Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ቸሩጌታ ገነነ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ብምዃን ተሾይሞም።

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ኣይተ ቸሩጌታ ገነነ ናብ ካሊእ ሓላፍነት ስራሕ ካብ ዝተዘዋወሩ ነበር ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው ርኽክብ ስራሕ ገይሮም። ንዝሓለፉ ክልተ ዓመታት ሚኒስትር ዴኤታ ሰላም ብምዃን ዘገልገሉ ኣይተ ቸሩጌታ፤ ሎሚ መዓልቲ ዋና ፈፃሚ ፋና ሚዲያ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ሚዛን ኣማን ቅደመ ምረቓ በረራ ጀሚሩ

‎ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ከተማ ሚዛን ኣማን ዝገብሮ ቅደመ ምረቃ በረራ ሎሚ መዓልቲ በረራ ጀሚሩ። እቲ መገዲ ኣየር ናብ ከተማ ሚዛን ኣማን ኣብ ሰሙን ሰለስተ መዓልቲ በረራ ዝገብር እንትኸውን÷ እዚ ድማ ንማሕበረሰቡ ቅልጡፍ፣ ምቹውን ቅልጡፍን…

ኢትዮጵያ ኣብ ማዕቐፍ ንግዲ ናፃ ንግዲ ዞባ ኣፍሪካ 15 ሚሊየን ዶላር ዋጋ ዘለዎም ሸቐጣት ልኢኻ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኢትዮጵያ ብማዕቐፍ ናፃ ንግዲ ዞባ ኣፍሪካ ኣቢላ ፍርያታት ወፃኢ ንግዳ ናብ ወፃኢ ምልኣኽ ጀሚራ ኢሉ። እቲ ሚኒስቴር 9ይ ሴክተር መዳርግቲ ኣካላት ጉባኤኡ ኣብ ከተማ ሃዋሳ እናካየደ ይርከብ። ሚኒስትር ንግዲን…

ኢትዮጵያ ዞባዊ ሰላም ንኽዓስል ብቖራፅነት ትሰርሕ ኣላ – ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ኢትዮጵያ ዞባዊ ሰላም ንኽዓስል ብቖራፅነት ትሰርሕ ኣላ ኢሎም። ዋና ትኹረቱ ኣብ ሞንጎ ኣባላት ፓርላማ፣ ሰብ ሞያ ሓበሬታን ሰብ መዚ መንግስቲን ኣብ ዓለም ለኸ ስግኣታት ድሕንነት ዙሪያ ምትሕብባር ንምጉልባት…

ዓለም ለኸ ፎረም ድሕንነትን ሓበሬታን ፓርላማ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዋና ትኹረቱ ኣብ ሞንጎ ኣባላት ፓርላማ፣ ሰብ ሞያ ሓበሬታን ሰብ መዚ መንግስቲን ኣብ ዓለም ለኸ ስግኣታት ድሕንነት ዙሪያ ምትሕብባር ንምጉልባት ዝገበረ ዓለም ለኸ ፎረም ድሕንነትን ሓበሬታን ፓርላማ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ከም ኣቆፃፅራ…

ስፔን ምቤልጂዬም፣ ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብኣሰናዳእነት ኣሜሪካ፣ ካናዳን ሜክሲኮን እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ፅዋዕ ዓለም 2026 ናይ ርብዒ ፍፃመ ፀወታ ሎሚ እውን ክቕፅል ኢዩ፡፡ ምሸት ሰዓት 4 ስፔን ምስ ቤልጂዬም ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ስፔን ኣብ 16 ፀወታ አውዲቕካ…

ልዕሊ 350 ዘይሕዊ መከፋፈሊ ነዳዲ ስጉምቲ ተወሲዱዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት ምስ ዘይሕጋዊ ንግዲ ነዳዲ ተተሓሒዙ ልዕሊ 350 መዕደሊ ነዳዲ ስጉምቲ ተወሲዱ ኢሉ በዓል መዚ ነዳዲን ኢነርጂን፡፡ ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ደስታው መኳንንት (ዶ/ር) ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ከምዝበሉዎ÷ ኣብዚ ዓመት…

ፌዴራል ፖሊስ ኢትዮጵያን ኢጋድን ኣብ ስትራቴጂካዊ ምትሕብባር ፀፅታ ዞባዊ ድሕንነት ስምምዕነት ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ፌዴራል ፖሊስ ኢትዮጵያን በዓል መዚ በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪቃ (ኢጋድ)ን፣ ኣብ ዙርያ ዞባዊ ድሕንነት ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ስትራቴጂካዊ ሰነድ ስምምዕነት ምትሕብባር ተፈራሪሞም። እቲ ስምምዕነት ኣዛዚ ላዕለዋይ መምርሒ ፌዴራል ፖሊስ…

በሪ ባሕሪ ብሄራዊ ረብሓ ሃገር ንምሕላው…

ኣዲስ ኣበባ፣ ሓምለ 2፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ምውናን በሪ ባሕሪ ሃገራዊ ድሕንነት ንምሕላው፣ ኢኮኖሚ ንምዕባይን ሃገራዊን ብሄራዊን ረብሓ ንምሕላው ዕዙዝ ግደ ከምዝፃወት ተሓቢሩ። በሪ ባሕሪ ዘይምህላው ምንቅስቓስ ንግዲ ሃገር ብምግዳብ ንልዑል ወፃኢ ዝዳርግ እንትኸውን፤ ካብዚ ብተወሳኺ ዓለም ለኸ…

ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ክልል ትግራይ ኮነ ኢሉ ብዝተዋደደ ኣሰራርሓ ተተካእቲ ወለዶ የምክን ኣሎ – ወ/ሮ ኬርያ ኢብራሂም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ክልል ትግራይ ኮነ ኢሉ ብዝተዋደደ ኣሰራርሓ ተተካእቲ ወለዶ የምክን ኣሎ ኢለን ኣባል ቤት ምኽሪ ፓርቲ ዴሞክራሲያዊ ስምረት ወ/ሮ ኬርያ ኢብራሂም፡፡ እቲ ዘይሕጋዊ ጉጅለ “ፅምዶ” ብዝብል ስያመ ምስ ሻዕብያን ኣብ ውሽጢ ሃገር…