስፖርት ኣየር ዕላዊ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትካል ሲቪል ኣቪዬሽን ቻይና ኣብ ዓለም ፈላማይ ዝኾነ ኣብራሪ ዘይብሉ ናይ ታክሲ ትራንስፖርት ኣየር ኣብታ ሃገር ንኽትግገበር ፍቓድ ምሃቡ ተገሊፁ፡፡ በቲ ትካል ፍቓድ ዝተውሃም ኢ ሃንግ ሆልዲንግን ሄፊ ሄይን ዝተብሃሉ ትካላት መገዲ ኣየር ዘቕረቡዎ…

ኬቨን ዲብሮይነ ኣብ መወዳእታ እዚ ውድድር ዓመት ካብ ማንቼስተር ሲቲ ከምዝለቅቕ ኣረጋጊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤልጂየማዊ ተፃዋታይ ክፍሊ ማእኸል ጋንታ ማንቼስተር ሲቲ ኬቨን ዲብሮይነ ድሕሪ ትሽዓተ ዓመት ፃሒት ኣብ መወዳእታ እዚ ውድድር ዓመት ካብታ ጋንታ ከምዝፈላለ ኣረጋጊፁ፡፡ እቲ ተፃዋታይ ምስ ማንቼስተር ሲቲ ዘለዎ ኩንትራት ኣብ መወዳእታ እዚ ውድድር…

ብጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ናብ ስራሕ ዝኣተዉ ኢንዱስትሪታት ጭቡጥ ውፅኢት ከምዘምፅኡ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማታት ኣዲስ ኣበባን ሸገርን ብጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ኣቢሎም ናብ ስራሕ ዝኣተዉ ኢንዱስትሪታት ጭቡጥ ውፅኢት ከምዘምፅኡ ተገሊፁ። ሰብ ሞያ መራኸብቲ ሓፋሽ በጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ልዑል ለውጢ ዘምፅኡ ኢንዱስትሪታት ይዕዘቡ…

3ይ ፎረም ፓርላማ ዜጋታት ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሳልሳይ ፎረም ፓርላማ ዜጋታት "ሕገ መንግስቲን ሕገ መንግስታዊነትን ኣብ ኢትዮጵያ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ ፎረም ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ፣ ሚኒስትር ዋና ተፀዋዒ መንግስቲ ኣብቲ ባይቶ…

መናእሰይ ዲፕሎማሰኛታት ዓቕሚ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ንወፃኢ ዓለም ንኸፋልጡ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መናእሰይ ዲፕሎማሰኛታት ኢትዮጵያ ቀዳመይቲ መብፅሒት ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ንኽትከውን ዘለዋ ዓቕሚ ናይ ምፍላጥ ስራሕ ንኽሰርሑ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ሓቲቱ፡፡ እቲ ኮርፖሬሽን ምስ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ኢንስቲትዩት ጉዳያት…