ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓብዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Nov 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሉጣት ኣትሌታት ሓዊሱ ካልኦት ክፋላት ሕብብረተሰብ ዝተሳተፉሉ ዝተሳተፉሉ ዓብዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ፡፡ ኣብ መጀመሪ ስነ ስርዓት እቲ ዓብዪ ጉያ÷ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ፣ ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ቀጄላ መርዳሳ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ንኢትዮጵያ ዘኹረዐ ኣፍሪካዊ ዓወት ኢዩ- ኣይተ ደመቀ መኮንን Gebremariam Weldegerima Nov 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፕሪቶሪያ ዝተበፅሐ እቲ ስምምዕነት ሰላም ንኢትዮጵያ ዘኹረዐ ኣፍሪካዊ ዓወት ከምዝኾነ ምክትል ቀዳማይ ሚኒትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ተዛሪቦም። ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ኣመልኪቶም ንሰራሕተኛታት እቲ ሚኒስቴር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀፃሊ ሰንበት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝካየድ ዓብዪ ጉያ ንተሸከርከርቲ ዕፁዋት ዝኾኑ መገዲታት ዕላዊ ኮይኖም Gebremariam Weldegerima Nov 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ድሕሪ ፅባሕ ሰንበት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝካየድ ዓብዪ ጉያ ተጀሚሩ ክሳብ ዝዛዘም ንተሸከርከርቲ ዕፁዋት ዝኾኑ መገዲታት ዕላዊ ገይሩ። ኣብቲ ዕለት መበገሲኡ መስቀል ኣደባባይ ብምግባር ዝጅምር ውድድር ብስታዲየም ኣዲስ ኣበባ፣ ቡናና…
ስፓርት ባሕርዳር ከነማ ንኢትዮጵያ ቡናን 3 ን 1 ብምስዓር ዓወት ቀኒዑዋ Gebremariam Weldegerima Nov 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሚየርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ባሕርዳር ከነማ ንጋንታ ኢትዮጵያ ቡናን 3 ን 1 ብምስዓር ዓወት ቀኒዑዋ፡፡ ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ዝተኻየደ 8ይ ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ÷ ፉኣድ ፈረጃ፣ ፍፁም ጥላሁንን ያሬድ ባየህን ናይ ባህርዳር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጋዜጠኛታትን ሰብ ሞያ ርክብ ህዝቢን ንዓለም ለኸ ጉባኤ ምሕደራ መርበብ ሓበሬታ ንኸፋልጡ ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Nov 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋዜጠኛታትን ሰብ ሞያ ርክብ ህዝቢን ዓለም ለኸ ጉባኤ ምሕደራ መርበብ ሓበሬታ ኣብ ምፍላጥ ናይ ባዕሎም ግደ ንኽዋፅኡ ተሓቲቱ። ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ጋዜጠኛታትን ሰብ ሞያ ርክብ ህዝቢ ትካላት መንግስቲን ኣብ መድረኽ ዓለም ለኸ ምሕደራ መርበብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንዘይተወሰነ እዋን ሸርፊ ወፃኢ ዘይፍቀደሎም ካብ ወፃኢ ንዝኣትዉ ናውቲታት መመሓየሺ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Nov 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዘይተወሰነ እዋን ሸርፊ ወፃኢ ዘይፍቀደሎም ካብ ወፃኢ ንዝኣትዉ ናውቲታት መመሓየሺ ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ገንዘብ ገሊፁ፡፡ ቅድሚ ሕዚ ንዘይተወሰነ እዋን ተመሓላሊፉ ዝነበረ ሸርፊ ወፃኢ ዘይቀደሎም ካብ ወፃኢ ኣብ ዝኣተው ዝርዝር ናውቲ መመሓየሺ ምግባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንመመሓየሺ ድጎማ ነዳዲ ዝወፅእ ዝነበረ ወርሓዊ ወፃኢ ካብ 10 ቢሊየን ብር ናብ 4 ቢሊየን ብር ወሪዱ Gebremariam Weldegerima Nov 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ህዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንመመሓየሺ ድጎማ ነዳዲ ዝወፅእ ዝነበረ ወርሓዊ ወፃኢ ካብ 10 ቢሊየን ብር ናብ 4 ቢሊየን ብር ክወርድ ከምገበረ በዓል መዚ ነዳዲን ኢነርጂን ገሊፁ። ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ ኣብ መዕደሊ ነዳዲ ብዝተነበረ ተወሳኺ እሴት ታክሲ ልዕሊ 5 ቢሊየን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ኣምባሳደር ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Nov 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ኣምባሳደር ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ኣጎስቲኖ ፓሌስን ልኡኾምን ተዛቲየን። ኣብ እዋን ዘተኦም ድማ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ዝርከብ ልምዓት ወሰን ሪባ፣ ልምዓት ኣናእሽተይ መፃወቲ ሜዳን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓበሬታ ስታትስቲክስ ኣብ ኣፍሪካ ዕቤት ኢኮኖሚን ስራሕቲን ንምስላጥ ወሳኒ ብፅሒት ከምዘለዎ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Nov 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበሬታ ስታትስቲክስ ኣብ ኣፍሪካ ዕቤት ኢኮኖሚን ስራሕቲን ንምስላጥ ወሳኒ ብፅሒት ከምዘለዎ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋገሊፀን። መዓልቲ ስታትስቲክስ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ፡፡ እተን ሚኒስትር ኣብ መኸፈቲ መርሃ ግብሪ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተቛሪፁ ዝነበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ከይዲ ዝቕፅል ሰኑይ ከምዝጅመር ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Nov 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተቛሪፁ ዝነበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ናይ ምምላስ ከይዲ ዝቕፅል ሰኑይ ከምዝጅመር ብሄራዊ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን ኣይተ ደበበ ዘውዴ ከምዝገለፁዎ÷ ኣብ ስዑድ ዓረቭ ኣብ…