Fana: At a Speed of Life!

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 25 ሺሕን 491 ሓበራዊ መንበሪ ኣባይቲ ብዕፃ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 14 ዙር ስነ ስርዓት ምውፃእ ዕፃ መንበሪ ሓባር ኣባይቲ 40/60ን 20/80ን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተረኸባ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ፥ “ንነዊሕ ዓማውቲ ገንዘብኩም እናዓቖርኩም ወነንቲ መንበሪ ኣባይቲ ንምዃን ብሃንቀውታ…

ኣማኻሪ ጉጅለ ኣካላት በዓል ብዙሕ ግደ ዝተፈላለዩ መዳርግቲ ኣካላት ዝሳተፉሉ ኣኼባ ኣብ ጄኔቭ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኻዊ ጉባኤ ምምሕዳር ኢንተርኔት ፈጣሪ ፅዕንቶ ንክኾን ኣማኻሪ ጉጅለ ኣካላት በዓል ብዙሕ ግደ እናሰርሐ እዩ ክብላ ሚኒስተር ዲኤታ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ወይዘሮ ሑሪያ ዓሊ ገሊፀን፡፡ ኣማኻሪ ጉጅለ ኣካላት በዓል ብዙሕ ግደ ዝተፈላለዩ መዳርግቲ…

ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚነሲትርን ሰራሕተኛታት ኣንድነት ፓርክን ደም ለጊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚነሲትርን ሰራሕተኛታት ኣንድነት ፓርክን ክረምታዊ ወለንታ ምኽንያት ብምግባር ደም ለጊሶም። ኣብቲ እዋን ልገሳ ደም ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓታትን እቲ ቤት ፅሕፈት ተሳቲፎም። ሰራሕተኛታት እቲ ቤት ፅሕፈት፥ ኣብ ክረምታዊ…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዕፃ ዝወፅአሎም ኣባይቲ ዘመሓድር ናይ ቴክኖሎጂ ሲስተም ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዕፃ ዝወፅአሎም ኣባይቲ ዘመሓድር ናይ ቴክኖሎጂ ሲስተም ተዓዘብቲን ዝምለከቶም ኣካላትን ኣብ ዝተረኸቡሉ ተኸፊቱ። ግልፅነትን ተሓታትነትን ንምዕሳል ከምዝሕግዝ ዘተኣመነሉ እቲ ቴክኖሎጂን፥ ንኣርባዕተ ዙር ፈተነ ከምዝተገበረሉን…

ኣገልግሎት ፍቓድ መጀመሪ ህንፀት ህንፃን መጥቀሚ ህንፃ ብኦን ላይን ምሃብ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በዓል መዚ ፍቓድን ቁፅፅርን ህንፀት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ  ኣገልግሎት ፍቓድ መጀመሪ ህንፀትን መጥቀሚን ህንፃ ብኦን ላይን ምሃብ ጀሚሩ። ባለስልጣኑ ለተገልጋዮች ፈጣንና ወጪ ቆጣቢ አገልግሎት ለመስጠት የግንባታ ማስጀመሪያ እና የሕንጻ…

መስኮት ዝውውር ጋንታታት ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ከምዝተኸፈተ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መስኮት ዝውውር ጋንታታት ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2015 ሎሚ መዓልቲ ከምዝተኸፈተ ተገሊፁ። እቲ እዋን ዝውውር ክሳብ 19 መስከረም 2015 ዓ.ም ከምዝፀንሕ ካብ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…

ኢትዮጵያ ንመሕዪ ድህረ ጎንፂ ዝውዕል ወሳኒ ዝበሃል ሓገዝ ፋይናንስ ንኽግበረላ ሓቲታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ሰሜናዊ ክፋል እታ ሃገር ዝተፈጠረ ጎንፂ ስዒቡ ካብ ዘጋጠማ ቀሊል ዘይበሃል ክሳራ ንምውፃእን መሊስካ ንምህናፅን ባንኪ ዓለምን ካልኦት መሓዙት ኣካላትን ሓገዝ ንኽገብሩ ምክትል ቀዳማይ ሚንስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን…

ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ጃፓን ሺንዞ ኣቤ ብጥይት ተወቒዖም ሆስፒታል ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ጃፓን ሺንዞ ኣቤ ብጥይት ተወቒዖም ሆስፒታል ኣቲዮም። ኣቤ፥ ናራ ኣብ ዝተብሃለት ከተማ ናይ ሓደ ሕፁይ ጎስጓስ መደረ እናገበሩ እናሃለዉ ኢዮም ብድሕሪቶም ብጥይት ተወቒዖም። መሰኻኽር ዓይኒ፥ ሺንዞ ኣቤ ብድሕሪቶም ምስተወቕዑ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብሔራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ከምቢሓዱሽ ንምጥያስ ዝቐረበ ኣዋጅ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ትማሊ ድሕሪ ሰዓት ኣብ ዘካየዶ መበል 16 ስሩዕ ኣኼቡኡ ብሔራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ከምቢሓዱሽ ንምጥያስ ዝወፅአ ረቂቕ ኣዋጅ ኣፅዲቑ። ኣካቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ሕጊ፣ ፍትሒን ዴሞክራሲን ወይዘሮ እፀገነት መንግስቱ፥ እቲ ረቂቕ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ሓዱሽ ድልድል በጀት ዓመት 2015 ተዛቲዩ ከፅድቕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ፅባሕ ኣብ ዘካይዶ 1ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 16 ሰሙን ስሩዕ ጉባኤ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ክዝቲ ኢዩ። እቲ ፓርላማ ኣብ ዘካይዶ ስሩዕ ጉባኤ ኣብዚ ሰሙን ብተደጋጋሚ እናጋጠመ ኣብ…