Fana: At a Speed of Life!

ምስጢር ሰራይነት ኢትዮጵያን ዜጋታታትን ካብ ኣቦታትና ዝወረስኖ ሓድነትን ቆራፅነትን ኢዩ – ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ምስጢር ሰራይነት ኢትዮጵያን ዜጋታታትን ካብ ኣቦታትና ዝወረስኖ ሓድነትን ቆራፅነትን ኢዩ” ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ መበል 18 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ…

ኩለን ኣቢያተ እምነት ብሓደ ድምፂ ንሰለስተ ደቒቕ ኣዋጅ ምስጋና ከካይዳ ኢየን – ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኩለን ኣቢያተ እምነት ብሓደ ድምፂ ንሰለስተ ደቒቕ ኣዋጅ ምስጋና ከምዘካይዳ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ላዕለዋይ ፀሓፊ እቲ ጉባኤ ሊቀ ትጉሃን ቀሺ ታጋይ ታደለ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ እቲ መርሃ ግብሪ “ኢትዮጵያ ተመስግን” ብዝብል…

ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ናብ ዋግኽምራ ሰብኣዊ ሓገዝ ምጉዕዓዝ ምጅማሩ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ናብ ብሄረሰብ ምምሕዳር ዋግህምራ ሰብኣዊ ሓገዝ ምጉዕዓዝ ምጅማሩ ኣፍሊጡ። እቲ ትካል ኣብ ትዊተር ገፁ ከምዝሓበሮ፥ ንፈለማ እዋን ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና ተሸከርከርቲ ኣብ ዞባ ዋግህምራ ኣብ ዝርከባ ወረዳታት ኣበርገሌ፣ ፃግብጂን…

መልእኽቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ካብ ዝበፅሐና መከራን ፈተናን ንላዕሊ ብዝተውሃበና ፀጋ ብምምምስጋን ንብራኸ ኢትዮጵያ ምትጋህ ከምዝግባእ ዘርኢ ኢዩ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መልእኽቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ካብ ዝበፅሐና መከራን ፈተናን ንላዕሊ ብዝተውሃበና ፀጋ ብምምምስጋን ንብራኸ ኢትዮጵያ ምትጋህ ከምዝግባእ ዘርኢ ምዃኑ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ብመዓርግ ሚኒስትር መተሓባበሪ ማእኸል ህንፀት ስርዓት…

ርዕሰ ምምሕዳር ይልቃል ከፋለ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርዕሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ይልቃል ከፋለ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ዶክተር ኣነተር ዊበር ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ እቶም ርእሰ ምምሕዳር ብዛዕባ እዋናዊ ሃገራዊን ክልላዊን ጉዳያት ኣመልኪቶም ገለፃ ገይሮምሎም።…

ኢትዮጵያን ሩስያን ብዓውዲ ኢኮኖሚ፣ ንግዲ፣ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ዘለወን ርክብ ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያን ሩስያን ብዓውዲ ኢኮኖሚ፣ ንግዲ፣ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ዘለወን ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ከምዝተስማዕማዓ ተገሊፁ። ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ትማሊ ምሸት ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝኣተዉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ሰርጌይ ላቭሮቭን ኣይተ ደመቀ…

ኣብ ዞባ ምዕራብ ጉጂ ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ጥንኩር ስጉምቲ እናተወሰደ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምዕራብ ጉጂ ዝርከብ ጥምር ሓይሊ ፀፅታ ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ጥንኩር ስጉምቲ እናተወሰደ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣብ ሰራዊት ምክልኻል ኣዛዚ ክፍለ ሰራዊት 94 ኮሎኔል ታደሰ ጉተማ÷ እቲ ጥሙር ሓይሊ ፀፅታ ግብረ ራዕዲ ሸኔ…

ኣሜሪካ ብምኽንያት ድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝውዕል 488 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) መንግስቲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ብምኽንያት ድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝውዕል 488 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ገይራ። ኣፈፃሚት ጉዳይ ኣመሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ትሬሲ ኣን ጃኮብሰን፥ እቲ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣመልኪተን ንመራኸብቲ ሓፋሽ መግለፂ ሂበን።…

ዛዕባ ሃገር በቆል መመሓየሺ ኢኮኖሚ ፈተናታት ብምፅዋር ውፅኢት ከምዘመዝገበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዛዕባ ሃገር በቆል መመሓየሺ ኢኮኖሚ ፈተናታት ብምፅዋር ውፅኢት ከምዘመዝገበ ተገሊፁ። መንግስቲ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ከም ለበዳ ኮቪድ-19፣ ጎንፂ፣ ድርቂን ዝቕባባ ዋጋን ዝበሉ ፈተናታት ብምፅዋር፥ ዛዕባ ሃገር በቆል መመሓየሺ ኢኮኖሚ ኣብ…

ልኡኻት ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ንዘርአዩዎ ሃገራዊ ሓድነትን ዘምፅኡዎ ውፅትን ፍሉይ ኣቀባብላ ክግበረሎም ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ልኡኻት ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ መበል 18 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ንዘርአዩዎ ሃገራዊ ሓድነትን ዘምፅኡዎ ውፅትን ፍሉይ ኣቀባብላ ከምዝግበረሎም ሚኒስቴር ባህሊን ስፖርትን ኣፍሊጡ። ኣብ ኣሜሪካ ኣብ ዝተኻየደ መበል 18 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም…