ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ወፍሪ ቀጠና ግድብ ህዳሰ ሰላም ንምርግጋፅ እናሰርሐ ከምዝርከብ ምክትል ኣዛዚ ክፍለ ጦር ሜካናይዝድ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣብ ወፍሪ ቀጠና ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ሰላም ንምርግጋፅ ለይቲን ቀትሪን እናሰርሐ ከምዝርከብ ምክትል ኣዛዚ ክፍለ ጦር ሜካናይዝድ ገሊፆም።
እቶም ምክትል ኣዛዚ ከምዝገለፁዎ÷ እቲ ሜካናይዝድ ሰፋሕቲ ወፍሪታት ብምፍፃም ካብ…