Fana: At a Speed of Life!

ተንቀሳቓሲ ዘበናዊ ማእኸል ስልጠና ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሰገናት ዝተፈላለዩ ስልጠናታት ዝህበ ተንቀሳቓሲ ዘበናዊ ማእኸል ስልጠና ወይ እውን “ዲጂ ትራክ” ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሩ። ኣብ መርሃ ግብሪ መጀመሪ እቲ ማእኸል÷ ሚኒስቴር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ፣ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋን ዳይሬክተር…

40 ሚኢታዊ ብፅሒት ኢትዮ ቴሌኮም ንምሻጥ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ዓለም ለኸ ጨረታ ክወፅእ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ 3ይ ቴሌኮም ፕራይቬታይዜሽን ንመሃብ ዓለም ለኸ ትካላት ቴሌኮም ድሌቶም ንኸርእዩ ሓቲቱ። ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ሚኒስትር ዲኤታ ኢዮብ ተካልኝን ኢትዮ ቴሌኮም ብኽፋል ናብ ዘፈር ውልቀ ኣብ ዝዛወረሉ ኩነታ ኣድሂቦም መግለፂ…

መበል 17 ጉባኤ ኣባል ሃገራት ጉጅለ 20 ኣብ ኢንዶኔዢያ ሎሚ መዓልቲ ክዛዘም ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 17 ጉባኤ ኣባል ሃገራት ጉጅለ 20 ኣብ ኢንዶኔዢያ ባሊ እናተሳለጠ ይርከብ። ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ውዕሎ ዘተ እቲ ጉባኤ÷ ኣብ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ከተኩር ኢዩ ተባሂሉ፡፡ “ብሓድነት ነንሳዕርር፣ ንጠንክር” ብዝብል መሪሕ ቃል…

ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ 7ይ ህፁፅ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ 5ይ ዓመት 8ይ ዘበን ስራሕ 7ይ ህፁፅ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ህፁፅ ጉባኤኡ ዝተመሓየሸ እርከን በዝሒ ተወከልቲ ተወከልቲ ህዝቢ ንምውሳን ዝወፅአ ኣዋጅ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ተዛቲዩ ውሳነ…

ዝተሰሪዙ ዝነበረ ዕፃ ሓበራዊ መንበሪ ኣባይቲ ኣዲስ ኣበባ ስነ-ስርዓት ምውፃእ ዕፃ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅድሚ ሕዚ ብምኽንያት ዝተፈፀመ ገበን ምጭብርባር ተሰሪዙ ዝነበረ ዕፃ ሓበራዊ መንበሪ ኣባይቲ ኣዲስ ኣበባ ስነ-ስርዓት ምውፃእ ዕፃ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምውፃእ ዕፃ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ሓዊሱ ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕን ፃውዒት ዝተገበረሎም…

ሰላምን ምዕባለን ንምምፃእ እንተተደልዩ ኲናት ጠጠው ክብል ይግባእ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰላምን ምዕባለን ንምምፃእ እንተተደልዩ ኲናት ጠጠው ክብል ከምዝግባእ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝተልዓሉሎም ሕቶታት ብዛዕባ ስምምዕነት ሰላም ኣመልኪቶም ምላሽን መብርሂን…

ብፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ዝቐረበ መኽፈቲ መደረ ሞሽን ድጋፍ ብኣብዝሓ ድምፂ ፀዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ዝቐረበ መኽፈቲ መደረ ኣመልኪቱ ዝቐረበ ሞሽን ድጋፍ ብኣብዝሓ ድምፂ ፀዲቑ። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ 30 መስከረም 2015 ዓ.ም ኣብ ሓበራዊ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ዝገበረኦ መኽፈቲ መደረ…

ፀገም ኣፍሪካውያን ብኣፍሪካውያን ከምዝፍታሕ ፅኑዕ ቅዋም ኣለና – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀገም ኣፍሪካውያን ብኣፍሪካውያን ዝፍታሕ ኢዩ ዝብል ፅኑዕ ቅዋም ኣለና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝተልዓሉሎም ሕቶታት ብመንፅር ዲፕሎማሲ ኣብ ዝሃቡዎ መብርሂ÷…

ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኣብ ዞባ ዋግህምራ ን42 ሺሕ ወገናት ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ዋግህምራ 42 ሺሕ ወገናት ዝውዕል ምግቢን ምግቢ ተንከፍ ዘይኮነን ሓገዝ ከምዝገበረ ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል  ኣፍሊጡ፡፡ ኣብቲ ዞባ ወረዳ ዝቋላ፣ ከተማ ፅፅቃን ከባቢኣን ንዝርከቡን ሓገዝ ዘድልይምን 30 ሺ ወገናት ሓገዝ ከምዝገበረ…

ኣብ ሪል እስቴታት ዝህነፁ ኣባይቲ ካብ ትሑት መነባብሮ ክሳብ ልዑል ኣታዊ ዘለዎም ዜጋታት ተሓሳቢ ክገብሩ ከምዝግባእ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሪል እስቴታት ዝህነፁ ኣባይቲ ልዑል ኣታዊ ዘለዎም ጥራሕ ዘይኮነስ ትሑት እቶት ዘለዎም ክፋላት ሕብረተሰብ እውን ተሓሳቢ ክገብሩ ከምዝግባእ ተሓቲቱ። ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን÷ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ልምዓት ሪል ስቴት ዝተዋፈሩን ኣብቲ ዓውዲ…