Fana: At a Speed of Life!

ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ውሽጣዊን ደጋዊን ፅዕንቶታት ተፃዊሩ እናተጓዓዘ ምዃኑ ኣይተ ኣህመድ ሺዴ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ውሽጣዊን ደጋዊን ፅዕንቶታት ተፃዊሩ እናተጓዓዘ ምዃኑ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣህመድ ሺዴ ገሊፆም። መበል 19 ዓለም ለኸ ጉባኤ ማሕበር ኢኮኖሚስታት ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ፡፡ ኣይተ ኣህመድ ሽዴ ኣብቲ ጉባኤ ኣብ ዘስምዑዎ…

ኣብ 800 ሜትሮ ፍርቂ ፍፃመ ኢትዮጵያውያን ኣአትሌታት ክሳተፋ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዝሳተፋሉ ፍርቂ ፍፃሜ ውድድር ደቂ ኣንስትዮ ለይቲ ሰዓት 10ን 35 ደቒቕን ክካየድ ኢዩ፡፡ ኣብቲ ውድድር ኣትሌት ፍሬወይኒ ሃይሉ፣ ኣትሌት ደርቤ ኦልተጂን ኣትሌት ሃብታም ኣለሙን ክሳተፋ ኢየን፡፡ ትማሊ ኣብ ዝተኻየደ…

ሴኔጋላዊው ሳዲዮ ማኔ ብሉፅ ኣፍሪካ ተፃዋቲ ኩዕሾ እግሪ እዚ ዓመት ተባሂሉ ብካፍ ተመሪፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15፣ ሓምለ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ነበር ተፃዋቲ ጋንታ ሊቨርፑልን ናይሕዚ ሓዱሽ ፈራሚ ጋንታ ባየር ሙኑክን ሴኔጋላዊው ሳዲዮ ማኔ ብሉፅ ኣፍሪካ ተፃዋቲ ኩዕሾ እግሪ እዚ ዓመት ተባሂሉ ብካፍ ተመሪፁ። ሳዲዮ ማኔ ኣብ ጋንትኡ ሊቨርፑል ውፅኢታዊ ዓመተ ውድድር ካብ ምሕላፉ ብተወሳኺ፥ ሃገሩ…

ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብ5 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ተባዕትዮን ብ800 ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮን ናብ ፍፃመ ሓሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብ5 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ተባዕትዮን ብ800 ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮን ናብ ፍፃመ ሓሊፎም። ብ5 ሺሕ ደቂ ተባዕትዮ መፃረዪ ውድድር ኣትሌት ሰሎሞን ባረጋ ካብ ምድብ ሓደ 3ይ ብምውፃእ ናብ ፍፃመ ሓሊፉ። ካብ ምድብ ክልተ ዮሚፍ…

ንቦሪስ ጆንሰን ዝትክኡ ናይ መወዳእታ ክልተ ሕፁያት ተፈሊጦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንቦሪስ ጆንሰን ነምትካእ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መረፃ ሪሺ ሱናክን ሊዝ ትረስን ናይ መወዳእታ ክልተ ሕፁያት ኮይኖም ቀሪቦም። ኣብ ዝተኻየደ መረፃ ሱናክ 137 ድምፂ ብምርካብ እንትመርሑ፥ ትረስ ድማ 113 ድምፂ ብምርካብ ካልኣይቲ ኮይነን፡፡…

ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያን ፖሊስ ጣሊያንን ኣብ ክልተኣዊን ዓለም ለኻዊን ጉዳያት ፀፅታ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራልን ፖሊስ ጣሊያንን ኣብ ክልተኣዊን ዓለም ለኻዊን ጉዳያት ፀፅታ ኣብ ሮም ተዛቲዮም። ብኮሚሽነር ጄነራል ፌዴራል ደመላሽ ገብረሚካኤል ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ናብ ጣሊያን ሮም ተጓዒዙ ምስ ሓላፊ ትካል ፖሊስ ጣሊያን…

ቻይና ኣብ 6 ሺሕ ሜትሮ ጥልቀት ባሕሪ ዳህሳስ ትገብር ሮቦት ኣፋሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ኣብ 6 ሺሕ ሜትሮ ጥልቀት ባሕሪ ዳህሳስ ክትገብር ትኽእል ሮቦት ኣፋሊጣ። እታ ዳህሳሲት ሮቦት ብመሳርሒ መቆፃፀሪ ርሕቐት ትሰርሕ እንትትከውን፥ ዌንሃይ -1 ዝብል ስያመ ተዋሂቡዋ። ብኣካል ኢንስቲትዩት ኣካዳሚ ሳይንስ ሼንያንግ ቻይና…

1 ሺሕን 71 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 71 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት 206 ደቂ ኣንስትዮ እንትኾና፥ 92 ድማ ህፃናትን…

ህፁፅ ሰብዓዊ ሓገዝ ዝፀዓና 13 ተሸከርከርቲ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ናብ ሰቆጣ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህፁፅ ሰብዓዊ ሓገዝ ዝፀዓና 13 ተሸከርከርቲ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ናብ ከተማ ሰቆጣ ኣቲየን። እቲ ሰብኣዊ ሓገዝ ብኣተሓባባራይነት ኤፍ ኤች ኢትዮጵያን ብኣቕራብነት ፕሮግራም ምግቢ ዓለምን ኣብ ወረዳ ኣበርገለ ዝርከባ ጣቢያታት ዝርከቡ ህፁፅ ሓገዝ…

ኣብ 30 ሃገራት ልዕሊ 550 ዓበቕ ህበይ ሪፖርት ከምዝተገበሩ ተገለፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 30 ሃገራት ልዕሊ 550 ዓበቕ ህበይ ሪፖርት ከምዝተገበሩ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ። ዝርገሐ እቲ ቫይረስ እንተይተፈለጠ ካብ ምዕራብን ማእኸላይ ኣፍሪካ ናብ ብዙሓት ሃገራት ዓለም ከምዝተስፋሕፈሐ ተሓቢሩ፡፡ ኣብ ውድብ ጥዕና ዓለም ቴክኒካዊ…