Fana: At a Speed of Life!

ኣስቶንቪላ ንኣሰልጣኒ ስቴቨን ጄራርድ ኣሰናቢታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እንግሊዛዊት ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ኣስቶንቪላ ንኣሰልጣኒ ስቴቨን ጄራርድ ከምዘሰናበተቶ ኣፍሊጣ። እታ ጋንታ ትማሊ ምሸት ብጋንታ ፉልሃም ኣብ ዝገበረቶ ፀወታ 3 ን 0 ምስዓራ ስዒቡ ኢዩ ኣሰልጣኒኣ ኣሰናቢታ ዘላ። ጄራርድ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን…

ኣብ ዝቕፅሉ ክልተ ሰሙናት መሰመር መተሓላለፊ ሓይሊ ኢትዮ ኬንያ ስራሕ ክጅምር እዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል 500 ኪሎ ቮልት ልዑል መተሓላለፊ መስመር ሓይሊ ኢትዮ-ኬንያ ኣብ ዝቕፅሉ ክልተ ሰሙናት ሓይሊ ምምሕልላፍ ከምዝጅምር ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ሕብረተሰብ ካብ ሓፂን ተሰከምቲ ዓንዲ መስመር መተሓላለፊ ካብ ምንኽኻእ ንኽዕቀብ…

ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ 25 ኢትዮጵያውያን ኣብ ማላዊ “ሞይቶም ተረኺቦም” ብዝብል ዝተጋወሐ ፀብፃብ እእናፃረየ ከምዝኾነ ኣፍሊጡ

ኢዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ 25 ኢትዮጵያውያን ኣብ ማላዊ "ሞይቶም ተረኺቦም" ብዝብል ዝተጋወሐ ፀብፃብ ምስ መንግስቲ ማላዊ ብምዃን እእናፃረየ ከምዝኾነ ኣፍሊጡ፡፡ ምዚምባ ኣብ ዝበሃል ሰሜናዊ ግዝኣት ማላዊ ኣብ ዝርከብ ዱር ብዝተረኸበ ጅምላ መቓብር…

ኣብ ክልል ትግራይ ካብቲ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ናፃ ዝወፅኡ ከባቢታት ሰብኣዊ ሓገዝ ብዝሳለጠ መገዲ ንኽበፅሕ እኹል ምድላው ተገይሩ – ንሰብኣዊ ሃገዝ…

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ጥቅምቲ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ካብ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ናፃ ዝወፅኡ ከባቢታት ሰብኣዊ ሓገዝ ብዝሳለጠ መገዲ ንኽበፅሕ እኹል ምድላው ከምዝተገበረ ንሰብኣዊ ሃገዝ ዝተጣየሸ ኮሚቴ ኣፍሊጡ። ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምስላጥ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር፣…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ሚኒስትር ልምዓት እንግሊዝ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ሚኒስትር ልምዓት እንግሊዝ ቪኪ ፎርድ ተዛቲየን። ኣብ ዘተአን ድማ ብዛዕባ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ፣ ብኲናትን ድርቂን ዝተጎድኡ ከባቢታት ሰብኣዊ ሓገዝ ምቕራብ፣ ኩነታት ኣብቶም ከባቢታ ዝርከቡ ህፃናትን ደቂ…

ዘይተገበአ ኢድ ኣእታውነት ምዕራባውያን ዝቃወም ሰልፊ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ሓዊሱ ምዕራባውያን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝገብረኦ ፅዕንቶን ኢድ ኣእታውነትን ዝቃወም ሰልፊ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ክካየድ ኢዩ። እቲ ሰልፊ ዝቕፅል ሰንበት ኣብ ፊት ንፊት ዋይት ሃውስ ከም ኣቆፃፅራ ኢትዮጵያ ምሸት ሰዓት ሰለስተ ከምዝካየድ…

ፀገማት ብዘላቕነት ንምፍታሕ ኣእዳው ሰላም መንግስቲ ኣይዕፀፉን – ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝረአዩ ፀገማት ብዘላቕነት ንምፍታሕ ኣእዳው ሰላም መንግስቲ ኩል ግዘ ከምዘይዕፀፉ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ምስ ኲናት ሰሜን ኢትዮጵያ ተተሓሒዙ ዘሎ ፀገም ብዘላቕነት ንምፍታሕ መንግስቲ በሪታት…

ቦርድ መረፃን ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኢትዮጵያን ሓበራዊ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያን ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኢትዮጵያን ሓበራዊ ሰነድ ስምምዕነት ተፈሪሙ። እቲ ስምምዕነት÷ ዋና ኣካቢት ቦርድ መረፃ ብርቱካን ሚደቅሳን ዋና ኣካቢ እቲ ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ መብራቱ ኣለሙን…

እስራኤል ሕቶ ኣፅዋር ዩክሬንን ውድቂ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ናብ ዩክሬን ኣፅዋር ከምዘይትልእኽ ኣፍሊጣ፡፡ ሚኒስትር ፍትሒ እስራኤል ጊዴኦን ሳኣር ÷ “ንዩክሬን ንገብሮ ሓገዝ ቀረብ ኣፅዋር ኣየካትትን፤ ኣብዚ ጉዳይ ለውጢ ቅዋም ኣይገበርናን” ኢሎም፡፡ ሚኒስትር ጉዳያት ዳያስፖራ እስራኤል ዝኾኑ…

ሚኒስትር ሕርሻ ኦመር ሁሴን ምስ ዋና ዳይሬክተር ፋኦ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሕርሻ ኦመር ሁሴን ጎድና ጎድኒ ፎረም ምግቢ ዓለም ምስ ዋና ዳይሬክተር ትካል ምግቢን ሕርሻን(ፋኦ) ኩ ዶንግዩ ተዛቲዮም። እቶም ሚኒትር ኣብ ዘተኦም÷ ብዛዕባ ምምይያሽ ሕርሻ ኢትዮጵያ፣ ኣብተ ዓውዲ ዝተረኸቡ ዓወታትን መንግስቲ ብለውጢ…