Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ሲዳማ ብዘጋጠመ ጋህሲ መሬትን ምምላእ ማይን ቁፅሪ መወትቲ 11 በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሲዳማ ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬትን ምምላእ ማይን ቁፅሪ መወትቲ 11 ከምዝበፅሐ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ኣብ ወረዳ ወንሾ ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ቁፅሪ መወትቲ ትሽዓተ ከምዝበፅሕ ሽዱሽተ ሰባት ድማ…

ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂ ንዞባ ጎፋ ልዕሊ 6 ነጥቢ 8 ሚሊየን ዝግመት ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስርር ማይን ኢነርጂ ሃብታሙ ኢተፋ(ኢ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ዞባ ጎፋ ወረዳ ገዜ ጎፋ ብደጋ ጋህሲ መሬት ጉድኣት ንዝበፅም ዜጋታት ልዕሊ 6 ነጥቢ 8 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ዓይነት ገይሩ። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ጥላሁን…

ኣሜሪካ ብመንግስቲ ንዝተገበረ መመሓየሺ ኢኮኖሚ ንምትግባር ሓገዝ ከምትገብር ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ዝበለፀ ናፃን ጥንኩርን ኢኮኖሚ ንምህናፅ ብመንግስቲ ኢትዮጵያ ዝተገበረ መመሓየሺ ኢኮኖሚ ተግባራዊ ንኽኸውን ምስ መሓዙት ልምዓት ብምትሕብባር ከምትድግፍ ኣረጋጊፃ፡፡ ዕዳጋ ዝመርሖ ኣካይዳ ሸርፊ ወፃኢ ከቢድ ይኁን እምበር ዝተዛበዐ ማክሮ…

መመሓየሺ ምሕደራ ሰርዓት ሸርፊ ወፃኢ ንምዕዋት ዝተገበሩ ሰፋሕቲ ቅድመ ምድላዋት፡-

መመሓየሺ ምሕደራ ሰርዓት ሸርፊ ወፃኢ ንምዕዋት ዝተገበሩ ሰፋሕቲ ቅድመ ምድላዋት፡- ኣብ ህዝቢ ብፍላይ ትሑት ኣታዊ ኣብ ዘለዎም ዘዜጋታ ክበፅሕ ዝኽእል ፅዕንቶ ንምቅላል መንግስቲ ካብ ወፃኢ ዝኣተው ሓደ ሓደ መሰረታዊ ሸቐጣት ዋጋ ብግዚያዊነት ንምድጓም ወሲኑ ኣሎ፡፡ ኣብዚ መዳይ፣ መንግስቲ…

ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ስርዓት ምሕደራ ሸርፊ ወፃኢ እዛ ሃገር ከምዘመሓየሸ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ካብ ሎሚ መዓልቲ ኑጉሆ ጀሚሩ ስርዓት ምሕደራ ሸርፊ ወፃኢ ከምዘመሓየሸ ኣፍሊጡ፡፡ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ስርዓት ምምሕያሽ ምሕደራ ሸርፊ ወፃኢ ኣመልኪቱ ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለፂ÷ መንግስቲ ኢትዮጵያ ትማሊ ሓፈሻዊ…

ኢትዮጵያ ናብ ምትግባር ዝተማለአ መመሓየሺ ፖሊሲ ማክሮ ኢኮኖሚ ኣቲያ

ሕዚ ዝበፅሐና ዜና ኢትዮጵያ ናብ ምትግባር ዝተማለአ መመሓየሺ ፖሊሲ ማክሮ ኢኮኖሚ ኣቲያ መግለፂ ፕሮግራም መመሓየሺ ፖሊሲ ማክሮ ኢኮኖሚ ፖለቲካዊ ለውጢ 2010 ዓ.ም ስዒቡ መንግስቲ ብዙሓት ተግባራት መመሓየሺ ኢኮኖሚ ኣካይዱ ኢዩ፡፡ ኣብ ዝሓለፉ እዋናት ዝተዋህለሉ መሰረታዊ…

ኢትዮጵያ ናብ ምትግባር ዝተማለአ መመሓየሺ ፖሊሲ ማክሮ ኢኮኖሚ ኣቲያ

ሕዚ ዝበፅሐና ዜና ኢትዮጵያ ናብ ምትግባር ዝተማለአ መመሓየሺ ፖሊሲ ማክሮ ኢኮኖሚ ኣቲያ ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ናብ ምትግባር ዝተማለአ መመሓየሺ ፖሊሲ ማክሮ ኢኮኖሚ ኣቲያ፡፡

ንህንፀት ግድብ ህዳሰ ልዕሊ 1 ነጥቢ 7 ቢሊየን ሓገዝ ከምዝተኣኻኸበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2016 ንህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ልዕሊ 1 ነጥቢ 7 ቢሊየን ሓገዝ ከምዝተኣኻኸበ ቤት ፅሕፈት መተሓባበሪ ፕሮጀክት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ቤት ፅሕፈት ሃይሉ ኣብርሃም÷ ኣብቲ…

እቲ ኣገልግሎት ኣብ ወረዳ ገዜ ጎፋ ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታ 2 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ኣብ ወረዳ ገዜ ጎፋ ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታ 2 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ። ምክትል ዳይሬክተር ጀነራል እቲ ኣገልግሎት ርስቱ ይርዳ በቲ ሓደጋ ጉድኣት ዝበፅሖም ዜጋታት ኣብቲ ቦታ…

ልኡኽ ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ኣብ ወረዳ ገዜ ጎፋ ብዘጋጠመ ሓደጋ ንዝተጎድኡ ወገናት ኣፅናዕኒዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልኡኽ ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ኣብ ወረዳ ገዜ ጎፋ ጋህሲ መሬት ሓደጋ ኣብ ዘጋጠመሉ ቦታ ብምርካብ ጉድኣት ንዝበፅሖም ወገናት 85 ቶን ሰብኣዊ ሓገዝ ኣረኪቡ። ብፕሬዚዳንት ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ሼኽ መሓመድ ቢን ዛይድ ዝተልኣኸ ልኡኽ ኣብቲ ቦታ…