Fana: At a Speed of Life!

ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣብ ክልላት ኣምሓራን ትግራይን ልዕሊ 342 ሚሊየን ብር ሰብኣዊ ሓገዝ ምግባሩ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣብ ክልላት ኣምሓራን ትግራይን ካብ 20 ጥቅምቲ 2015 ዓ.ም ልዕሊ 342 ሚሊየን ብር ሰብኣዊ ሓገዝ ምግባሩ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን ኣይተ ደበበ ዘውዴ ንፋና ብሮድካስቲንግ…

ብምኽንያት ኲናት ተፈናቒሎም ዝነበሩ ልዕሊ 140 ሺሕ ወገናት ናብ መረበቶም ምምላስ ጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት ኲናት ተፈናቒሎም ዝነበሩ ልዕሊ 140 ሺሕ ወገናት ናብ መረበቶም ምምላስ ከምዝጀመሩ ዞባ ሰሜን ጎንደር ኣፍሊጡ። ተፀዋዒ ቤት ፅሕፈት ምክልኻል ሓደጋን ውሕስና ምግቢን ዞባ ሰሜን ጎንደር ከምዝገለፆ÷ ኣብቲ ዞባ ካብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት…

ክልል ጋምቤል ንተፈፃምነት ስምምዕነት ሰላም ብቖራፅነት ከምዝሰርሕ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ጋምቤል ንተፈፃምነት ስምምዕነት ሰላም ብቖራፅነት ከምዝሰርሕ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኡሞድ ኡጁሉ ገሊፆም፡፡ ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ጋምቤላ ኣብ ትልሚ መሰረታዊ ጭብጥታትን ተፈጻምነት ሰምምዕነት ሰላም ተዛትዮም፡፡ ላዕለዎት ኣመራርሓ…

ኢትዮጵያን ስዑድ ዓረብን ኣብ ዓውዲ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ምሕዝነተን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኢንቨስትመንት ፌዴሪኢ ሌሊሴ ነሜ ምስ ኣምባሳደር ስዑድ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ፋሃድ ኣልሁማይዳኒ ተዛቲየን። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባር እታ ሃገር ኣመልኪቶም ከምዝተመያየጡ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣፍሊጠን።…

ኣሜሪካን ሩሲያን ብይሕደር ዘፅንሐኦ ድርድር ምንካይ ኣፅዋር ኒውክሌር ክጅምራ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካን ሩሲያን ብይሕደር ዘፅንሐኦ ድርድር ምንካይ ኣፅዋር ኒውክሌር ንምዝታይ ክራኸባ ኢየን። ዲፕሎማሰኛታት ኣሜሪካን ሩሲያን ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ግብፂ ከምዝራኸቡ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኔድ ፕራይስ ምዝራቦም ኣር ቲ ፍልፍል…

ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣዲስ ኣበባ እቲ ስምምዕነት ሰላም ንኽፍፀም ኩሉ ናይ ባዕሉ ግደ ንኽዋፃእ ሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ከተማ ኣዲስ ኣበባ እቲ ስምምዕነት ሰላም ንኽፍፀም ኩሉ ናይ ባዕሉ ግደ ንኽዋፃእ ሓቲቱ። እቲ ቤት ምኽሪ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ÷ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ፕሪቶሪያ ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን…

ኣትሌት ጎይተቶም ገብረስላሴ ኣብ ወርልድ ማራቶን ኣቦት ብብርኪ ደቂ ኣንስትዮ ቀዳመይቲ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ጎይተቶም ገብረስላሴ ኣብ ወርልድ ማራቶን ኣቦት ሜጀርስ ብብርኪ ብዝተገበረ ምሃብ ደረጃ ደቂ ኣንስትዮ ቀዳመይቲ ኮይና። እቲ ደረጃ ኣብ 6 ዋና ዋና ውድድራት ማራቶን ማለት እውን፤ ኣብ ውድድራት ማራቶን በርሊን፣ ለንደን፣ ቦስተን፣ ቶኪዮ፣…

ነቲ ስምምዕነት ሰላም ስዒቡ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ሓገዝ ንምግባር ምሕዝነቱ እናርአየ ይርከብ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ እቲ ስምምዕነት ሰላም ዕዉት ንኽኸውን ሓገዝ ንምግባር ምሕዝነቱ እናርአየ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ። ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር መለስ ኣለም ኣብ ዝሃቡዎ ሰሙናዊ መግለፂ ከምዝሓበሩዎ÷ ብዓለም…

ዘፈር ሕርሻ ብዝድለ ብርኪ ዓብዩ ውሕስና ምግቢ ንኽረጋገፅ ሓገዝ ምግባርና ክንቅፅል ኢና – ፋኦ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘፈር ሕርሻ ብዝድለ ብርኪ ዓብዩ ውሕስና ምግቢ ንኽረጋገፅ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ትካል ምግቢን ሕርሻን (ፋኦ) ገሊፁ። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳ ምስ ተወካሊ ፋኦ ኣብ ኢትዮጵያ ፋራይ ዚሙድዚ ተዛቲዮም።…

መርሃ ግብሪ መጀመሪ 2ይ ምዕራፍ ህንፀት ዓለም ለኸ ስታዲየም ባሕር ዳር ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መጀመሪ ካልኣይ ምዕራፍ ህንፀት ዓለም ለኸ ስታዲየም ባሕር ዳር ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለ፣ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ክልልን ፌዴራልን ከምኡ እውን ቤተሰብ ስፖርት ከምዝተረኸቡ…