Fana: At a Speed of Life!

ምልኣተ ጉባኤ ቅዱስ ሲኖዶስ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ብምሕላፍ ተዘዚሙቀ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ንሸውዓት መዓልቲታት እናተኻደ ዝቐነየ ምልኣተ ጉባኤ ቅዱስ ሲኖዶስ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ብምሕላፍ ሎሚ መዓል ተዛዚሙ፡፡ እቲ ምልኣተ ጉባኤ ብዛዕባ ሰላም ሃገር፣ ብዛዕባ ሓድድነት ቤተ ክርስቲያን፣…

ቻይና ኣብ ጉዳይ ታይዋን ምስ ኣሜሪካ ናብ ጎነፅ ክትኣቲ ትኽእል ኢያ – ፕሬዚዳንት ሺ ጂንፒንግ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግ ጉዳይ ታይዋን ብኣግባቡ ተዘይተራእዩ ምስ ኣሜሪካ ናብ ጎነፅ ንኣቲ ንኽእል ኢና ኢሎም። ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ቻይና ኣብ ዝገበርዎ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ምስ ፕሬዚዳንት ሺ ጂንፒንግ ንክልተ ሰዓታት ዝፀንሐ…

ሩሲያ ዘካየደቶ ፈተነ ኣህጉር ኣቋራፂ ባላስቲክ ሚሳኤል…

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሩሲያ "ሳርማት" ዝተብሃለ ዓረር ኒውክሌር ዝሽከም ኣህጉር ዘቋርፅ ፈተነ ባላስቲክ ሚሳኤል ኣካይዳ። ፕሬዚዳንት ቭላድሚር ፑቲን ኣብቲ እዋን ከምዝበሉዎ፤ ሩሲያ ኣብ ዓለምና ኣዚዩ ሓያል ተብሃለ ኣህጉር ዘቋርፅ ፈተነ ባላስቲክ ሚሳኤል ብዓወት ኣካይዳ።…

ህፃናትን ንመናእሰይ ካብ ጎዳኢ ፅዕንቶ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፃት ንምድሓን…

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ህፃናትን መናእሰይን ብገፃወት ማሕበራዊ ካብ ዝበፅሖም ጉድኣት ንምድሓን ዘኽእል ጥቡቕ ሕጊ ተግባራዊ ክገብር ኢዩ፡፡ ፕሬዚዳንት ኮሚሽን እቲ ሕብረት ኡርሱላ ቮን ደር ሌየን ከምዝገለፀኦ፥ እቲ ሕብረት ኣብ ልዕሊ ቲክቶክ፣ ፌስቡክ፣…

ኮሚሽን ጉምሩኽ ብ10 ኣዋርሕ ልዕሊ 600 ቢሊየን ብር ኣታዊ ኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽን ጉምሩኽ ኣብ ዝሓለፉ ብ10 ኣዋርሕ እቲ በጀት ዓመት ልዕሊ 600 ቢሊየን 233 ሚሊየን ብር ኣታዊ ኣኪቡ፡፡ ኮሚሽነር ደበሌ ቃበታ (ዶ/ር) ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ ከምዝበሉዎ፥ እቲ ኮሚሽን 102 ሚኢታዊ ናይቲ ትልሚ አዕዊቱ። እቲ ኮሚሽን…

ተጠርጠርቲ ዝተሰወረ ታክስ ክኸፍሉ ምግባር ተኻኢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ታክስ ዝሰወሩ ተጠርጠርቲ ብገበን ተሓተትቲ ካብ ምግባር ብተወሳኺ ዝተሰወረ ታክስ ክምለስ ምግባር ተኻኢሉ ኢሎም ዋና ዳይሬክተር ኣገልግሎት ድሕንነት ፋይናንስ ሙሉቀን ኣማረ። እቶም ዋና ዳይሬክተር ምስ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣብ ዝገበሩዎ ፃንሒት…

ሕትመት ናይ ዲግሪ ሰርተፊኬት ኣብ ሓደ ማእኸል ጥራሕ ክውገን ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕትመት ናይ ዲግሪ ሰርተፊኬት ተመረቕቲ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ኣብ ሓደ ማእኸል ጥራሕ ክውገን ኢዩኢሉ ሚኒስቴር ትምህርቲ። ኣብቲ ሚኒስቴር መሪሕ ፈፃሚ ስራሕ ምምሕዳር ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን መሰረተ ልምዓትን ሰለሞን ኣብርሃ (ዶ/ር) ንፋና…

ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ዘገየ ኣስፋው ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ዘገየ ኣስፋው ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዮም፡፡ ኮሚሽነር ዘገየ ኣስፋው ኣብ ሚኒስቴር ሕርሻ ካብ 1968–1970 ዓ.ምን ካብ 1983 - 1984 ዓ.ም ብሚኒስትርነት ኣገልጊሎም። ከምኡ እውን ኣዋጅ መሬት…

ፕሬዚዳንት ትራምፕ ኣብ ቻይና ዑደት ስራሕ ክገብሩ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኣብዚ ሰሙን ዕላዉ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ቻይና ከምዘምርሑ ተሓቢሩ፡፡ ድሕሪ ዓሰርተ ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝርከብ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ኣብ ቻይና ዑደት እንትገብር እዚ ፈላማይ ምዃኑ ዝተገለፀ እንትኸውን፤…

ኣብ ማራቶን ሞሮኮ ራባት ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብክልቲኡ ፆታ ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሞሮኮ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ማራቶን ራባት ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብክልቲኡ ፆታ ብዓብላልነት ተዓዊቶም፡፡ ኣብ ምድብ ደቂ ተባዕትዮ ኣትሌት ቦኪ ዲሪባ 2 ሰዓት 7 ደቒቕን 52 ሰኮንድን ብምእታው ውድድሩ ብዓወት ዛዚሙ፡፡ ኣትሌት ቶልቻ…