ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ለበዋ ንህዝቢ ትግራይ ብፍላይ ድማ ንልሂቃን ትግራይ ! Gebremariam Weldegerima Feb 3, 2025 0 ኣብ ዝተፈላለየ ኣጋጣምታት ከምዝገለፅክዎ÷ መሬትን ህዘቢን ትግራይ መበቆል ስልጣነ፣ ዋልታን መኸታን ሃገረ- ኢትዮጵያ እዮም። መሬት ትግራይ መንግስታዊ ምሕደራ፣ ስርዓተ መንግስትን ክብርታት ሃገርን ዝበቖለሉን ዝተዓቀበሉን እውን ኢዩ። ግደ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ምፍጣርን ምዕቃብን ኢትዮጵያ ረዚን ምኳኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብቲ ጉባኤ ዝተቐመጡ ኣንፈታት ንምፍፃም ብቖራፅነት ምስራሕ ይግባእ – ኣይተ ኣደም ፋራህ Gebremariam Weldegerima Feb 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ዝተቐመጡ ኣንፈታት ብዕዉትነት ብምፍፃም ኩለመዳያዊ ጉዕዞ ምዕባ ሃገርና ንምቅልጣፍ ኩልና ብቖራፅነት ክንሰርሕ ይግባእ ክብሉ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣደም ፋራህ ኣተሓሳሲቦም። ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ጉባኤ መዓድን ኣፍሪካ ትሳተፍ ኣላ Gebremariam Weldegerima Feb 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሚኒስትር መዓድን ሃብታሙ ተገኝ (ኢ/ር) ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ኬፕታውን ኣብ ዝተሰናደአ ጉባኤ መዓድን ኣፍሪካ 2025 እናተሳተፈ ይርከብ፡፡ ዕላማ እቲ ጉባኤ ኣህጉራዊ ኢንቨስትመንት መዓድን ንምስሓብ ከምዝኾነ ተገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ስራሕቲ ዕቀባ ሓድን ማይን ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Feb 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝርከባ ዝተፈላለያ ከባቢታት ስራሕቲ ዕቀባ ሓድን ማይን ከምዝተጀመረ ቢሮ ሕርሻ ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ገሊፁ፡፡ ሓላፊ እቲ ቢሮ ኢያሱ ኣብርሃ (ዶ/ር) ከምዝገለፁዎ÷ እቲ ስራሕ ን20 መዓልቲታት ከምዝፀንሕን በዚ ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 17 ሺሕን 400 ነበር ተዋጋእቲ ናብ ማሕበረሰብ ተፀምቢሮም Gebremariam Weldegerima Feb 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)17 ሺሕን 400 ነበር ተዋጋእቲ ከይዲ ስልጠና ተሃድሶ ብምሕላፍ ናብ ማሕበረሰብ ከምዝተፀምበሩ ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ኣፍሊጡ፡፡ ኮሚሽነር ኮሚሽን ተመስገን ጥላሁን ከምዝገለፁዎ÷ ነበር ተዋጋእቲ ናብ ማሕበረሰብ ናይ ምፅምባርን መሊስካ ናይ ምጥያሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Feb 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ተዛዚሙ፡፡ በዓል ሸሞንተ ነጥቢ መግለፂ ቅዋም ብምውፃእ ኢዩ እቲ ጉባኤ ተዛዚሙ ዘሎ፡፡ እቲ ጉባኤ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ብፕሬዚዳንትነት ከምኡ እውን ኣይተ ተመስገን ጥሩነህን ኣይተ ኣደም ፋራህን ብምክትል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ Gebremariam Weldegerima Feb 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሓመድ ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ብምዃኑ ዳግም ንዝተመረፁ አቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ንምክትል ፕሬዚዳንታትን መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ኣብ መልእኽቶም ድማ÷ ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣለሚቱ ኡሞድ ንፕሬዚዳንትን ምክትል ፕሬዚዳንታትን ፓርቲ ብልፅግና መልእኽቲ ሓጎስ ኣመሓላሊፈን Gebremariam Weldegerima Feb 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላ ኣለሚቱ ኡሞድ ንፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ምክትል ፕሬዚዳንታት ብምዃን ንዝተመረፁን መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፈን፡፡ እተን ርእሰ ምምሕዳር ኣብ መልእኽተን ዳግም ፕሬዚዳንት ፓርቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣወል ኣርባ ንፕሬዚዳንትን ምክትል ፕሬዚዳንታትን ፓርቲ ብልፅግና መልእኽቲ ሓጎስ ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Feb 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ንፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ንምክትል ፕሬዚዳንታት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ተመስገን ጥሩነህን ኣይተ ኣደም ፋራህን መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም፡፡ እቶም ርእሰ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነጋሽ ዋጌሾ (ዶ/ር) ንፕሬዘዳንት ፓርቲ ብልፅግና መልእኽቲ መግለፂ ሓጎስ ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Feb 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ነጋሽ ዋጌሾ (ዶ/ር ኢ/ር) ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዳግም ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ብምዃን ብምምራፆም መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ካብዚ ብተወሳኺ÷…