ስፓርት ኢትዮጵያ ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ካብ ዓለም ካልኣይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚማ Gebremariam Weldegerima Jul 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2014 (2014) ኢትዮጵያ ኣብ ኦሪገን ዝተኻየደ መበል 18 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ካብ ዓለም ካልኣይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚማ። ኣብቲ ውድድር ኣርባዕተ ወርቂ፣ ኣርባዕተ ብሩርን ክልተ ነሓስን ብድምር 10 ሜዳሊያታት ብምርካብ ኢያ ካልአይቲ ክትወፅ ክኢላ። ብማራቶን…
ስፓርት ኣብ መዛዘሚ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ዝተኻየዱ ውድድራት ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣይተዓወቱን Gebremariam Weldegerima Jul 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2014 (2014)ሎሚ ወጋሕታ ኣብ ዝተኻየዱ መዛዘሚ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ውድድራት ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ኣይቀንዖምን። ኣብ ናይ ሎሚ ወጋሕታ መዛዘሚ ውድድር ብ5 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ተባዕትዮን ብ800 ሜትሮ ውድድር ደቂ ኣንስትዮን ኢትዮጵያን ኣትሌታት ተሳቲፎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርዕሰ ምምሕዳር ሙስጠፌ ካብ ወፍሪ ሁልሁል ዝተመለሰ ፍሉይ ሓይሊ እቲ ክልል ናብ ዶብ ኣፋኒዮም Gebremariam Weldegerima Jul 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርዕሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ናብ ጣቢያ ሁልሁል ሸሊኹ ዝኣተወ ጉጅለ ኣልሻባብ ንምድምሳስ ዝተመለሰ ፍሉይ ሓይሊ እቲ ክልል ናብ ዶብ ኣፋኒዮም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር፥ ብዞባ ኣፍዴር ወረዳ ቆህሌ ጣቢያ ሁልሁል ኣቢሉ ሸሊኹ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዘይሕጋዊ መገዲ ናብ ኣዳማ እናኣተወ ዝነበረ 4 ሺሕን 603 ጠያይቲ ተታሒዙ Gebremariam Weldegerima Jul 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበገሲኡ መተሃራ ብምግባር ናብ ከተማ ኣዳማ እናኣተወ ዝነበረ 4 ሺሕን 603 ጠይት ምሓዙ ኮሚሽን ጉምሩኽ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። 1 ሺሕን 828 ጠያይቲ ክላሽን 2 ሺሕን 775 ጠያይቲ ብሬንን ብሰራሕተኛታት ኮሚሽን ጉምሩኽን ኣባላት ፖሊስ ፌዴራልን ኢዮም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ጂቡቲን ዘሎ ርክብ ብዝበለፀ ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ልዝብ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Jul 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ምባሳደር ብርሃኑ ፀጋዬ ምስ ሚኒስትር ሰራሕተኛ ጂቡቲ ኦማር ኣብዲ ሰይድ ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ክልተኣዊን ዞባዊን ጉዳያት ከምዝዘተዩ ኣምባሳደር ብርሃኑ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ፅሒፎም፡፡…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢ ሩሲያ ሰርጌይ ላቭሮቭ ናብ ካይሮ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Jul 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢ ሩሲያ ሰርጌይ ላቭሮቭ ዕላዊ ዑደት ንምግባር ናብ ካይሮ ኣቲዮም፡፡ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢ ሩሲያ ማሪያ ዛካሮቫ ከምዝሓበሩዎ፥ ላቭሮቭ ኣብ ካይሮ ፃንሒቶም ምስ ሰብ መዚ ግብፂ ክዝትዩ ኢዮም ዝብል ትፅቢተር ኣሎ፡፡…
ስፓርት ጉዳፍ ፀጋይ ኣብ ኦሪገን ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ብ5 ሺሕ ሜትሮ ሜዳሊያ ወርቂ ብምርካብ ተዓዊታ Gebremariam Weldegerima Jul 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ኣብ ኦሪገን ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ብ5 ሺሕ ሜትሮ ሜዳሊያ ወርቂ ብምርካብ ተዓዊታ። ብመሰረት እዚ፥ ጉዳፍ ፀጋይ ንሃገራ ራብዓይ ሜዳሊያ ወርቂ ክተመዝግብ ክኢላ። ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ነቲ ውድድር ብ14 ደቒቕ 46…
ስፓርት ኣብ መበል 18 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ለይቲ ውድድር ፍፃመ 5 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ተባዕትዮ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jul 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ መበል 18 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ለይቲ ውድድር ፍፃመ 5 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ተባዕትዮ ክካየድ ኢዩ። ለይቲ ሰዓት 10፡05 ኣብ ዝካየድ ውድድር ፍፃመ 5 ሺሕ ሜትሮ ሰለስተ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዝሳተፉ እንትኾኑ፥ ሙክታር ኢድሪስ፣ ሰለሞን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሔራዊ ዝተዓለመሉ ድጎማ ነዳዲ ኣብ ዝምልከት ዝተርኣየ ፅቡቕ ጅማሮ ምስፋሕ ከምዝግባእ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Jul 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንህዝቢ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ዝህባ ተሽከርከርቲ ተረባሕቲ ዝገብር ብሔራዊ ዝተዓለመሉ ድጎማ ነዳዲ ኣብ ፅቡቕ ጅማሮ ከምዝርከብ ተሓቢሩ። ሃገራዊ ዕላማ ዝገበረ ኣተሓባባሪ ኮሚቴ ድጎማ ነዳዲ ፀብፃብ ኣፈፃፅማኡ ገምጊሙ። እቲ ዕላማ ዝገበረ ድጎማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ወፃኢ ንግዲ ልዕሊ 25 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ዘምፅኡ ለኣኽቲ ኣፍልጦ ተዋሂቡዎም Gebremariam Weldegerima Jul 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣብ በጀት ዓመት 2014 ካብ ወፃኢ ንግዲ ልዕሊ 25 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ዘምፅኡ ለኣኽቲ ኣፍልጦ ሂቡዎም። መዓልቲ ንግዲ ወፃኢ ኢትዮጵያ “በዓል ፍሉይ ጣዕሚ ዝኾነ ፍርያት ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ቃል ፓናል…