Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስቴር ፍትሒን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ኣብ ልምዓት ሃፍቲ ሰብ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ፍትሒን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ኣብ ልምዓት ሃፍቲ ሰብ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም። ሚኒስትር ዲኤታ ፍትሒ ኣለምኣንተ ኣግደውን ቺፍ ኢንፎርሜሽን ኦፊሰር መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ጌትነት ታደሰን ነቲ ስምምዕነት…

ፓርክታት ኣግሮ ኢንዱስትሪ ዘጋጥሙዎም ፀገማት ንምፍታሕ ዝዓለመ ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርክታት ኣግሮ ኢንዱስትሪ ዘጋጥሙዎም ፀገማት ንምፍታሕ ዝዓለመ መድረኽ ዘተ ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ይርጋለም ተኻይዱ። ዳይሬክተር ኮሙዩኒኬሽን ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታትን ልምዓት ቢዝነስን ክልል ሲዳማ ኣይተ ጴጥሮስ ማርቆስ ከምዝገለፁዎ፥ እቲ መድረኽ…

ንፍርያት ዘድልዩ እታወታት ኣብ ዕዳጋ ክረኽቡ ከምዘይከኣሉ ማሕበር ኢንዱስትሪታት ቆርበት ኢትዮጵያ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንፍርያት ዘድልዩ እታወታት ኣብ ዕዳጋ ክረኽቡ ከምዘይከኣሉ ማሕበር ኢንዱስትሪታት ቆርበት ኢትዮጵያ ገሊፁ። ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዘዘራረቦም ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ዓውዲ ከምዝገለፁዎ፥ ብምኽንያት ኮቪድ-19 ዕዳጋ ቆርበት ኣንቆልቊሉ ዝነበረ…

ካብ ዝተፈቐደሎም በጀት ንላዕሊ ዝተጠቐሙ 24 ትካላት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝተፈቐደሎም በጀት ንላዕሊ ዝተጠቐሙ 24 ትካላት ከምዝተረኸቡ ዋና ኦዲተር ፌዴራል ኣፍሊጡ። ቤት ዕዮ ዋና ኦዲተር ፌዴራል ንባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዘቕረቦ ፀብፃብ፥ 24 ቤት ዕዮታት ብፍሉይ ናይ ሒሳብ መደባት እንተየፍቀዱን በጀት እንተየዘዋወሩን…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኮሚሽነር ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኮሚሽነር ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ሕብረት ኣውሮፓ ጃኔዝ ሌናርቺች ተዛቲዮም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብቲ እዋን ኢትዮጵያ ምስ ሕብረት ኣውሮፓ ዘለዋ ምሕዝነት…

ጥሙር መንግስቲ እስራኤል ፓርላማ ብምብታን ኣገዳዲ መረፃ ንምግባር ዘኽእል ረቂቕ ከቕርብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጥሙር መንግስቲ እስራኤል ፓርላማ ብምብታን ኣገዳዲ መረፃ ንምግባር ዘኽእል ረቂቕ ከቕርብ ኢዩ። ቀዳማይ ሚኒስትር ናፍታሊ ቤኔትንን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ያይር ላፒድን ኣብ ቀፃሊ ሰሙን እቲ ረቂቕ ከምዘቕርቡ ኣፍሊጦም። እቲ ረቂቕ ምስ ፀደቐ ድማ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኢትዮጵያውያን ብዝተሓባበረ ቅልፅም ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሮም ፈልሲ ንኽተኽሉ  ፀዊዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኢትዮጵያውያን ብዝተሓባበረ ቅልፅም ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሮም ፈልሲ ንኽተኽሉ  ፀዊዖም። 4ይ ዙር መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ማእኸል እፅዋት ጉለሌ…

4ይ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)4ይ ዙር መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ክጅመር ኢዩ። በቲ መርሃ ግብሪ 6 ቢሊየን ፈልሲታት ንምትካል ትልሚ ኣሎ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ወፍሪ ሓምለዋይ ኣሰር እዚ ዓመት ኣመልኪቶም ኣብ ዘውፅኡዎ መግለፂ፥ ኣብዚ ዓመት…

መንግስት ዝጀመሮ ልዕልነት ሕጊ ናይ ምዕሳል ስራሕ ብሽርሒ ግብረ ራዕዳውያን ኣይተዓናቐፍን – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስት ዝጀመሮ ልዕልነት ሕጊ ናይ ምዕሳል ስራሕ ብሽርሒ ግብረ ራዕዳውያን ኣይተዓናቐፍን ክብል ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። እቲ ኣገልግሎት መንግስቲ ኣብቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ መግለፂ ኣውፂኡ። ሙሉእ ትሕዝቲ እቲ መግለፂ ከምዚ ዝስዕብ…

መራሕቲ ማሕበረሰብ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ጉዳይ ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ይዝትዩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሕቲ ማሕበረሰብ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ጉዳይ ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎን ኣብ ሞንጎ ዓመፅቲ ዝተፈጠረ ጎንጺ መዕለቢ ንምእላሽን ኣብ ኬንያ እናዘተዩ ምዃኖም ተገሊፁ። ፕሬዚዳንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታ ኣብ ዘሰናድኡዎ ኣኼባ ዝተረኸቡ እቶም መራሕቲ፥ ኣብ…