ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዑል ቁፅሪ ዘለዎም መረፅቲ ድምፂ ይህቡ ኣለዉ – ወ/ሮ ሜላትወርቅ ሃይሉ Gebremariam Weldegerima Jun 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣካቢት ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ሜላትወርቅ ሃይሉ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ልዑል ቁፅሪ ዘለዎም መረፅቲ ድምፂ ኣብ ምሃብ ይርከቡ ኢሎም። እተን ኣካቢት ግዚያዊ ከይዲ መረፃ ብዝምልከት ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ ከምዝበለኦ÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ተዓዛቢ መረፃ ኢጋድ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ጣቢያታት መረፃ ይዕዘቡ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Jun 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉጅለ ተዓዛቢ መረፃ በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ ኢጋድ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ጣቢያታት መረፃ ይዕዘቡ ኣለዉ፡፡ መራሒት እቲ ጉጅለ ተዓዛቢ ስፔሲዮዛ ዋንዲራ ካዚብዌ (ዶ/ር) ሎሚ ወጋሕታ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 50 ሺሕን 188 ጣቢያታት መረፃ ኣብ ሰዓቶም ተኸፊቶም – ቦርድ መረፃ Gebremariam Weldegerima Jun 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ 50 ሺሕን 188 ጣቢያታት መረፃ ኣብ ሰዓቶም ተኸፊቶም ከይዲ ምሃብ ድምፂ ተጀሚሩ ኢሉ፡፡ ኣካቢት እቲ ቦርድ ሜላትወርቅ ሃይሉ፤ ግዚያዊ ከይዲ እቲ መረፃ ኣመልኪተን ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ፤ 50 ሺሕን 188 ጣቢያታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምስጢረ ስላሴ ታምራት ድምፂ ሂበን Gebremariam Weldegerima Jun 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዋና ፀሓፊት ኢህኣፓ ምስጢረ ስላሴ ታምራት ድምፀን ሂበን። #ኢትዮጵያ #ኢትዮጵያትመርፅኣላ #ብመረፃጥራሕ #ፋናዲጂታል #Election #fanadigital #Ethiopia #Ethiopiavotes #Democracy #fanatelevision…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣቦ መንበር ነእፓ ዓብድልቃድር ኣደም (ዶ/ር) ድምፂ ሂቦም Gebremariam Weldegerima Jun 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣቦ መንበር ፓርቲ ናፅነትን ማዕርነትን (ነእፓ) ዓብድልቃድር ኣደም (ዶ/ር) ኣብ ክፍለ ከተማ ኮልፌ ቀራንዮ ወረዳ 4 ክልል መረፃ 24 ብምርካብ ድምፆም ሂቦም። #ኢትዮጵያ #ኢትዮጵያትመርፅኣላ #ብመረፃጥራሕ #ፋናዲጂታል #Election…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወዲ 95 ዓመት ሽማግለ ካብ መጀመሪያ ክሳብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ… Gebremariam Weldegerima May 31, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ሓፈሻዊ መረፃታት ብመራፅነት ዝተሳተፉ ወዲ 95 ዓመት ሽማግለ ኣይተ እንድሪያስ ፉንጋ ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ንምምራፅ ተሰናዲኦም፡፡ ኣብ ዞባ ወላይታ ነባሪ ከተማ ሻንቶ ዝኾኑ ኣይተ እንድሪያስ ኣብ መረፃ ብንቕሓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዳማ ዝርከባ ጣቢያታት መረፃ ምድላው መረፃ ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima May 31, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዳማ ዝርከባ ጣቢያታት መረፃ ምድላው መረፃ ተዛዚሙ፡፡ ኣብታ ምምሕዳር ከተማ ካብ ዝርከቡ 3 ክልላት መረፃ 296 ጣቢያታት መረፃ ዝርከባ እንትኾና፣ ብሓፈሻ 312 ሺሕን 457 መረፅቲ ከምዝተመዝገቡ ተሓቢሩ፡፡ ኣብ ኩለን ጣቢያታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረት ኣፍሪካን ኢጋድን ከይዲ ዴሞክራሲ ኢትዮጵያ ከምዝድግፉ ኣረጋጊፆም Gebremariam Weldegerima May 31, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕብረት ኣፍሪካን በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ)ን ከይዲ ዴሞክራሲ ኢትዮጵያ ከምዝድግፉ ኣረጋጊፆም፡፡ መራሒ ጉጅለ ተዓዛቢ መረፃ ሕብት ኣፍሪካ ዝኾኑ ነበር ፕሬዝዳንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታን መራሒ ጉጅለ ተዓዛቢ መረፃ ኢጋድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ጎንደር ዝርገሐ ናውቲ መረፃ ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima May 31, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ግንቦት 23፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ጎንደር ናውቲ መረፃ ዝርገሐ ናውቲ መረፃ ሙሉእ ብሙሉእ ናብ ጣቢያታት መረፃ ተዛዚሙ፡፡ እቲ መረፃ ሰላማፃ ዴሞክራሲያዊን ከይዱ ሓሊዩ ንኽዛዘም ብምውዳድ እናሰርሐ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ ንሻውዓይ ሓፈሻዊ መረፃ ኣድላዪ ምድላው ዝተዛዘመ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጣቢያታት መረፃ ከተማ በሻሻ ምድላዋተን ዛዚመን Gebremariam Weldegerima May 31, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ትሕቲ ክልል መረፃ ጎማ 2 ጣቢያ መረፃ ከተማ በሻሻ ምድላዋተን ዛዚመን ኢሉ ቤት ፅሕፈት እቲ ክልል መረፃ። ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ባሻዬ መስፍን ከምዝበሉዎ፥ ኣብቲ ክልል መረፃ ከተማ በሻሻ ዝርከቡ ሓዊሱ ብሓፈሻ 87 ጣቢያታት መረፃ ይርከቡ።…