ነበር ዕጡቓት ክልል ትግራይ ፀገማት ብዘተ ብምፍታሕ ብሓባር ምስራሕ ከምዝግባእ ኣገንዚቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ዕጡቓት ክልል ትግራይ ፀገማት ብሰላማዊ ዘተ ብምፍታሕ ብሓባር ንዕቤት ሃገር ምስራሕ ከምዝግባእ ኣገንዚቦም።
ኣብ መቐለ ናብ ማእኸል ስልጠና ተሃድሶ ዝኣተዉ 320 ነበር ዕጡቓት ስልጠናኦም ብምዝዛም ዘላቒ መጣየሺ ሓገዝ ገንዘብ ተገይሩሎም ነናብ…