ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጂ ኣይ ዜድ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ዘለዎ ምትሕብባር ከምዘጠናኽር ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ምስ ሓላፊ ፕሮግራም ዓለም ለኸ ምትሕብባር ልምዓት ሕርሻ ጀርመን (ጂ ኣይ ዜድ) አንድሪያ ዊሊያም-ሰም ዘትዮም፡፡ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ኣብቲ እዋን÷ ዓለም ለኸ ምትሕብባር ልምዓት ጀርመን ልሙዕነት ሓመድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሪደር ልምዓት ገፀር ጀፎረ ጉራጌ ሕዚ ንዘሎ ጥበብ ምህንድስና ኣብነት ኢዩ – ሙሃዘ ጥበባት ዲያቆን ዳንኤል ክብረት Gebremariam Weldegerima Mar 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሪደር ልምዓት ገፀር ጀፎረ ጉራጌ ሕዚ ንዘሎ ጥበብ ምህንድስና ኣብነት ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ኣማኻሪ ዓውዲ ማሕበራዊ ቀዳማይ ሚኒስትር ሙሃዘ ጥበባት ዲያቆን ዳንኤል ክብረት ገሊፆም፡፡ ሙሃዘ ጥበባት ዲያቆን ዳንኤል ክብረት ኣብ ዞባ ጉራጌ ወረዳ እዣ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርክብ ኢትዮጵያን ኮሚሽን ኢኮኖሚክ ኣፍሪካን ዘጠናክር ዘተ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Mar 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ዋና ፅሓፊ ኮሚሽን ኢኮኖሚክ ኣፍሪካ ሕቡራት መንግስታት ክላቨር ጋቴቴ ዘትዮም፡፡ ኣብ ዘትኦም ኢትዮጵያን ኮሚሽን ኢኮኖሚክ ኣፍሪካን ዘሎ ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት…
ስፓርት ጋንታ ሸገር ከተማ ናብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ዓብያ Gebremariam Weldegerima Mar 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ላዕለዋይ ሊግ ኢትዮጵያ ምድብ ሓደ እናተሳተፈት ትርከብ ጋንታ ሸገር ከተማ ናብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ምዕባያ ኣረጋጊፃ። ሎሚ መዓለቲ መበል 18 ናይ ምድብ ፀወታ ዘካየደት ሸገር ከተማ ንእንጅባራ ከተማ 5 ን 1 ክትስዕር ክኢላ። እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መድረኽ ሕውነት ህዝቢታት ሶማሌን ዓፋርን ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ርክብ ህዝቢታት ክልላት ዓፋርን ሶማሌን ንምጥንኻር ዝዓለመ መድረኽ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዘተ ሚኒስትር ዴኤታ ሰላም ከይረዲን ተዘራ (ዶ/ር)፣ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና…
ስፓርት ናይ ትማሊ ዓወት ንዝቕፅል ፀወታ ዓቕሚ ክኾነና ኢዩ – ኣሰልጣኒ መሳይ ተፈሪ Gebremariam Weldegerima Mar 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ መሳይ ተፈሪ ትማሊ ምሸት ንጅቡቲ 6 ን 1 ብዝኾነ ሰፊሕ ውፅኢት ምስ ሰዓሩ እቲ ፀወታ ምስዓር ልዑል ትርጉም ከምዘለዎ ገሊፆም። እቲ ዓወት ንዝቕፅሉ ፀወታታት ዓቕሚ ከምዝኾኖም ብምሕባር፤ ኣብቲ ፀወታ ካብ ሓላዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መድረኽ ሕውነት ህዝቢታት ሶማሌን ዓፋርን ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Mar 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ርክብ ህዝቢታት ክልላት ዓፋርን ሶማሌን ንምጥንኻር ዝዓለመ መድረኽ ዘተ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝካየድ ሚኒስቴር ሰላም ገሊፁ፡፡ ቅድመ ዘተ እቲ መድረኽ ካብተን ክልላት ዝተውፃእፅኡ ምሁራን፣ ኣቦታት ሃይማኖት፣ ዓበይቲ ዓዲን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ሶማሊያ ዘላቒ ሰላም ንምዕሳል ዝግበር ፃዕሪ ከምዝድግፍ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ሶማሊያ ሰላም፣ ምርግጋእን ልምዓትን ንኽህሉ ዝግበር ፃዕሪ ንምድጋፍ ቆራፅ ከምዝኾነ ኣረጋጊፁ፡፡ ኣብ ሶማሊያ ናይ ክልተ መዓልቲ ዑደት ስራሕ እናገበሩ ዝርከቡ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሞሓመድ ዓሊ ዩሱፍ ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣኼባ ትካል ንግዲ ዓለም ካብ 19 ሃገራትን ባንኪ ዓለምን ድጋፍ ምርካባ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ሓምሻይ ኣኼባ ትካል ንግዲ ዓለም ካብ 19 ሃገራትን ባንኪ ዓለምን ድጋፍ ምርካባ ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ እቶም ሚኒስትር ኣብ ሓምሻይ ኣኼባ ትካል ንግዲ ዓለም ኢትዮጵያ ዘኻየደቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ሓለዋ ሃፍቲ ተፈጥሮ ፍሉይ ጠመተ ተዋሂቡ እናተሰርሐ ምዃኑ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Mar 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሓለዋ ሃፍቲ ተፈጥሮ ፍሉይ ጠመተ ተዋሂቡ እናተሰርሐ ምዃኑ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣፍሊጦም፡፡ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ደቡብ ወሎ ፍሉይ ወረዳ ኣርጎባ፣ ቃሉ፣ ከባቢ ደሴን ወረዳ ጋምቦን ንሓለዋ ሃፍቲ ተፈጥሮ ካብ ፈልሲ…