ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 1 ሺሕን 34 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Jun 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 34 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት ሓደ ህፃን ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ ተመለስቲ ግቡእ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደቂ ኣንስትዮ ኣባላት ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ቸኣብ ዝቕፅሉ ዓመታት ዝሐሸ ስራሕ ክንሰርሕ ይግባእ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Jun 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓፈሻዊ ጉባኤ ምስረታ ኮከስ ኣባላት ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ 3ይ ዙር ዘበን መረፃ ሎሚ መዓልቲ ተኻይዱ፡፡ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብቲ እዋን ከምዝበለኦ፥ ምውዳብ ሓይሊ ኢዩ፤ ምውዳብ ባዕሉ ግን ሽቶ ኣይኮነን፡፡ “ብምዃኑ ድማ እንትንውደብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንግዲ ኮንትሮባንድ ይፈጥሮ ዘሎ ፀገም ፀጥታ ንምክልኻል ዝተዋደደ ስራሕ ትካላት ክጠናኸር ይግባእ – ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ Gebremariam Weldegerima Jun 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንግዲ ኮንትሮባንድ እናፈጠሮ ዝርከብ ፀገም ትካላት ፍትሕን ፅታን ክልላትን ፌዴራልን ዝተዋደደ ስራሕ ምክልኻል ክጠናኸር ከምዝግባእ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሓመድ ኣፍሊጦም። ኣብ ኢትዮጵያ ብኮሚሽን ጉምሩክ ዝተዳለወ ምክልኻል ፀረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ ንህዝብታት ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ሓገዝ 100 ሚሊየን ብር ገይሩ Gebremariam Weldegerima Jun 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ ንህዝብታት ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ሓገዝ 100 ሚሊየን ብር ገይሩ። እቲ ሓገዝ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ንምኽትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ዶክተር ኢንጂነር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መመሓየሺ ፕሮግራም ቋንቋ እንግሊዘኛ ንምዕዋት ካብ ወፃኢ ሃገራት ወለንታውያን መምህራን ናይ ምስታፍ ስራሕ ተጀሚሩ ኣሎ – ፕሮፌሰር ብርሃኑ Gebremariam Weldegerima Jun 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትምህርቲ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ምስ ኣምባሳደር ኣውስትራሊያ ኣብ ኢትዮጵያ ጁሊያ ኒብለት ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ እናተገበሩ ዝርከቡ ለውጢታትን ብኲናት ዝዓነዉ ትካላት ትምሀርቲ መሊስካ ንምህናፅ ዝግበር ፃዕሪን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ስዕረትን ክሳራን እናበፅሖ ስለዝኾነ ናይ ተስፋ ምቑራፅ ስጉምቲታት እናወሰደ ይርከብ – ኣይተ ደመቀ መኮንን Gebremariam Weldegerima Jun 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምትሕብባር ኣካላት ኣኽበርቲ ፀፅታን ህዝቢን ዝተወሰደ ስጉምቲ ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ስዕረትን ክሳራን እናበፅሖ ስለዝኾነ፤ ናይ ተስፋ ምቑራፅ ስጉምቲታት እናወሰደ ከምዝርከብ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን…
ስፓርት ጋንናታታት ፋሲል ከነማን ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣብ ውድድር ጋንታታት ካፍ ንኢትዮጵያን ክውክላ ኢየን Gebremariam Weldegerima Jun 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ጋንታ ፋሲል ከነማ ንጋንታ ኣዳማ ከተማ 2 ን 0 ስዒራ፡፡ ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ፋሲል ስዒራ ንኽትወፅእ ዘኽአላ ሽቶታት ሙጂብ ቃሲም ኣመዝጊቡወን፡፡ ፋሲል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውርርድ ስፖርት ወይ ድማ ቤቲንግ ንኽእገድ እናሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Jun 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ውርርድ ስፖርት ወይ ድማ ቤቲንግ ንኽእገድ ብዕቱብ እናሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኣፍሊጡ። ኣብቲ ሚኒስቴር ተወካሊ ዳይሬክተር ልምዓት ስብእ መናእሰይ ኣይተ ኣበበ ሃይማኖት ከምዝገለፁዎ፥ ምስ ህንፀት ስብእና መናእሰይን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ 3ይ ዙር ወፍሪ ክታበት መከላኸሊ ኮቪድ-19 ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jun 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ 3ይ ዙር ወፍሪ ክታበት መከላኸሊ ኮቪድ-19 ምሃብ ተጀሚሩ። እቲ ክታበት ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ዘለዉ 10 ተኸታተልቲ መዓልቲታት ዕድሚኦም 12 ዓመትን ልዕሊኡን ንዝኾኖም ኩሎም ኣብ ኩለን መንግስታዊ ጣቢያታት ጥዕናን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ጉባኤ ሰላምን ልምዓትን ቻይናን ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪካን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ጉባኤ ሰላምን ልምዓትን ቻይናን ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪካን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ብዓይነቱ ፈላማይ ዝኾነ እቲ ጉባኤ፥ ኣብ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪካ ሰላም፣ ሰናይ ምምሕዳርን ልምዓትን ዝበሉ ዛዕባታት ኣድሂቡ ንክልተ መዓልቲታት ክካየድ ኢዩ።…