Fana: At a Speed of Life!

1 ሺሕን 24 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 1 ሺሕን 24 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት ሓሙሽተ ህፃናት ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡ ተመለስቲ ግቡእ ሓገዝን ክንክንን ብምግባር ናብ ዝተሰናደአሎም…

ብኮንትሮባንድ ዝኣተዉ ክልተ ኮንቴነራት ልባስ ጨርቂን ጫማታትን ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ምስ ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ብምውዳድ ብዝገበሩዎ ክትትል ብኮንትሮባንድ ዝኣተዉ ክልተ ኮንቴነራት ልባስ ጨርቂን ጫማታትን ከምዝተትሓዙ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፖሊስ ኣፍሊጡ። ብዘይሕጋዊ መገዲ ናብ ከተማ ኣዲስ…

ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ስደተኛታት ዓለም ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪያት ካሚል ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ስደተኛታት ዓለም ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ሙሃመድ ኣብዲከር ተዛቲየን። እተን ሚኒትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን፥ ኣብ ዝነበረን ዘተ ኣብቲ ዞባ ልምዓት ክእለትን ፈጠራ ዕድል…

መገዲ ኣየራት ኣፍሪካ ብምንሃር ዋጋ ነዳዲ 4 ቢሊየን ዶላር ከምዝስእና ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲታት ኣየር ኣፍሪካ ኣብ ዝተትሓዘ ዓመት ብምኽንያት ምንሃር ዋጋ ነዳዲ ክረኽበኦ ዝነበረን ኣታዊ 4 ቢሊየን ዶላር ከምዝስእና ማሕር መገዲ ኣየራት ኣፍሪካ ገሊፁ። ዋጋ ነዳዲ ብልዑል ብርኪ ምውሳኹ ስዒቡ ድማ መገዲ ኣየር ኬንያ ክፍሊት በረርኡ…

መራሕቲ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዝገበሩዎ ዘተ ፀገማት ብምይይጥ ብምፍታሕ ኣብ ምሕዝነት ክልቲአን ሃገራት ትኹት ዝገበረ ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሕቲ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዝገበሩዎ ዘተ ፀገማት ብምይይጥ ብምፍታሕ ምሕዝነት ክልቲአን ሃገራት ብዝበለፀ ኣብ ምጥንኻር ትኹረት ዝገበረ ከምዝኾነ ኣማኻሪ ብጄራዊ ድሕንነት ቀዳማይ ሚነሲትር ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒትር ኣቢይ ኣሕመድ…

ኣብዱል ፈታ ኣል ቡርሃን ሲቪል ኣባላት ሉኣላዊ ቤት ምኽ ሱዳን ኣሰናቢቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦ መንበር ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ስግግር ሰዳን ሌተናል ጄኔራል ኣብዱል ፈታ ኣልቡርሃን ንሲቪል ኣባላት ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን ካብ ስራሕ ከምዘሰናበቱ ተገሊፁ። እቲ ቤት መኽሪ ኣብ ቴሌግራም ገፁ ከምዝሓበሮ፥ ኣብዱል ፈታ ኣል ቡርሃን ሲቪል ኣባላት…

ፓርላማ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ 6ይ ፍሉይ ኣኼባ ኣብ እዋናዊ ኩነታ ፀፅታን ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታትን ታዛቲዩ ውሳነ ሓሳብ ኣሕሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ 6ይ ፍሉይ ኣኼባ ኣብ እዋናዊ ኩነታ ፀፅታን ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታትን ታዛቲዩ ውሳነ ሓሳብ ኣሕሊፉ። ብመሰረት ሕገ-መንግስቲ ዓንቀፅ 50 (3) መንግስቲ ፌዴራል ላዕለዋይ ስልጣን ባይቶ ወከልቲ…

ርእሰ ምምሕዳር ርስቱ ይርዳ ኣብ ዞባ ሀላባ ፕሮጀክትታት ልምዓት ኣመሪቆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳ ኣብ ዞባ ሃላባ ልዕሊ 94 ሚሊየን ብር ብዝኾነ ወፃኢ ዝተሃነፁ ፕሮጀክትታት ልምዓት ኣመሪቆም፡፡ ካብ ሞንጎ ዝተመረቁ ፕሮጀክትታት ልምዓት ኣርባዕተ ትካላት ጥዕና ሓዊሱ ህንፃታት ምምሕዳር ከምዝርከብዎ…

ክልተ ሚኒስትራት እንግሊዝ ኣመራርሓ ቦሪስ ጆንሰን ብምቅዋም ስረሖም ለቒቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ብሪታኒያ ሳጂድ ጃቪድን ሚኒስትር ፋይናንስ ሪሺ ሱናክን ኣመራርሓ ቀዳማይ ሚኒስትር ቦሪስ ጆንሰን ብምቅዋም ስረሖም ብፍቓዶም ለቒቖም። ሳጂድ ጃቪድ “ድሕሪ ሕዚ ኣብ ምሕደራ መንግስቲ ቦሪስ ጆምሰን ስረሐይ ብቕንዕና ንምስራሕ ሕልናይ…

ዝተተለመሉ ድጎማ ነዳዲ ተግባራዊ ምዃን ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንህዝቢ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ዝህባ ተሸከርከርቲ ጥራሕ ተረባሕቲ ዝገብር ዝተተለመሉ ድጎማ ነዳዲ ካብ ሎሚ መዓልቲ 29 ሰነ 2014 ዓም ጀሚሩ ተግባራዊ ምዃን ከምዝጀመረ ሚኒቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣፍሊጡ። ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ዝርከባ ንህዝቢ…