ኣፍሪካዊ ፀገማት ብኣፍሪካውያን ንምፍታሕ ዝግበር ፃዕሪ ንምሕጋዝ ኣብ ሞንጎ ሰለስተ ላዕለዎት ትክላት ትምህርቲ ስምምዕነት ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካዊ ፀገማት ብኣፍሪካውያን ንምፍታሕ ዝግበር ፃዕሪ ብመፅናዕቲን ምርምርን ንምሕጋዝ ኣብ ሞንጎ ሰለስተ ላዕለዎት ትክላት ትምህርቲ ኣፍሪካ ስምምዕነት ተገይሩ።
እተን ትካላት መፅናዕቲን ምርምርን ዘተሓባብር ሓበራዊ ግበረ ሓይሊ ምጥያሸን ተገሊፁ፡፡…