Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከተማ ኣጋሮ ግዚያዊ ውፅኢታት መረፃ ይልጠፉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል መረፃ ጎማ 2 ከተማ ኣጋሮ ኣብ ዝርከቡ ጣቢያታት መረፃ ግዚያዊ ውፅኢታት መረፃ ይልጠፉ ኣለዉ። ትማሊ ኣብ ዝተኻየደ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ኣብታ ከተማ ኣብ ዝርከቡ ጣቢያታት መረፃ ህዝቢ ብእርይ ቁፅር ወፂኡ ድምፂ ምሃቡ ይፍለጥ፡፡ በዚ…

ቶማስ ፓርቴ ኣብ ፅዋዕ ዓለም ኣብ ትሳተፍ ሃገራዊት ጋንታ ጋና ተኻቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ነበር ተፃዋቲ ክፍሊ ምክፍፋል ኣርሰናል ቶማስ ፓርቲ ኣብ ፅዋዕ ዓለም ኣብ ትሳተፍ ሃገራዊት ጋንታ ክካተት ክኢሉ፡፡ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 2020 ክሳብ 2022 ብኣርባዕተ ደቂ ኣንስትዮ ገበን ፆታዊ መጥቃዕቲ ክሲ ዝቐረቡሉ እቲ ተፃዋታይ…

ስርዓተ ቀብሪ ኣርቲስት ኪዳኔ ምስጋናው ሎሚ መዓልቲ ክፍፀም ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣማኻሪ ፋና 80 ኩለመዳይ ናይ ጥበብ ሰብ ኣርቲስት ኪዳኔ ምስጋናው ብዘጋጠሞ ሕማም ብሕክምና እናተሓገዘ ፀኒሑ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ። ኣርቲስት ኪዳኔ 23 ግንቦት 2018 ዓ.ም ካብዛ ዓለም ብሞት ዝተፈለየ…

ከይዲ መሃብ ድምፂ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ብዓወት ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከይዲ መሃብ ድምፂ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ብዓወት ተዛዚሙ ኢሉ ኮማንድ ፖስት መረፃ ዋና ላዕለዋይ መምርሒ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ። ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከቡ ጣቢያታት መረፃ ድምፂ ናይ ምሃብ ከይዲ ፍፁም ሰላማዊን ዕዉትን ኮይኑ ከምዝተዛዘመ ኣብ…

ረዳት ኮሚሽነር ኣትሌት ደራርቱ ቱሉ ድፂ ሂባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓጋዚት ኮሚሽነር ኣትሌት ደራርቱ ቱሉ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከተማ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ወረዳ 4 ኣብ ዝርክብ ጣቢያ መረፃ ብምርካብ ድምፅ ሂባ። እታ ኣትሌት መረፃ በቢሓሙሽተ ዓመት ሓደ ግዘ ዝመፅእ ብምዃኑ ህዝቢ ይሰርሐለይ፣ ይውክለኒ ንዝብሎ…

ኩሉ ኢትዮጵያዊ ዜግነታዊ መሰሉ ብምጥቃም ድምፁ ይህብ ኣሎ – መራሒት ጉጅለ ተዓዛቢ መረፃ ኢጋድ ስፔሲዮዛ ዋንዲራ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያዊያን መሰሎም ብምጥቃም ብፅቡቕ ኩነታት ድምፆም ይህቡ ኣለዉ ኢለን መራሒት ጉጅለ ተዓዛቢ መረፃ በዓል መዚ በየነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ ኢጋድ ስፔሲዮዛ ዋንዲራ (ዶ/ር)፡፡ መራሒት ጉጅለ ተዓዛቢ መረፃ ኢጋድ ስፔሲዮዛ ዋንዲራ…

ሰዓት ከይዲ መሃብ ድምፂ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ተናዊሑ

ከይዲ መሃብ ድምፂ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ታራ ሒዞም ዝፀንሑ መረፅቲ ክሳብ ዝመርፁ ክቕፅል ኢዩ - ቦርድ መረፃ ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከይዲ መሃብ ድምፂ ቅድሚ ሰዓት 12 ሰልፊ ሒዞም ዝፀንሑ መረፅቲ ክሳብ ዝመርፁ ክቕፅል ኢዩ ኢሉ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ፡፡…

ተዓዘብቲ ኣብ ዘዋፈርናሎም ጣቢያታት መረፃ 99 ሚኢታዊ ብዘይገደብ መረፃ ተዓዚቦም – ሕብረት ንመረፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕብረት ትካላት ሲቪል ማሕበራት ኢትዮጵያ ንመረፃ ተዓዘብቲ  99 ሚኢታዊ ብዘይምንም ገደብ ናብ ጣቢያታት መውሀቢ ድምፂ ኣቲዮም ክዕዘቡ ከምዝኸኣሉ ሓቢሩ። ሕብረት ትካላት ሲቪል ማሕበራት ኢትዮጵያ ንመረፃ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ክሳብ ሰዓት 7 ዘለዉ…

ክሳብ ሕዚ ኣብ ዘሎ ከይዲ መረፃ ዘይተገበአ ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰል ኣይተርኣየን – ኢሰመኮ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ክሳብ ሕዚ ኣብ ዘሎ ከይዲ መረፃ ዘይተገበአ ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰል ኣይተዓዘብኩን ኢሉ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ (ኢሰመኮ)። ብዋና ኮሚሽነር ኢሰመኮ ብርሃኑ ኣዴሎ ዝተመርሐ ጉጅለ እቲ ኮሚሽን ኣብ ጣቢያታት መረፃ ኣርባምንጭን ጅማን ዘሎ…

ንደቅና ናይ ፅባሕ ተስፋን ዕጫን ክንብል መርሪፅና – ኣዴታት ክልል ሶማሌ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣዴታት ክልል ሶማሌ ንደቅና ናይ ፅባሕ ተስፋን ዕጫን ክንብል ናፃ ብዝኾነ መልክዑ ድምፅና ሂብና ኢለን። እተን ኣዴታት ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ንሃገር ይጠቅም ንዝብለኦ ፓርቲ ድምፀን ከምዝሃባ ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ገሊፀን፡፡ ኣብ…