ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንዘበነ ምህርቲ 2017/18 ካብ ወፃኢ ዘበናዊ ዱኽዒ ምጉዕዓዝ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Nov 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዘበነ ምህርቲ 2017/18 ካብ ወፃኢ ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበሪያ) ምጉዕዓዝ ከምዝተጀመረ ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ልምዓት ሕርሻ ኣፍሊጡ። በዚ ድማ እቲ ኮርፖሬሽን ኣብ ዘበነ 2017/18 ካብ ወፃኢ ካብ ዝዕደግ 23 ሚሊየን ኩንታል መዳበሪያ፤ 472 ሺሕን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ኣብ ውሽጢ 1 ወርሒ ናብ ስራ ንምእታው ምድላው ተዛዚሙ – ኣይተ መስፍን ጣሰው Gebremariam Weldegerima Nov 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ ናብ ስራ ከምዝኣቱ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ መስፍን ጣሰው ገሊፀም፡፡ ኣይተ መስፍን ጣሰው ከምዝገለፁዎ፤ እቲ መገዲ ኣየር ብራኢ ክበፅሖ ኣብ ዝሃቀኖ ደረጃ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ዝበፅሑሉ ደረጃ ገምጊመን Gebremariam Weldegerima Nov 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ሎሚ መዓልቲ ንካልኣይ ዙር ኣብታ ከተማ እናተሰርሑ ዝርከቡ ሸሞንተ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ዝበፅሑሉ ደረጃ ገምጊመን። እተን ከንቲባ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ዝርከቡሉ ብርሂ ብምግምጋም ቀፃሊ ብትኹረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሃገረይ ክትግበር ይደሊ ኢየ – ቀዳማይ ሚኒስትር ጊኒ Gebremariam Weldegerima Nov 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፍልፍል ሓሳብ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) እናተተግበረ ዝርከብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሃገሮም ክትግብሩ ከምዝደልዩ ቀዳማይ ሚኒስትር ጊኒ ኣማዱ ኡሪ ባህ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣማዱ ኡሪ ባህ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ…
ስፓርት ሃድያ ሆሳእና ንድሬዳዋ ከተማ ብምስዓር ተዓዊታ Gebremariam Weldegerima Nov 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 7ይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሃድያ ሆሳእና ንድሬዳዋ ከተማ 1 ን 0 ብምስዓር ዓወት ዛመዝጊባ፡፡ ሃድያ ሆሳእና ንኽትዕወት ሰመረ ሃፍተይ ኣብ መበል 48 ደቒቕ ሸቶ ኣመዝጊቡ፡፡ ምሸት ሰዓት 1 ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣማዱ ኡሪ ባህ ኣብ መዛዘሚ መርሃ ግብሪ ዓለም ለኸ ኣህጉራዊ ሻምፒዮና ፅዋዕ ፌዴሬሽን ኩዕሾ ኢድ ይሳተፉ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Nov 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ጊኒ ኣማዱ ኡሪ ባህ ኣብ ኣካዳሚ ስፖርት ኢትዮጵያ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መዛዘሚ መርሃ ግብሪ ዓለም ለኸ ኣህጉራዊ ሻምፒዮና ፌዴሬሽን ኩዕሾ ኢድ 2024 ይሳተፉ ኣለዉ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብቲ ስፖርት ኣካዳሚ እንትበፅሑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ጥሜት ናፃ ዓለም ንምፍጣር ኣብ ኢንቨስትመንትን ፈጠራ ዕድል ስራሕን ምድሃብ ይግባእ – ገርድ ሙለር Gebremariam Weldegerima Nov 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ጥሜት ናፃ ዓለም ንምፍጣር ኣብ ኢንቨስትመንትን ፈጠራ ዕድል ስራሕን ምድሃብ ይግባእ ክብሉ ዳይሬክተር ጀነራል ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪ ውሕመ (ዩኒዶ) ገርድ ሙለር ገሊፆም፡፡ “ኢንቨስትመንት ምስፍሕፋሕ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስራሕቲ ፅገና ሓወልቲ ኣኽሱም ናብ ተግባር ንምእታው ስምምዕነት ተፈሪሙ Gebremariam Weldegerima Nov 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ስራሕቲ ፅገና ሓወልቲ ኣኽሱምን መቓብር ቦታ ነገስታትን ናብ ተግባር ንምእታው ስምምዕነት ውዕሊ ፅገናን ርኽክብ ቦታን ተኻይዱ። በዓል መዚ ሓድጊ ኢትዮጵያ ሓወልቲ ኣኽሱም ቁፅሪ ሰለስተን ኣብ ትሕቲኡ ዝርከቡ ናይ ነገስታት መቓብርን ንምፅናዕን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሪፐብሊክ ሴራሊዮን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Nov 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ምስ ፕሬዚዳንት ሪፐብሊክ ሴራሊዮን ጁሊየስ ማዳ ባዮ ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓለለፉዎ መልእኽቲ÷ “ንፕሬዚዳንት ሪፐብሊክ ሴራሊዮን ጁሊየስ…
ስፓርት ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ቀፂሎም ክካየዱ ኢም Gebremariam Weldegerima Nov 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ራብዓይ ዙር ካልኣይ መዓልቲ ውድድራት ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ዝካየዱ እንትኾኑ ኢንተር ሚላን ምስ ኣርሴናል ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ ኢዮም። ምሸት ሰዓት 2 ን 45 ቤልጂየማዊት ጋንታ ክለብ ብሩጅ ምስ እንግሊዛዊት ጋንታ…