ፓርክታት ኢንዱስትሪ ካብ በዝሒ ፅሬቶም ተሓሊዩ ክህነፁ ተገይሩ ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርክታት ኢንዱስትሪ ካብ በዝሒ ፅሬቶም ተሓሊዩ ክህነፁ ተገይሩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር "ልቢ ሉኣላዊነት" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ምስ ኢቢሲ ኣብ ዝገበሩዎ ፃንሒት÷ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ንዕቤት ኢኮኖሚ…