ኮሚሽነር ኪሚሽን ብሄራዊ ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ዝነበሩ ኣይተ ምትኩ ካሳ ዝተኸሰሱሉ ገበን ፖሊስ ዕላዊ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኪሚሽን ብሄራዊ ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ዝነበሩ ኣይተ ምትኩ ካሳ ምስ ዳይሬክተር ኤልሻዳይ ሪሊፍ ኤንድ ዴቭሎፕመንት ኣሶሴሸን የማነ ወ/ማሪያምን ካልኦት ሰራሕተኛታትን ብምስጥጣር ብሽም ተሓገዝቲ ነቲ ኣሶሲየሽን ካብ ዝተውሃበ ሓገዝ እኽሊን…