Fana: At a Speed of Life!

ኣፈፃሚት ጉዳይ መንግስቲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ጎንደር ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈፃሚት ጉዳይ መንግስቲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ትሬሲ አን ጃኮብሰን ዑደት ንምግባር ናብ ከተማ ጎንደር ኣቲየን። እተን ኣምባሳደር ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ሃፀይ ቴዎድሮስ እንትበፅሓ ከንቲባ እታ ከተማ ዘውዱ ማለደን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ…

1 ሺሕን 40 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 40 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ተመለስቲ ግቡእ ሓገዝን ክንክንን ብምግባር ናብ ዝተሰናደአሎም ግዚያዊ መዕረፊ ክኸዱ ከምዝተገበረ…

ሱዳን ምስ ኢትዮጵያ ጥቡቕ ርክብ ብምፍጣር ኣብ ሞንጎ ዶብ እተን ሃገራት ዕጡቓት ሓይሊታት ከይንቀሳቐሱ ከምትከላኸል ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሱዳን ምስ ኢትዮጵያ ጥቡቕ ርክብ ብምፍጣር ኣብ ሞንጎ ዶብ እተን ሃገራት ዕጡቓት ሓይሊታት ከይንቀሳቐሱ ከምትከላኸል ሚኒስቴር ምክልኻል እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ምክልኻል ብርጋዴር ጀኔራል ነቢል ዓብደላ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ኣብ…

ኣብ ዘፈር ጥዕና ዝስርሑ ስራሕቲ ፈጠራ ሓገዝ ከምዝግበረሎም ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስራሕቲ ፈጠራ ፅሬት ዘለዎ ኣገልግሎት ጥዕና ናብ ሕብረተሰብ ተበፃሒ ንምግባ ልዑል ኣስተዋፅ ከምዘለዎ ሚኒሰስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። ዶክተር ሊያ፥ ኣብ ስትራቴጂክ ትልሚ ጥዕና ሓሙሽተ ዓመት ፅሬት ዘለዎ ኣገልግሎት ብምድንፋዕ ዝሐሸ…

ዝቐፀለ መውስቦ ግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ዘቃለዐ ቃለ መሕትት

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መውስቦ ግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ሕዚ እውን ዝቐፀለ ምዃኑ ዘቃለዐ ቃለ መሕትት ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ሓደ ኣፈፃሚ ጉዳይ ዝኾነ ኦን ላይን ሚዲያ ተኻይዱ። ብባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ግብረ ራዕዳውያን ተባሂሎም ዝተፈረጁ ህወሓትን ሸኔን…

አፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ ኣብ ክልል ሶማሌ ከተማ ጅግጅጋ መርሃ ግብሪ ክረምታዊ ወለንታ ኣጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)አፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይ ታገሰ ጫፎ ምስ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ብምዃን ኣብ ከተማ ጅግጅጋ መርሃ ግብሪ ክረምታዊ ወለንታ ኣጀሚሮም። ሎሚ መዓልቲ ዝተጀመረ ክረምታዊ መርሃ ግብሪ ወለንታ፥ ናይ 30 ዓቕመ ደካማ…

ኣብ ታንዛኒያ ኣብ ማእሰርቲ ዝነበሩ 126 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ታንዛኒያ ኣብ ማእሰርቲ ዝነበሩ 126 ኢትዮጵያውያን ካብ ማእሰርቲ ተፈቲሖም ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ታንዛኒያ ኣቋሪፅካ ናብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣብ ዝግበር ዘይሕጋዊ ጉዕዞ ብዙሓት ኢትዮጵያውያን ብሓይሊታት ፀፅታ መንግስቲ ታንዛኒያ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር…

ርዕሰ ምምሕዳር ሽመልስ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 400 ሚሊየን ፈልሲታት ናይ ምትካል ወፍሪ ኣጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርዕሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ  ኣብቲ ክልል መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ዞባ ምብራቕ ሸዋ ወረዳ ሉሜ ኣጀሚሮም። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ርእሰ ምምሕዳር ሽመለስ ኣብዲሳ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ክልልን ፌዴራልን…

ቤት ምክር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ን2015 በጀት ዓመት ልዕሊ 100 ቢሊየን ብር ውሳነ በጀት ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምክር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ን2015 በጀት ዓመት ልዕሊ 100 ነጥ 05 ቢሊየን ብር ውሳነ በጀት ኣፅዲቑ። ትልሚ በጀት ዓመት 2015 ኣብ ከይዲ ለውጢ ዝተቐመጡ ስራሕቲ ልምዓትን ሰናይ ምምሕዳርን ብዝበለፀ ብምጥንኻር ናብ ዝለዓለ ብርኪ ንምስግጋር…

ብ400 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተሃነፀ ፋብሪካ ትራንስፎርመር ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ሓፈሻዊ ንግዲ ዳግም ኬኔዲ ብ400 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዘህነፆ ፋብሪካ ትራንስፎርመር ሎሚ ተመሪቑ። ኣብቲ ስነስርዓት ምረቓ ሚኒስትር ንግዲ ኣይተ መላኩ ኣለበል ሓዊሱ ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን…