Fana: At a Speed of Life!

ሓደገኛ ዘይሕጋዊ ኣዘዋዋሪ ሰባት ይትባረክ ዳዊት ምስ መሻርኽቱ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ብብርኪ ዓለም እናተደለየ ዝነበረ ሓደገኛ ዘይሕጋዊ ኣዘዋዋሪ ሰባት ይትባረክ ዳዊት (ክብሮም) ምስ መሻርኽቱ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ኣውዒሉ፡፡ ልዕሊ 3 ሺሕ ሰባት ብዘይሕጋዊ መገዲ ብምዝውዋር፣ ልዕሊ 100 ሰባት ንሞት ዘቃለዐን…

10 ብሉፃት ኣማራፂታት ሓምለዋይ ትራንስፖርትን ተሞክሮ ኢትዮጵያን …

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ምትእስሳር ቀረብ ትኹረቱ ዝገበረ ሰስተነብሊቲ ዲጂታል መርበብ ሓበሬታ ሃገራት ተግባራዊ እንተዝገብሩዎም ዝበሎም 10 ዝበለፁ ኣማራታት ተሞክሮ ሓለዋይ ትራንስፖርት ዕላዊ ገይሩ፡፡ እቶም ተሞክሮታት ዝስዕቡ ኢዮም፡- ናይ ኤሌክትሪክ…

ሰራዊት ምክልኻል ሉዓላዊነት ሃገር ካብ ምኽባር ብተወሳኺ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍኤምሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሉዓላዊነት ሃገር ካብ ምኽባር ብተወሳኺ ሉኣላዊነት ምግቢ ኣብ ምርግጋፅ ከይዲ ኣሰሩ እናዕረፈ ይርከብ ኢሉ ዘፈር ልምዓት ሕርሻ ምክልኻል፡፡ ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ዝወገኖም ተግባራት ልምዓት ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2018/19…

ኢትዮጵያ ምስ ኳታር ኣብ ሓራዊ ተረባሕት ህዝቢታት ብቆራፅነት ምስራሓ ክትቅፅል ኢያ – ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ኳታር ኣብ ሓራዊ ተረባሕት ህዝቢታት ብቆራፅነት ምስራሓ ክትቅፅል ኢያ ኢሎም ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ማእኸል ህንፀት ስርዓት ሴሞክራሲን ም/ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ፡፡ ኣይተ…

39 ኣባል ሃገራት ዝተሳተፋሉ ጉባኤ ዓቕሚ ስግኣት ሓደጋ ኣፍሪካ ኣብ ዝቕፅል ረቡዕ ጀሚሩ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)39 ኣባል ሃገራት ዝተሳተፋሉ ጉባኤ ዓቕሚ ስግኣት ሓደጋ ኣፍሪካ (ARC-COP 16) ኣብ ዝቕፅል ረቡዕ ጀሚሩ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ፡፡ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ እቲ ጉባኤ ብኣሳናዳእነት ኢትዮጵያ ካብ 30 መጋቢት 30 ክሳብ…

ኣብ ከተማ ሃረር ብለውጢ መንግስቲ ንዝመፅአ ዓወት ኣፍልጦ ዝህብ ሰልፊ ድጋፍ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ሃረር ሃገራዊ ለውጢ ጋህዲ ዝኾነሉ 8ይ ዓመት ህዝባዊ ሰልፊ ድጋፍ ይካየድ ኣሎ፡፡ ''ካብ መጋቢት ክሳብ መጋቢት'' ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ሰልፊ ድጋፍ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ዝተፈላለዩ ክፋላት…

ኣብ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ንለውጢ መንግስቲ ዝድግፍ ሰልፍ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታትይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ሃገራዊ ለውጢ ጋህዲ ዝኾነሉ 8ይ ዓመት ህዝባዊ ሰልፊ ድጋፍፍ ኣብ ከተማታት ቦንጋ፣ ታርጫን ቴፒ ይካየድ ኣሎ፡፡ እቲ ሰልፊ ድጋፍ ብለውጢ መንግስቲ ዝተረኸቡ ኩለመዳያዊ ለውጢታት ዓወት 24 መጋቢት ዝዝክር ከምኡ…

ማንቼስተር ሲቲ ንሊቨርፑል ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፀወታ ርብዒ ፍፃመ ፅዋዕ ኤፍ ኤ ማንቼስተር ሲቲ ንሊቨርፑል 4 ን 0 ብዝኾነ ሰፊሕ ውፅኢት ስዒራ። ብኣሰልጣኒ ፔፕ ጓርዲዮላ ትምራሕ ጋንታ ሲቲ፤ ኣብ ሜዳኣ ኣብ ዘካየደቶ ፀወታ ንሊቨርፑል ብምስዓር  ናብ ፍርቂ ፍፃመ ምሕላፋ ኣረጋጊፃ።…

ፅባሕ ዝስራሕ ብደቅና ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፅባሕ ዝስራሕ ብደቅና ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር እዚ ዝበሉ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከባቢ ካዛንቺስ ኣዲስ ስፖርት ፓርክ መሪቖም ንኣገልግሎት ክፍቲ ኣብ ዝገበሩሉ እዋን ኣብ…

ሚኒስቴር ሕርሻ ሃገር ለኸ ልምዓት ለኸ ጎስጓስ ልምዓት ኣዝመራ ኣጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ሕርሻ ሃገር ለኸ ልምዓት ለኸ ጎስጓስ ልምዓት ኣዝመራ 2018/19 ኣጀሚሩ፡፡ እቲ መድረኽ ምጅማር ሃገራዊ ጎስጓስ ልምዓት ኣዝመራ ኣመራርሃ ቢሮ ሕርሻ ክልላትን መዳርግቲ ኣካላትን ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ከተማ ኣዳማ ተኻይዱ። ሚኒስትር…