ዲጅታል ሉዓላዊነት ኣብ ምኽባር ፃዕሪ ስግግር ፍልጠት ቴክኖሎጂ ወሳኒ ኢዩ – ኣይተ ሰለሞን ሶካ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዲጅታል ሉዓላዊነት ኣብ ምኽባር ፃዕሪ ስግግር ፍልጠት ቴክኖሎጂ ወሳኒ ከምዝኾነ ዋና ዳይሬክተር ምምሕዳር መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ኣይተ ሰለሞን ሶካ ገሊፆም።
ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ምምዕባል ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣብ ከተማ ባህርዳይ ይሳለጥ…