ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቴሌቭዥን ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ፈተነ ፈነወ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jul 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቴሌቭዥን ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ሎሚ ብዕሊ ተመሪቑ ፈተነ ፈነወኡ ጀሚሩ፡፡ ነቲ ጣብያ ፈተነ ፈነወ መሪቖም ዘኽፈቱ፥ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣይተ ኣሻድሊ ሃሰን፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ፣ ሚኒስትር ዲኤታ…
Uncategorized ሃገራዊ መርሃ ግብሪ ምስግና ኣብ ወንጌላዊት ቤተክርስቲያን መካነኢየሱስ ኣምስት ኪሎ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Jul 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገርና ብእትሓልፈሉ ላዕልን ታሕትን ዘለዎ ኩነታት ኣብ ዝመልአን ኣብ ዝጎደለን ምምስጋን ይግባእ ክብሉ ምእመናን ወንጌላዊት ቤተክርስቲያን መካነኢየሱስ ገሊፆም። እቶም ምእመናን እዚ ዝበሉ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ ሃገራዊ መርሃ ግብሪ ምስግና ኢዩ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ደብረ ታቦር ብልዕሊ 131 ሚሊየን ብር ዝተሃነፁ 40 ፕሮጀክትታት ተመሪቖም Gebremariam Weldegerima Jul 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ደብረ ታቦር ብልዕሊ 131 ሚሊየን ብር ዝተሃነፁ 40 ፕሮጀክትታት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለ ኣብ ዝተረኽቡሉ ተመሪቖም። እቶም ፕሮጀክትታት ብተሳትፎ ህዝቢ ተሃኒፆም ንግልጋሎት ዝወዓሉ ምዃኖም ካብ ቤት ፅሕፈት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓምለዋይ ኣሰር ብለውጢ ከባቢ ኣየር ዘይምብርከኽ ኢኮኖሚ ንምህናፅ መፍትሒ ኢዩ – ኣይተ ኡሞድ ኡጁሉ Gebremariam Weldegerima Jul 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ኣብ 4ይ ዙር ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 1 ሚሊየን 700 ሽሕ ፈልስታት ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ርእሰ ምምሕዳር ኣይተ ኡሞድ ኡጁሉ ኣብ ዝተረኸቡሉ ተጀሚሩ። “ኣሰርና ንወለዶና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝተጀመረ መርሃ ግብሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንዝተገበረልና ኩሉ ንፈጣሪ ብምምስጋን ምፍልላይን ፅልኢን ተኣልዩ ሰላምን ሓድነትን ንክሰፍን ንክስራሕ ቤተክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ፀዊዓ Gebremariam Weldegerima Jul 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዝተገበረልና ኩሉ ንፈጣሪ ብምምስጋን ምፍልላይን ፅልኢን ተኣልዩ ሰላምን ሓድነትን ንክሰፍን ንክስራሕ ቤተክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ፀዊዓ። ቤተክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ መርሃ ግብሪ “ኢትዮጵያ ተመስግን” ኣብ ቤተ ክርስቲያን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ከተማ ኣሶሳ ኣትዮም Gebremariam Weldegerima Jul 31, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ ክልል ኦሮሚያ ከተማ ኣሶሳ ኣትዩ። እቲ ልኡኽ ኣብ ኣሶሳ መዕርፎ ነፈርቲ ህዳሴ እንትበፅሕ ብርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰንን ካልኦት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣጋጢሙ ዝነበረ ሕማም ደርሆ ኣብ ትሕቲ ቁፅር ብምውዓሉ ሕብረተሰብ ደርሆን እንቋቑሖን ክጥቀም ይኽእል ኢዩ – ሚኒስቴር ሕርሻ Gebremariam Weldegerima Jul 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣጋጢሙ ዝነበረ ሕማም ደርሆ ኣብ ትሕቲ ቁፅር ብምውዓሉ ሕብረተሰብ ብዘይ ስግኣት ደርሆን እንቋቑሖን ክጥቀም ከምዝኽእል ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዲኤታ ሕርሻ ዶክተር ፍቅሩ ረጋሳን ዋና ዳይሬክተር ኢኒስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ዶክተር መሳይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምስጋና ንዝበለፀ ስራሕን ትግሃትን ኣድላዪ ስለዝኾ ተጠናኺ ክቕፅል ይግባእ – ኣቦታት ሃይማኖት እስልምና Gebremariam Weldegerima Jul 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስጋና ንዝበለፀ ስራሕን ትግሃትን ኣድላዪ ስለዝኾ ተጠናኺ ክቕፅል ከምዝግባእ ኣቦታት ሃይማኖት እስልምና ገሊፆም። መርሃ ግብሪ "ኢትዮጵያ ታመስግን" ኣብ ዝተፈላለያ መሳጊድ ተኻይዱ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ መስጊድ ኣል-ኣቅሳ ግዜኢ ዘዘራረቦም ኣቦታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሸሊኹ ንምእታው ዝፈተነ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣልሸባብ ዳግም ልዑል ክሳራ ተጎልቢቡ ናብ ዝመፅኦ ተመሊሱ – ሜጀር ጀኔራል ተስፋዬ ኣያሌው Gebremariam Weldegerima Jul 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ኢትዮጵያ ሸሊኹ ንምእታው ዝፈተነ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣልሸባብ ብሓይሊ ፀፅታ ብዝተወሰዶ ስጉምቲ ዳግም ልዑል ክሳራ ተጎልቢቡ ናብ ዝመፅኦ ከምዝተመለሰ ሓላፊ ሓይሊ ምውፋርን ኣተሓባባሪ ጊዜያዊ ኮማንድ ፖስት ፀፅታን ሜጀር ጀኔራል ተስፋዬ ኣያሌው…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jul 29, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ንፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ማይክ ሃመር ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተቐቢሎም ኣዘራሪቦም። ኣይተ ደመቀ መኮንን፥ መንግስቲ ዘላቒ ሰላም ንኸዓስል እናወሰዶም ዝርከቡ…