Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ምዕዋት ትልሚ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኩሎም ኣካላት ናይ ባዕሎም ኣብ ምውፃእ ኣሰሮም ንኸዕርፉ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምዕዋት ትልሚ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኩሎም ኣካላት ናይ ባዕሎም ኣብ ምውፃእ ኣሰሮም ንኸዕርፉ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ ፃውዒት ኣቕሪቦም። “ኣሰርና ንወለዶና” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ክፍለ ከተማታት…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ሕድሳት ገዛውቲ ዓቕመ ደካማታት ኣጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ክፍለ ከተማ ጉለሌ ወረዳ 2 ብልምዲ ሓምለ 19 ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ ዝርከቡ ናይ ዓቕመ ደካማታት ገዛውቲ ሕድሳት ኣጀሚሮም። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ምስ መሓዙት…

1 ሺሕን 17 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 17 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት ሓሙሽተ ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡ ተመለስቲ ግቡእ ሓገዝን…

ኢትዮጵያን ሱዳንን ዘጋጠሞም ፀገም ብሕውነታዊነትን ሰናይ ጉርብትናን ናይ ምፍታሕ ዓቕሚ ኣለወን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሱዳንን ዘጋጠሞም ፀገም ብሕውነታዊነትን ሰናይ ጉርብትናን ናይ ምፍታሕ ዓቕሚ ኣለወን ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒትር ኣቢይ ኣሕመድ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ሱዳንን ኣመልኪቶም ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም…

መርሃ ግብሪ ሽልማት ሙዚቃ ኣርቲስት ሃጫሉ ሁንዴሳ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ሽልማት ሙዚቃ ኣርቲስት ሃጫሉ ሁንዴሳ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከተማ ሆቴል ኢሊሊ ይሳለጥ ኣሎ። ዕላማ እቲ ሽልማት፥ ኣሰር ኣርቲስት ሃጫሉ ሁንዴሳ ንኽቕፅልን ኪነ-ጥበብ ኦሮሞ ንምብርትታዕ ከምዝኾነ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ተገለፁ፡፡ እቲ ናይ ሎሚ…

ቀረብን ዝርገሐን ነዳዲ ኣብ ልዕሊ ዘተኣጓሉ ኣካላት ሕጋዊ ስጉምቲ ከምዝወስድ በዓል መዚ ቁፅፅር ነዳዲን ኢነርጂን ኣጠንቂቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀረብን ዝርገሐን ነዳዲ ኣብ ልዕሊ ዘተኣጓሉ ኣካላት ሕጋዊ ስጉምቲ ከምዝወስድ በዓል መዚ ቁፅፅር ነዳዲን ኢነርጂን ኣጠንቂቑ። ኣብ መዓልቲ ልዕሊ ትሽዓተ ሚሊየን ሊትሮ ነዳዲ ናብ ውሽጢ ሃገር እናኣተወ ይኹን እምበር ናብ ተረባሕቲ ብእዋኑ እናበፅሐ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ዝቕፅል 27 ክሳብ 29 ሰነ 2014 ዓ.ም መልቀቒ ፈተና 8ይ ክፍሊ ክወሃብ ኢዩ

ኣዲ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ዝቕፅል 27 ክሳብ 29 ሰነ 2014 ዓ.ም መልቀቒ ፈተና 8ይ ክፍሊ ከምዝወሃብ ተገሊፁ። ቢሮ ትምህርቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ፥ ከተማ ሓቆፍ ፈተና 8ይ ክፍሊ 2014 ዓ.ም ብዝምልከት ኣብ ኣፈፃፅማ እቲ ከይዲ ንምክትታል ምስ…

ምስ መንግስቲ ጀርመን ልዕሊ 32 ሚሊየን ዩሮ ሓገዝ ገንዘብ ድጋፍ ንምግባር ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ መንግስቲ ጀርመን ልዕሊ 32 ሚሊየን ዩሮ ሓገዝ ገንዘብ ድጋፍ ንምግባር ዘኽእል ስምምዕነት ፕሮግራም ከምዝተፈረመ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪያት ካሚል ምስ ዳይሬክተር ባንኪ ልዓት ጀርመን ኣብ ሕብረት…

ኩባ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ርክብ ብዝበለፀ ክተጠናኽር ከምትደሊ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ርክብ ብዝበለፀ ክተጠናኽር ከምትደሊ ኣፍሊጣ። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኩባ ብሩኖ ሮድሪጌዝ ፓሪላ ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ተዛቲዮም፡፡…

ኣሜሪካ ክታበት ዓበቕ ህበይ ምሃብ ከምትጅምር ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)300 ዝኣኽሉ  ኣሜሪካውያን ብሕማም ዓበቕ ህበይ ምትሓዞም ስዒቡ እታ ሃገር ኣብ ዝተፈላለዩ ግዝኣታታ ክታበት ምሃብ ከምትጅምር ኣፍሊጣ። ኣብ ዝቕፅሉ ኣዋርሕ እውን ዋይት ሃውስ 300 ሺሕ ክታበታት ንምክፍፋል ትልሚ ከምዘለዎ ተሓቢሩ። በሚቀጥለው…