ስፓርት ዶኩ ዳግም ናብ ጉጅለ ሃገራዊት ጋንታ ቤልጂየም ክፅምበር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jun 23, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ መጀመርታ ውላዱ እንትውለድ ንምርኣይ ሃገራዊት ጋንታኡ ብምሕዳግ ናብ ለንደን ዘምረሀ ጄሬሚ ዶኩ ዳግም ናብ ሃገራዊት ጋንታኡ ክምለስ ኢዩ፡፡ ሃገራዊት ጋንትኡ ሓዲጉ ምውወፅኡ ስዒቡ ብዙሓት ወቐሳታት ዘተኣናገደ ዶኩ፤ ፕሬይዝ ዝተብሃለ ተባዕታይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ጎስጓስ ምክልኻልን ድሉውነትን ሓደጋ ውሕጅ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jun 23, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ እዋን ክረምቲ ዝትግበር ጎስጓስ ምክልኻልን ድሉውነትን ሓደጋ ውሕጅ ተጀሚሩ፡፡ እቲ ጎስጓስ ዘጀመሩ ምክትል ከንቲባ ጃንጥራር ኣባይ÷ ተቓላዕነት ሓደጋ ውሕጅ ኣብ ዝኾኑ ከባቢታት እታ ከተማ ሓደጋ ውሕጅ ናይ ምክልኻል ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ነበርቲ እታ ከተማ መወገዲታት ፈሳሲ ብምፅራይ ከባቢኦም ካብ ሓደጋ ውሕጅ ንኽሕልዉ ፀዊዐን Gebremariam Weldegerima Jun 23, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መወገዲ ፈሳሲታት ብምፅራይ ከባቢኦም ካብ ሓደጋ ውሕጅ ንኽሕልዉ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ፀዊዐን፡፡ ኣብታ ከተማ ኣብ እዋን ክራማት እዚ ዓመት ዝትግበር ጎስጓስ ምክልኻልን ድሉውነትን ሓደጋ ውሕጅ ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓምለዋይ ኣሰርና ብኣምር ምድማር ናይ ምስራሕ ምስክር ኢዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ሓምለዋይ ኣሰርና ብሓበራዊ ቅልፅምን ብኣምር ምድማር ናይ ምስራሕ ምስክር ኢዩ ኢሎም። ምስ ሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ፕሮጀክት ጫካ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ዘካየዱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀደማይ ሚኒስትር ማሌዥያ ንፓርቲ ብልፅግና ናይ እንቋዕ አሐጎሰኩም መልእኽቲ አመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ማሌዥያ ኣንዋር ኢብራሂም ፓርቲ ብልፅግና ኣብ መበል ሻውዓይ ሓፈሻዊ ምርጫ ብምዕዋቱ ናይ እንቋዕ አሐጎሰኩም መልእኽቲ አመሓላሊፎም። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ ምስ ላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት ሕቡራት መንግስታት ዘቲዮም Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት ሕቡራት መንግስታት በርሃም ሳሊህ (ዶ/ር) ዘቲዮም። እቲ ዘተ ጠሚቶም በርሃም ሳሊህ (ዶ/ር)፥ ምስ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ውፅኢታዊ ዘተ ገይርና ኢሎም። እቲ ዘተ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ናይ ምምስራት ዕድል ዝተውሃበ ፓርቲ ዝተነበረሉ ሓደራ ብዝምጥን ቁመና ከገልግል ኣለዎ Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መምህራን ዩንቨርስቲ መደወላቡ ድምፂ ህዝቢ ዝረኸበን መንግስቲ ናይ ምምስራት ዕድል ዝተውሃበን ፓርቲ ዝተነበረሉ ሓደራ ብዝምጥን ቁመና ከገልግል ኣለዎ ኢሎም። ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ትማሊ ዕላዊ ኣብ ዝገበሮ ውፅኢት 42 ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምርጫ ህዝቢ ነኽበር ኢና… Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2026 0 ናይ ቀደም ኣቦታትናን ኣዴታትናን ካብ ወልቀን ጉጅለን ባህጎም ኣብሊፆም ንሃጎም ቀዳምነት ብምሃብ መስዋእትነት ረሃፅ፣ ደም፣ ዓፅምን ህይወትን ብምኽፋል ንኢትዮጵያ ኣውሪሶሙና ኢዮም። ንሕና ናይ ሐዚ ትውልዲ ድማ ሃገር ብመገዲ ሰላምን ዴሞክራሲንንቐፃሊ ትውልዲ ንምሽጋር ብካርድና ወሲንና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተናሓናሕቲ ፓርቲታት ዘርአዩዎ ጭዋነት መረፃ ፍፁም ሰላም ኮይኑ ንኽዛዘም ኣኽኢሉ – ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣ እዋን ድህረ መረፃ ተናሓናሕቲ ፓርቲታት ዘርአዩዎ ጭዋነት እቲ መረፃ ፍፁም ሰላም ኮይኑ ንኽዛዘም ኣኽኢሉ ኢዩ ኢሉ ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣዲስ ኣበባ፡፡ እቲ ቤት ምኽሪ 7ይ ሓፈዊ መረፃ ብሰላም ምዝዛሙ ስዒቡ መልእኽቲ እንኳዕ ደስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ህንፀት ”ኣራዳ የበጎነት መንደር“ ኣጀሚረን Gebremariam Weldegerima Jun 22, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ህንፀት ”ኣራዳ የበጎነት መንደር“ ኣጀሚረን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ዝመረፀና ህዝቢ እነመስግኖ ብቃላት ጥራሕ ዘይኮነስ ፀገማቱ ዝፈትሑ ጭቡጣት ተግባራዊ ምላሽ…