ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ሰላምና ምዕባለን ንምርግጋፅ ዝግበር ፃዕሪ ንምድጋፍ ቆራጽ ከምዝኾነት ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያን ክልላዊ ምምሕዳራትን ኢሉ እውን ምስ ትካላት ማሕበረሰብ ብምትሕብባር ኣብታ ሃገር ሰላምና ምዕባለን ንምርግጋፅ ዝስርሑ ስራሕቲ ንምድጋፍ ቆራጽ ከምዝኾነት ኣፍሊጣ።
ኣብ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣፈፃሚት ጉዳይ መንግስቲ ኣሜሪካ…