ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ኣብ መንበሪ ገዛ ዝተዋህለለ መድሓኒት ተታሒዙ Gebremariam Weldegerima Jul 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋዊ መንገዲ ኣብ መንበሪ ገዛ ዝተዋህለለ መድሓኒት ከምዝሓዘ በዓል መዚ መግብን መድሓኒትን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ መድሓኒት ክተሓዝ ዝኸኣለ፥ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ኣብ ሓደ መንበሪ ገዛ ተዋህሊሉ ንዕዳጋ ክቐርብ ክብል ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶብ-ሰገር ወለንታውያን መናእሰይ ነቲ ዝጀመርዎ ስራሕቲ ሰናይ ተግባር ንክቕፅሉሉ ተሓቲቶም Gebremariam Weldegerima Jul 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዶብ-ሰገር ወለንታውያን መናእሰይ ምንቅስቓስ ኣብ ዝገበሩሎም ከባብታት ኩሉ ዝሰርሕዎም ሰናይ ተግባራት ዝተባብዑ ብምዃኖም ዝጀመርዎም ስራሕቲ ኣጠናኺሮም ክቕፅሉ ከምዝግባእ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ሓቲቱ። ካብ መላእ ኢትዮጵያ ዝመፁ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ፑቲንን ኤርዶኻን ኣብ ክልተኣዊን እዋናዊ ኩነታት ዩክሬንን ስልክ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jul 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቨላድሚር ፑቲንን ፕሬዚዳንት ቱርኪ ሬሲፕ ታይፕ ኤርዶኻንን ኣብ ክልተኣዊን እዋናዊ ኩነታት ዩክሬንን ስልክ ተዛቲዮም። እቶም መራሕቲ ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባርን ልውውጥ ንግዲን ክልቲአን ሃገራት ንምድንፋዕ፣ ማዕቐፋት ኮንትራት ሕጊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምትሕብባር ትካላት ዘፈር ቱሪዝም ኣብ ዕቤት ኢኮኖሚ ዘሎ ግደ ብብቕዓት ንኽዋፃእ ዘኽእል ኢዩ – ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል Gebremariam Weldegerima Jul 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምትሕብባር ክልቲኦም ትካላት እኹል ሓይሊ ሰብ ምስ ምቕራብን ዕድል ስራሕ ምፍጣርን ሓሊፉ ዘፈር ቱሪዝም ኣብ ዕቤት ኢኮኖሚ ዘሎ ግደ ብብቕዓት ንኽዋፃእ ዘኽእል ከምዝኾነ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ገሊፀን። ሚኒስቴር ስራሕን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓውዲ ትምህርቲ ብቕዓት ብዘለዎ ሓይሊ ሰብ ንምህናፅ ከምዝሰርሑ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Jul 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓውዲ ትምህርቲ ብቕዓት ብዘለዎ ሓይሊ ሰብ ንምህናፅ ትኹት ገይሮም ከምዝሰርሑ ሚኒስትር ትምህርቲ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ገሊፆም። እቲ ሚኒሰስትር ምስ ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን እቲ ሚኒስቴር ቤት ዕዮ ኣብ ኣመራርሓ ለውጢ፣ ትካላዊ ስነ-ምግባር፣ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተዛዘመ በጀረት ዓመት ንህንፀት ግድብ ህዳሰ ዝኸውን ልዕሊ 1 ቢሊየን ብር ተኣኪቡ Gebremariam Weldegerima Jul 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተዛዘመ በጀረት ዓመት ንህንፀት ግድብ ህዳሰ ዝኸውን ልዕሊ 1 ቢሊየን ብር ከምዝተኣከበ ቤት ፅሕፈት ብሄራዊ መተሓባበሪ ህዝባዊ ተሳትፎ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፁ ከምዝሓበሮ፥ ንህንፀት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዴሞክራሲ ንኢትዮጵያ ሕርያ ዘይኮነስ ጉዳይ ምህናፅ ሃገር ኢዩ – ኣይተ ተስፋዬ በልጅጌ Gebremariam Weldegerima Jul 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዴሞክራሲ ንኢትዮጵያ ሕርያ ዘይኮነስ ጉዳይ ምህናፅ ሃገር ከምዝኾነ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሚኒስትር ዋና ተፀዋዒ መንግስቲ ኣይተ ተስፋዬ በልጅጌ ገሊፆም። እቲ ባይቶ ምስ ትካላት ዴሞክራሲ እናካየዶ ኣብ ዝርከብ ሓበራዊ ፎረም ኣይተ ተስፋየ በልጅጌ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ስራሕቲ ለውጢ ምምሕያሽ ትካላት ዴሞክራሲ ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jul 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዘሰናድኦ ኣብ ስራሕቲ ለውጢ ምምሕያሽ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ፣ ትካል ሓባሲ ንብዓት፣ ፌዴራል ኦዲተርን መራኸብቲ ሓፋሽን ዘድሃበ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸቡ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሩሲያ ናብ ኣውሮፓ ትልእኾ መተሓላለፊ መስመር ጋዝ ከምዘቋፀት ኣፍሊጣ Gebremariam Weldegerima Jul 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ሩሲያ ብኖርድ ስትሪም - ሓደ ናብ ጀርመን ዝተዘርገሐ መመሓላለፊ መስመር ጋዝ ኣገልግሎት ምቁራፃ ኣፍሊጣ፡፡ እቲ መመሓላለፊ መስመር ጋዝ፥ ብምኽንያ ፅገና ቀረብ ጋዝ ምቁራፁ ሓለፍቲ ስራሕ እቲ መስመር ገሊፆም። እቲ መስመር ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣገልግሎት ፐብሊክ ሰርቪስ ኢትዮጵያ 50 ፍሉያት ሃገር ኣቋረፅቲ ኣውቶቢሳት ተረኪቡ Gebremariam Weldegerima Jul 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መፍረዪ ኢንዱስትሪ ኣውቶሞቲቭ ቢሾፍቱ ኢንዱስትሪ ዘፍረየን 50 ፍሉያት ሃገር ኣቋረፅቲ ኣውቶቢሳት ንትካል ኣገልግሎት ፐብሊክ ሰርቪስ ኢትዮጵያ ኣረኪቡ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ርኽክብ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ወ/ሮ ዳግማዊት ሞገስ ሓዊሱ ሓለፍቲ…