ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ምዕራፍ መዛዘሚ መርሃ ግብሪ ምእካብ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Jul 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሓደ ወርሒ ዝተኻየደ መርሃ ግብሪ ምእካብ መፃሕፍቲ ቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት መዕፀዊ ቀዳማይ ምዕራፍ ተኻይዱ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣማኻሪ ማህበራዊ ጉዳያት ቀዳማይ ሚኒስትር ሙሃዘ ጥበባት ዲያቆን ዳንኤል ክብረት፣ ፕሬዚዳንት ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ …
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ናብ ምዕራፍ ምድላው ምእታዉ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Jul 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ስራሕቲ ምዕራፍ ቅድመ ምድላው ዛዚሙ ናብ ምዕራፍ ምድላው ምእታዉ ኣካቢ እቲ ኮሚሽን ፕሮፌሰር መስፍን ኣርኣያ ገሊፆም። ፕሮፌሰር መስፍን ከምዝገለፅዎ÷ ኣብ ምዕራፍ ቅድመ ምድላው ነቲ ኮሚሽን ናይ ምውዳድ ስራሕቲ ከምዝተኻየደን መርሃ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ጋምቤላ 4ይ ዙርያ መርሃ ግብሪ ሓምላዋይ ኣሰር ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jul 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላ ኣይተ ኡሞድ ኡጁሉ ኣብ ክልል ጋምቤላ 4ይ ዙርያ መርሃ ግብሪ ሓምላዋይ ኣሰር ኣጀሚሮም፡፡ ኣብቲ ክልል መጀመሪ 4ይ ዙርያ መርሃ ግብሪ ሓምላዋይ ኣሰር ኣብ ወረዳ ጋምቤላ ቀበሌ ቀርሚ ተጀሚሩ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ድሬዳዋ ተጣይሾ ዘላ ቅድመ ምዕራፍ ናፃ ዞባዊ ንግዲ ኣብ ፅቡቕ ብርኪ ከምዝርከብ ወ/ሮ ዳግማዊ ሞገስ ገሊጸን Gebremariam Weldegerima Jul 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ድሬዳዋ ትምስርቶ ዘላ ቅድመ- ምዕራፍ ናፃ ዞባ ንግዲ ኣብ ፅቡቕ ብርኪ ከምዝርከብ ሚኒስትር ሎጂስቲክስን ትራንስፖርትን ወይዘሮ ዳግማዊ ሞገስ ገሊፀን፡፡ ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ÷ ቅድመ ምዕራፍ ናፃ ዞባ ንግዲ ዕዉት ንምግባር እናሰርሐ ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብ4 ነጥብ 2 ቢሊየን ብር ወፃኢ ዝተሃነፀ ካልኣይ ክፋል ፕሮጀክት ማይ ለገዳዲ ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima Jul 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ከተማ ኣዲሰ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ብ4 ነጥብ 2 ቢሊየን ብር ዝተሃነፀ ካልኣይ ክፋል ፕሮጀክት ማይ ለገዳዲ ሎሚ ኣመሪቐን። ከንቲባ ከተማ ኣዲሰ ኣባባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምረቓ ብዝገበርኦ መደረ÷ “ቀረብ ዝስተ ማይ ኣዲስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጀጋኑ ደሞም ኣፍሲሶም ዘኽበርዋ ሃገር ብመስዋእትነት ክነቕፅል ኢና ክብሉ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል እዚ ሰሜን ተዛሪቦም Gebremariam Weldegerima Jul 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጀጋኑ ደሞም ኣፍሲሶም ዘኽበርዋ ሃገር ብመስዋእትነት ክነቕፅል ኢና ክብሉ ኣብ እዚ ሰሜን ዝርከቡ ኣባላት ክፍሊ ሰራዊት ሜካናይዝድን ኣጋር ጦርን ተዛሪቦም። ኣብቲ ክፍሊ ጦር ዝርከቡ ኣዛዚ ሓለቓ ሽሕ 2ይ ሬጅመንት ኣለምነው ተፈራ ከምዝገለፅዎ÷ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ባህልና ዝተመረቐ ሰብ ንሰናይ ዝተፀወዐ እዩ – ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Jul 3, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)“ኣብ ባህልና ዝተመረቀ ሰብ ንሰናይ ዝተፀወዓ ምዃኑ ሕድሕድ ተመራቒ ንዝተፀወዐሉ ተግባር ንዕቤየት ሃገሩ ዓምዲ፤ ምዃኑ እዩ” ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ገሊፆም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ብማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣቢሎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናውትታት ሕክምና ዝፀዓና ተሽከርከርቲ ኮሚቴ ዓለም ለኸ ቀይሕ መስቀል መቐለ ኣትየን Gebremariam Weldegerima Jul 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣24 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ዝተፈላለዩ ናውትታት ሕክምና ዝፀዓና ተሽከርከርቲ መቐለ ምእታወን ኣብ ኢትዮጵያ ኮሚቴ ዓለም ለኸ ቀይሕ መስቀል ኣፍሊጡ። ናውትታት ሕክምና ሓዊሱ ዘርኢ ጣፍ፥ ከምኡ እውን መሰረታዊ ናውትታት ገዛ ዘካተተ ሰብኣዊ ርዳእታ ዝፀዓና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኮሚሽነር ጉዳይት ፖለቲካ፣ ሰላምን ፀጥታን ሕብረት ኣፍሪካ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jul 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኮሚሽነር ጉዳይት ፖለቲካ፣ ሰላምን ፀጥታን ሕብረት ኣፍሪካ ኣምባሳደር ባንኮሌ ኣዲዮዬ ናብ ቤት ጽሕፈቶም ተቐቢሎም ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ መኮንን፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብፂን ተለኣኣኽቲ ህወሓትን ኢትዮጵያን ሱዳንን ንምክፍፋል ይሽርቡ ኣለዉ – ተንታኒ ፖለቲካ Gebremariam Weldegerima Jul 1, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብፂን ተለኣኣኽቲ ህወሓትን ኢትዮጵያን ሱዳንን ንምክፍፋል ይሽርቡ ምዃኖም ተንታኒ ፖለቲካ ኣንድሪው ኮሪብኮ ገሊፁ። ዓለም ለኻዊ ጉዳያት ዝትንትን ብፍላይ ድማ ጉዳይ ኢትዮጵያን ኣመልኪቱ ተደጋጋሚ ትንታት ዝፅፍ ሜሪካዊ ኣንድሪው ኮሪብኮ፥ ኣብ ፅሑፉ…