ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣልጀሪያ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣልጀሪያ ኣሕመድ ኣታፍ ኣብ መበል 46 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም፡፡ መበል 46 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ካብ ድሕሪ ፅባሕ 5ን 6…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስንዳእ ዘኽእላ ምድላው ብምዝዛም ኣጋይሻ ንምቕባል እናተፀበየት ትርከብ Gebremariam Weldegerima Feb 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስንዳእ ዘኽእላ ምድላው ብምዝዛም ኣጋይሻ ንምቕባል እናተፀበየት ትርከብ። መርሃ ግብሪ ምቕባል ኣጋይሽ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ ኣብ ዝተረኸባሉ ብማርች ባንድን ብካልኦት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኤን ውመን ንማዕርነት ስርዓተ ፆታን ደቂ ኣንስትዮ ንምብቃዕን ሓገዙ ከምዘጠናኽር ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ(ዶ/ር) ምስ ሪጅናል ዳይሬክተር ዩኤን ውመን ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካን ደቡባዊ ኣፍሪካን ማዳም ኣና ሙታቫቲ ተዛቲየን። እተን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ዝገበረኦ ዘተ ኣብ ማዕርነት ስርዓተ ፆታን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፑቲን ”ኲናት ጠጠው ክብል ይደሊ እየ” ክብሉ ንኣሜሪካ መዘነኦም ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Feb 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት አሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ምስ ሩሲያ መዘነኦም ቭላድሚር ፑቲን ኲናት ሩሲያ ዩክሬን ጠጠው ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት ብምድሃብ ብስልኩ ተዛቲዮም፡፡ ኒዮርክ ፖስት ብምፅራሕ ኣናዶሉ ኤጀንሲ ከመዝፀብፀቦ፥ ክልቲኦም መራሕቲ ኣብ ምንታይ ጉዳይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ማእኸልነት ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ ብዝበለፀ ብዘገልህ መልክዑ ንምትእንጋድ ምድላው ተገይሩ – ብሄራዊ ኮሚቴ Gebremariam Weldegerima Feb 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ማእኸልነት ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ ብዝበለፀ ብዘገልህ መልክዑ ንምትእንጋድ ዝተማለአ ምድላው ከምዝተገበረ ኣካቢት ብሄራዊ ኮሚቴን ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ ገሊፀን፡፡ እቲ ጉባኤ ብዓወት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ ጉባኤ መስኖን ንክሌማዊ ለውጢ ዘይብዳህ ልምዓትን ኣብዚ ሰሙን ካካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Feb 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓለም ለኸ ጉባኤ መስኖን ንክሌማዊ ለውጢ ዘይብዳህ ልምዓትን ካብ 5 ክሳብ 7 ለካቲት 2017 ዓ.ም ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ካካየድ ኢዩ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለምን ትካላትን ዝተውፃእፅኡ ለዕሊ 1 ሺሕ ተሳተፍቲ ከምዝርከቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ከተማ ሃይድራባድ በረራ ክጅምር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Feb 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲ 5ይቲ መብፅሒት መገደኛታት ናብ ዝኾነት ከተማ ሃይድራባድ ካብ ኣዲስ ኣበባ በረራ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ፡፡ እቲ መገዲ ኣየር ካብ 9 ሰነ 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ናብ ከተማ ሃይድራባድ ኣብ ሰሙን ሰለስተ መዓልቲ ዝግበር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 7 ሺሕን 831 ሊትሮ ዘይሕጋዊ ቤንዚን ተታሒዙ Gebremariam Weldegerima Feb 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዘይሕጋዊ መገዲ ብናይ ፅዕነት ኣይሱዙ ተሽከርካሪት እናተዘዋወረ ዝነበረ 7 ሺሕን 831 ሊትሮ ዘይሕጋዊ ቤንዚን ተታሒዙ። እቲ ዘይሕጋዊ ቤንዚን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ኮልፌ ቀራኒዮ ፍሉይ ባታኡ ካብ ኣንፎ ኣደባባይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጨፌ ኦሮሚያ ዝተፈላለዩ ሹመታት ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Feb 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)8ይ ስሩዕ ጉባኤኡ እናካየደ ዝርከብ ጨፌ ኦሮሚያ ብርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ሽመልስ ኣብዲሳ ዝቐረቡሉ ዝተፈላለዩ ሹመታት ኣፅዲቑ። ብመሰረት እዚ፦ 1.ኣይተ ከፍያለው ተፈራ... ብመዓር ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ዋና ተፀዋዒ ጨፌ ኦሮሚያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጥንኩርን ዘይብዳህን ስርዓት ጥዕና ንምዝርጋሕ ብቖራፅነት ይስራሕ ኣሎ – ዶ/ር መቅደስ ዳባ Gebremariam Weldegerima Feb 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ጥንኩርን ዘይብዳህን ስርዓት ጥዕና ንምዝርጋሕ ምስ ኩሎም መዳርግቲ ኣካላት ብምትሕብባር ብቖራፅነት እናሰርሐት ትርከብ ክብላ ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ ገሊፀን፡፡ ኢትዮዽያ ኣባል ዝኾነትሉ ቦርድ ፈፃሚ ስርሓ ትካል ጥዕና ዓለም መበል…