ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር መዓድን ምስ ኩባንያታት ቱርኪ ሰለስተ ሰነዳት ስምምዕነት ተፈራሪሙ Gebremariam Weldegerima Jul 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር መዓድን ምስ ኩባንያታት ቱርኪ ሰለስተ ሰነዳት ስምምዕነት ተፈራሪሙ። እቶም ሰነዳት ስምምዕነት፥ ኣብ ልምዓት ተፈጥሮ ጋዝ፣ ኣብ ምጥያሽ ፋብሪካ ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበርያ)ን ኣብ ፍርያት ወርቂን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሉ ኢዮም፡፡ እዋናዊ…
Uncategorized መበል 39 ፍሉይ ጉባኤ መራሕቲ ኢጋድ ኣብ ኬንያ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jul 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 39 ፍሉይ ጉባኤ መራሕቲ ትካል በይነ-መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ኢጋድ ኣብ ኬንያ ናይሮቢ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ መራሕቲ ኣብቲ ጉባኤ ኣብቲ ከባቢ ዘጋጠመ ድርቂ ምፅዋር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት፣ ኣብ ጉዳይ ሰላምን ፀፅታን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ጣሊያን ኣብ ሰሜናዊ ክፋል እታ ሃገር ሓደጋ ድርቂ ምግጣሙ ስዒቡ ኣዋጅ ህፂፅ እዋን ኣዊጃ Gebremariam Weldegerima Jul 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጣሊያን ኣብ ሰሜናዊ ክፋል እታ ሃገር ኣብ 70 ዓመት ታሪኻ ኣጋጢሙ ብዘይፈልጥ ሓደጋ ድርቂ ምግጣሙ ስዒቡ ኣዋጅ ህፂፅ እዋን ኣዊጃ። እቲ ድርቂ ኣጋጢሙ ዘሎ ቅድም ክብል ሲሶ ቀረብ ፍርያት ሕርሻ እታ ሃገር እናሸፈነ ኣብ ዝነበረ ከባቢ ሩባ “ፖ”…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ኣብ ውሽጢ ብዙሕ ውፃእ-ውረድ ኮይንና ዓብዪ ውፅኢት ክነመዝግብ ክኢልና ኢና” – ኣፈ ጉባዔ ታገሰ ጫፎ Gebremariam Weldegerima Jul 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) “ኣብ ውሽጢ ብዙሕ ውፃእ-ውረድ ኮይንና ዓብዪ ውፅኢት ክነመዝግብ ክኢልና ኢና” ብምባል ኣፈ ጉባዔ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ብርኪ ኣፈፃፅማ እቲ ባይቶ ኣመልኪቶም። ኮሚቴታት ኣማኸርቲን ኣተሓባበርቲን እቲ ባይቶ ከምኡ እውን ዋናን ሓገዝቲን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ኣብ ቄለም ወለጋ ኣብ ልዕሊ ዝነብሩ ንፁን ዜጋታት ብዝበፅሐ ጨፍጫፍ ዝተሰመዖ መሪር ሓዘን ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jul 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ቄለም ወለጋ ኣብ ልዕሊ ዝነብሩ ንፁን ዜጋታት ብዝበፅሐ ጨፍጫፍ ዝተሰመዖ መሪር ሓዘን ገሊፁ። ሓላፊ ቢሮ ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ እቲ ክልል ኣይተግዛቸው ሙሉነህ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ “ጉጅለ ግብረ ራዕዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ መበል 39 ፍሉይ ጉባኤ መራሕቲ ኢጋድ ልዩ ንምስታፍ ናይሮቢ ኣትዮም Gebremariam Weldegerima Jul 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ መበል 39 ፍሉይ ጉባኤ መራሕቲ ትካል በይነ-መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ልዩ ንምስታፍ ኬንያ ናይሮቢ ኣትዮም። እቶም መራሕቲ ኣብቲ ጉባኤ ኣብቲ ከባቢ ዘጋጠመ ድርቂ ምፅዋር ኣብ ዝከኣለሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምጅማር ናፃ ንግዲ ቀጠና ውሽጢ ሃገር ዘፈር ሎጂስቲክስ የነቓቕሕ ኢዩ – ወ/ሮ ዳግማዊት ሞገስ Gebremariam Weldegerima Jul 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምጅማር ናፃ ንግዲ ቀጠና ውሽጢ ሃገር ዘፈር ሎጂስቲክስ ከምዘነቓቕሕ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ ገሊፀን። ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣብ ኢትዮጵያ ናፃ ናይ ንግዲ ቀጠና ንምጅማር ዝዓለመ መድረኽ ዘተ የካይድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ሩሲያን ዘሎ ፍሰት ንግዲን ኢንቨስትመንትን ንምድንፋዕ ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት ምይይጥ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Jul 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሩሲያ ኣለማየሁ ተገኑ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ሩሲያን ዘሎ ፍሰት ንግዲን ኢንቨስትመንትን ንምድንፋዕን ፍርያታት ካብ ኢትዮጵያ ናብ ሩሲያ ዝኣትዉሉን ኩነታት ብምድሃብ ኣብ ከተማ ፒተርስበርግ ምስ ዝርከቡ ሓለፍቲ ስራሕ ወደብ ምይይጥ…
ስፓርት ኣሰልጣኒ ውበቱ ኣባተ ንመፃረዪ ፀወታ ቻን 23 ተጻወትቲ ፀዊዖም Gebremariam Weldegerima Jul 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ሃገራዊት ጋንታ ደቡብ ሱዳን ቅድመ መፃረዪ ፀወታ ቻን ዝፅበያ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ 23 ተፃወትቲ ዕላዊ ገይራ። ብኣሰናዳእነት ኣልጄሪያ ዝካየድ ውድድር ፅዋዕ ሃገራት ኣፍሪካ ቻን፥ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ደቡብ ሱዳን ቅድመ መፃረዪ ፀወታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሔራዊ ዝተተለመሉ ክፍሊት ድጎማ ነዳጅ ንምፍፃም ኣብ ሞንጎ መዳርግቲ ኣካላት ሰነድ ስምምዕነት ተፈሪሙ Gebremariam Weldegerima Jul 4, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሔራዊ ዝተተለመሉ ክፍሊት ድጎማ ነዳጅ ንምፍፃም ኣብ ሞንጎ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን፣ ኢትዮቴሌኮምን ትካል ኣቕራቢ ነዳዲ ኢትዮጵያን ዝለምዐ መተግበሪ ኣብ ስራሕ ንምውዓል ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተፈሪሙ። ሚኒስትር ትራንስፖርትን…