ኣብ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ንመጀመሪ 16 ሓደሽቲ ፕሮጀክታት መስኖ ዝውዕል 3 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር በጀት ተመዲቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም 16 ሓደሽቲ ፕሮጀክታት መስኖ ከምዝጅመሩን ነቶም ፕሮጀክታት ንመጀመሪ ዝውዕል 3 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር በጀት ከምዝተመደበን ሚኒስቴር መስኖን ቆላማ ከባቢታትን ገሊፁ።
ነቲ ሚኒስቴር ንበጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ዝኸውን…