Fana: At a Speed of Life!

ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ምሩኻት ሱዳን ኣብ ኣደባባይ ቀቲሉ ብዝብል ብጦር ሱዳን ዝናፈስ ሓበሬታ መሰረት ዘይብሉ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ምክልኻል ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ “ኣተሓሕዛ ምሩኻት ብዘይተኸተለ መገዲ ወታደራተይ ቀቲሉ” ብዝብል ጦር ሱዳን ዘናፍሶ ሓበሬታ መሰረት ዘይብሉ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ምክልኻል ፌዴሪኢ ገሊፁ። ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ሚኒስቴር ኮሎኔል ጌትነት ኣዳነ ኣብቲ…

ዓለም ለኻዊ ዕቤትን ምስፍሕፋሕን ሃገር በቆል ኢንተርፕራይዛት ኩርዓት ሃገርን ፍልፍል ሃፍቲን ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኻዊ ዕቤትን ምስፍሕፋሕን ሃገር በቆል ኢንተርፕራይዛት ኩርዓት ሃገርን ፍልፍል ሃፍቲን ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ “ዓለም ለኻዊ ዕቤትን…

ኣብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር እዚ ዓመት 2 ነጥቢ 2 ቢሊየን ፍልሲታት ብደቂ ኣንስትዮ ከምዝትከሉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር እዚ ዓመት 2 ነጥቢ 2 ቢሊየን ፍልሲታት ብደቂ ኣንስትዮ ከምዝትከሉ ሊግ ደቂ ኣንስትዮ ፓርቲ ብልጽግና ኣፍሊጡ። ሊግ ደቂ ኣንስትዮ ፓርቲ ብልጽግና ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ቀዳማይ ጉባኤኡ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ከካይድ ኢዩ።…

ሁዋዌ ካብ ህንፀት መሰረት ልምዓት ሓሊፉ ኣብ ስግግር ፍልጠት ዘለዎ ስራሕ ዝነኣድ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሁዋዌ ካብ ህንፀት መሰረት ልምዓት ሓሊፉ ኣብ ስግግር ፍልጠት ዘለዎ ስራሕ ዝነኣድ ከምዝኾነ ሚኒስትር ዴኤታ ኢኖቬሽንና ቴክኖሎጂ ሁሪያ ኣሊ ተዛሪበን። ቴክኖሎጂ ህዋዌ 2022 ናይ ምሕዝነት ኢትዮጵያ ኣኼብኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣካይዱ ፡፡ ሚኒስትር…

መመሓየሺ ሃገር በቆል ኢኮኖሚ ኣብ መዳይ ኢኮኖሚ ዝበሩ ስብራታት ክፈትሕ ዝኸኣለ ኢዩ – ኣባላት ማእኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መመሓየሺ ሃገር በቆል ኢኮኖሚ ኣብ ኣፈጻፅማ ወፃኢ ንግዲ ሓዊሱ ኣብ መዳይ ኢኮኖሚ ዝበሩ ስብራታት ክፈትሕ ዝኸኣለ ከምዝኾነ ኣባላት ማእኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና ገሊፆም። እቶም ኣባላት ማእኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና ከምዝበሉዎ፥ እቲ ፓርቲ ሃገራዊ…

ካብ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ዝተውሃበ መግለፂ

ኣብ ቀረባ እዋን ግምባር ናፅነት ጋምቤላ (ጋነግ)፣ ዴሞክራሲያዊ ምንቅስቓስ ህዝቢታት ጉሙዝ(ጉህዴን)ን ራዕዳዊ ጉጅለ ኦነግ ሸኔን ተዋዲዶምን ተነዓራሪዮምን ኣብ ክልል ጋምቤላ ከተማ ጋምቤላን ከባቢኣን ከምኡ እውን ኣብ ጊምቢን ደምቢ ዶሎን መጥቃዕቲ ንምፍፃም ፈተነ ገይሮም ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን…

ጋቦንን ቶጎን ናብ ጉጅለ ሓበራዊ ሃገራት ምዕባለ ንምፅምባር ዘቕረቡዎ ሕቶ ተቐባልነት ምርካቡ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋቦንን ቶጎን ናብ ጉጅለ ሓበራዊ ሃገራት ምዕባለ (ኮመን ዌልዝ) ንምፅምባር ዘቕረቡዎ ሕቶ ኣብ ዝሓለፈ ቀዳም ተቐባልነት ምርካቡ ተሓቢሩ። 54 ኣባል ሃገራት ዝሓቖፈ ጉጅለ ኮመን ዌልዝ ክልቲአን ሃገራት ተወሰኽቲ ኣባላት ተቐቢሉ ዘሎ ኣብ ሩዋንዳ…

ልዕሊ 58 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ልዕሊ 58 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንንትሮባንድ ከምዝሓዘ ኮሚሽን ጉምሩኽ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን ኣብ ዝተፈላለዩ ጨንፈር ኣቢያተ ፅሕፈት ብዝገበሮ ፍተሸ ኢዩ 46 ነጥቢ 6 ሚሊየን ኣቑሑት ኮንትሮባንድን 11 ነጥቢ…

መጀመሪ መርሃ ግብሪ ኣገልግሎት ወለንታን ዶብ ዝሳገር ኣገልግሎት ወለንታውያን መናእሰይን ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መጀመሪ ክረምታዊ መርሃ ግብሪ ኣገልግሎት ወለንታ መናእሰይን ዶብ ሰገር ኣገልግሎት ወለንታውያን መናእሰይን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምክትል ቀዳማይ ሚኒትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን፣ ሚኒስትር ደቂ…

ኢራን ዙልጃናህ ዝተብሃለ ሮኬት ጠፈር ኣወንጪፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኢራን ዙልጃናህ ዝተብሃለ ሳትላይት ዝሽከም ሮኬት ጠፈር ምውንጫፋ ሚዲያ እታ ሃገር ፀብፂቡ። ቴህራን እታ ሮኬት ዘወንጨፈታ ብሄራዊ ናይ ጠፈር ፕሮግራማ ንምስህሕፋሕ ብምዕላም ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ ይኹን እምበር ኣሜሪካ ቴህራን ዘወንጨፈታ ሮኬት ንዕላማ…