Fana: At a Speed of Life!

ብብርኪ ክልል ኣብ ከተማ ማይጨው ዝኽበር በዓል ጥምቀት ብድምቀት ንምኽባር ምድላዋት ይውገኑ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብብርኪ ክልል ኣብ ከተማ ማይጨው ዝኽበር በዓል ጥምቀት ብድምቀት ንምኽባር ዝተፈላለዩ ምድላዋት እናተወገኑ ከምዝርከቡ ተሓቢሩ። ከንቲባ ከተማ ማይጨዉ ኣይተ የዉሃንስ ኣዱኛ ምስ ከምዝበልዎ÷ በዓል ጥምቀት እዚ ዓመት ብብርኪ ክልል ኣብ ከተማ ማይጨው…

ዕዳጋ ሰነደ ሙኣለ ንዋያት ኩሉ ብዓቕሙ ኣክሲዮን ብምግዛእ ሃፍቲ ዘፍርየሉ ክኸውን ኢዩ – ጥላሁን እስማኤል (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዕዳጋ ሰነደ ሙኣለ ንዋያት ኢትዮጵያ ኩሉ ብዓቕሙ ኣክሲዮን ብምግዛእ ሃፍቲ ዘፍርየሉ ክኸውን ኢዩ ክብሉ ዋና ዳይሬክተር እቲ ትካል ጥላሁን እስማኤል (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ 27 መገጣጠሚ መብራህቲ ትራፊክ መሳርሒ መቐበሊ ሓይሊ ፀሓይ ተተኺሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መዚ ትራፊክ ማኔጅመንት ከተማ ኣዲስ ኣበባ 27 መብራህቲ ትራፊክ ኣብ ዘለዉዎም ቦታታት መቐበሊ መሳርሒ ሓይሊ ፀሓይ ከምዝተኸለ ገሊፁ። ቅድም ክብል ብሰንኪ ምቁርራፅ ኤሌክትሪክ መብራህቲታት ትራፊክ ዘይምስራሕ የጋጥሞም ከምዝነበረ ብምዝኽኻር፤ እቲ…

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ኢኮኖሚ ንምንቕቓሕ ዓብዪ ኣስተዋፅኦ እናገበረ ይርከብ – ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ኢኮኖሚ ንምንቕቓሕ ዓብዪ ኣስተዋፅኦ እናገበረ ከምዝርከብ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ጌታቸው ረዳ ገሊፆም። ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ መዓልቲ ዓማዊል ምኽንያት ብምግባር ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ…

ምንቅጥቃጥ መሬት ኣብ ዘጋጠመሎም ከባቢታት ብትልሚ ዝተመስረተ ስራሕ ይስራሕ ኣሎ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምንቅጥቃጥ መሬት ኣብ ዘጋጠመሎም ከባቢታት መሰረ ልምዓት፣ ግዚያዊ መዕቖቢ፣ ሰብኣዊ ሓገዝ፣ ሳይንሳዊ ትንተናን ትምበያን ጉጅለታት ብምውዳብ ኣብ ትልሚ ዝተመስረተ ስራሕ ይስራሕ ምህላዉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ እቶም ምክትል…

ብማሕበራዊ ሚዲያ ዝፍነዉ ካብ ባህሊን ክብሪን ኢትዮጵያዊነት ዝወፅኡ ምስሊታት ንምክልኻል ይስራሕ ኣሎ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብማሕበራዊ ሚዲያ ዝፍነዉ ካብ ባህሊን ክብሪን ኢትዮጵያዊነት ዝወፅኡ ምስሊታት ንምክልኻል እናተሰርሐ ምዃኑ ምምሕዳር መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን (ኢመደኣ) ኣፍሊጡ፡፡ ካብ ባህሊን ክብሪን ዝወፅኡ ተንቀሳቐስቲ ምስሊታትን ፎቶታትን ብቲክቶክ፣ ፌስቡክ፣…

ኣብ ማይናማር ንፀገም ዝተቓልዑ ዜጋታት ንምድሓን መንግስቲ ፃዕሩ ከምዝቐፀለ ሚኒሰቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብዘይሕጋዊ ደለልቲ ተታሊሎም ኣብ ኣዋሰንቲ ከባቢታት ዶብ ማይናማርን ታይላንድን ናብ ዝርከቡ ዘይሕጋዊ ካምፕታት ተወሲዶም ዝርከቡ ዜጋታት ንምምላስ መንግስቲ ፃዕሩ ከምዝቐፀለ ሚኒሰቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ነብያት…

ሎስ አንጀለስ ተወሳኺ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ከጋጥማ ከምዝኽእል ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎስ ኣንጀለስ ካብ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ጀምሮ ከቢድ ንፋስ ከምዝህሉ ሓበሬታ ትንበያ ምውፅኡ ስዒቡ ተወሳኺ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ከጋጥማ ከምዝኽእል ተሓቢሩ፡፡ ትንበያታት ለውጢ ኣየር ከምዘመላኸቱዎ ኣብ ሰሜን ምዕራብ ክልል ሎስ ኣንጀለስ ካብ ሎሚ መዓልቲ…

ኢትዮጵያን ኣዘርባጃንን ርክበን ናብ ዝለዓለ ደረጃ ንምዕባይ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ክልተኣዊ ርክብ ኢትዮጵያን ኣዘርባጃንን ናብ ዝለዓለ ደረጃ ንምብፃሕ ብትኹረት ንምስራሕ ኣብ ስምምዕነት ከምዝተበፅሐ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋን ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣዘርባጃን…

ልዕሊ 721 ሺሕ ፓስፖርት ተሓቲሙ ከምዝተኸፋፈለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣገልግሎት ኢምግሬሽንን ዜግነትን ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ካብ ዝተፈላለዩ ኣገልግሎታት 16 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ገቢ ከምዝኣከበ ኣፍሊጡ፡፡ ዋና ዳይሬክተር እቲ ኣገልግሎት ሰላማዊት ዳዊት ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ ኣብ ዝሓፉ 6 ኣዋርሕ 10 ቢሊየን ብር…