Fana: At a Speed of Life!

ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ምስ ኣምባሳደር ኒውዚላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትምህርቲ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ምስ ኣምባሳደር ኒውዚላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ሚካኤል ኡፕቶን ኣብ ጉዳያት ትምህርቲ ኣድሂቦም ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዘፈር ትንህርቲ ብዛዕባ ዝተጀመረ ፅሬት ትምህርቲ ናይ ምርግጋፅ ስራሕቲ…

ኣኼባ ማእኸላይ ኮሚቴ ሊግ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸላይ ኮሚቴ ሊግ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ዝተሳለጡ ተግባራትን ቀፀልቲ ኣንፈታትን ኣመልኪቱ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ደብረ ብርሃን ኣኼባኡ ምክያድ ጀሚሩ። እቲ ማኸላይ ኮሚቴ ኣብ ዘካይዶ ዘተ ስራሕቲ ምድላው ሰነድ ሊግ መናእሰይ…

ሓፀርቲ ናይ ዝውውር ዜናታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለያ ጋንታታ ኩዕሾ እግሪ ኣውሮፓ ኣብ ዝቕፅል ዘመነ ውድድር ተጠናኺረን ንምቕራብ  ኣብ ናይ ዝውውር ዕዳጋ እናተሳተፋ ይርከባ። ቅድም ክብል ኧርሊንግ ሃላንድን ካብ ቦርሲያ ዶርቱሙንድ ዘፈረመት ሻምፒዮና ፕሪሜርሊግ እንግሊዝ ጋንታ ማንቸስተር ሲቲ፥…

1 ሺሕን 59 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 59 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት 63 ህፃናትን እንትኾኑ፥ 196 ደቂ ኣንስትዮን 800…

ኣብ ኮፐንሃገን ዝተዓጠቐ ውልቀሰብ ብዝኸፈቶ ተኹሲ ሰባት ከምዝተቐተሉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዴንማርክ ኮፐንሃገን ዝተዓጠቐ ውልቀሰብ ብዝኸፈቶ ተኹሲ ሰባት ከምዝተቐተሉ ፖሊስ እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ብዘጋጠመ መጥቃዕቲ ሰለስተ ሰባት ህይወቶም እንትሓልፍ ኣርባዕተ ሰባት ድማ ከቢድ ጉድኣት ኣካል ከምዝበፅሖም ተሓቢሩ፡፡ ፖሊስ እቲ ተግባር…

ተሳተፍቲ ስነ-ስርዓት ኣከባብራ 2ይ ዙር “ጉዕዞ ናብ ሃገር ካብ ዒድ ናብ ዒድ” ናብ ኢትዮጵያ የኣትዉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ተሳተፍቲ ስነ-ስርዓት ኣከባብራ 2ይ ዙር “ጉዕዞ ናብ ሃገር ካብ ዒድ ናብ ዒድ” ናብ ኢትዮጵያ የኣትዉ ኣለዉ። ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ብርቱካን ኣያኖን ምክትል ዋና ዳይሬክተር ኤጀንሲ ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ዶክተር ሙሃመድ እንድሪስ፥ ኣብ…

2ይ ዓመት ምስረታ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ሲዳማ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)2ይ ዓመት በዓል ምስረታ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ሲዳማ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ኣዳራሽ ባህሊ ሲዳማ ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዋና ኣፈ ጉባኤ እቲ ክልል ወይዘሮ ፋንታየ ከበደ፣ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ደስታ ሌዳሞ፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ መልቀቒ ፈተና 8ይ ክፍሊ ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ መልቀቒ ፈተና 8ይ ክፍሊ 2014 ዓ.ም ኣብ ኩለን ክፍለ ከተማታት ምሃብ ተጀሚሩ። በቲ ምምሕዳር ከተማ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣቢያተ ትምህርቲ ዝርከቡ ተምሃሮ ብዘይ ዝኾነ ፀገም ፈተነኦም እናወሰዱ እንትኾኑ፥ እቲ ፈተና…

እንተፀኒዕና ፈተናታት ዕድላት ዕብየት እዮም – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እንተፀኒዕና ፈተናታት ዕድላት ዕብየት እዮም ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስት ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ማሕራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ፥ እንተፀኒዕኻ ፈተናታት ዕድላት ዕብየት ከምዝኾኑ ብምግላፅ፤ “ዝሃነፅናዮም…

ኢዜማ ንፕሮፌሰር ብርሀኑ ነጋ መራሒ እቲ ፓርቲ ገይሩ መሪፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሓፈሻዊ ጉባኤ ኢዜማ ንፕሮፌሰር ብርሀኑ ነጋ መራሒ እቲ ፓርቲ ገይሩ መሪፁ። ዜጋታት ኢትጵያ ንማሕበራዊ ፍትሒ (ኢዜማ) ቀዳማይ ስሩዕ ሓፈሻዊ ጉባኤኡ ትማሊ 26 ሰነ 2014 ዓ.ም ኣብ ዘካየዶ መረፃ፥ ፕሮፌሰር ብርሀኑ ነጋን ኣርክቴክት ዮሃንስ…